ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

Efra Entertainment _- ጽንብል ዓወት ቢኒ 12 መድረክ. ኣስመራ ኣብ ጎደና ሓርነት Eritrean #

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ค. 2024

ความคิดเห็น • 60

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 21 วันที่ผ่านมา +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏ሰለማዊ ህዝቢ ኣብ ሰለማዊት ሃገርና ኤርትራ ዓወት ቢኒ ንምጽባል እንቃዕ ሓጎሰና ሓጎሰካ ህዝበይይ።

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 20 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሰይ ሓላል ህዝበይ እንቋዕ ታሓጎስኩም በዞም ሓሳዳት ጎረቤትና ፍርቂ ኢና ንስሕቕ ኔርና ሕጂግን ሳላ ቢኒ ንሙሉእ ህዝብና ሓጎስ ምልእ ኣቢሉዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🙏🇪🇷👍❤🎉🚴🎊💯

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 20 วันที่ผ่านมา

    Waw my peaceful people congratulations 🇪🇷❤️

  • @user-zb1wt9xc7w
    @user-zb1wt9xc7w 21 วันที่ผ่านมา +3

    ህዝበይ ተሓጊሱ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ሓጎስ የብለይን።❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 20 วันที่ผ่านมา

    EnquE hagosena, thanjs to Bini for bringing Eritrea to glory of the cycling world 🌎 ❤🇪🇷

  • @TmgGuale.mengis
    @TmgGuale.mengis 20 วันที่ผ่านมา

    Shikorat Deqi Erey ❤❤❤❤🎉🎉Bini Anbesa Jegna kings 🤴💎💎💎💎🙏🏿🇪🇷🏆🎖🏅🌎🦁🦁🦁🦁🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 20 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @rezenegerezgiher9396
    @rezenegerezgiher9396 20 วันที่ผ่านมา

    ሰላላም ሰላም ህዝበይ አንካ የህጎሰካ ቢኒ

  • @abieyu5322
    @abieyu5322 20 วันที่ผ่านมา

    የውሃና ደቂ ኤረይ

  • @user-hb4gl4uu3v
    @user-hb4gl4uu3v 21 วันที่ผ่านมา +1

    አስይ ህዝበይ ተሓጊሱ ቢኒ ዕደመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልል🎉🎉🎉🎉

  • @DannyAbraham-cn4mc
    @DannyAbraham-cn4mc 20 วันที่ผ่านมา

    God bless my precious Eri🇪🇷❤️💪💯

  • @elsat792
    @elsat792 20 วันที่ผ่านมา

    Viva Beni! Viva Eritrea 🇪🇷 and Eritrean’s! 🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊

  • @Sabah-bq6eh
    @Sabah-bq6eh 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samueltesfay1513
    @samueltesfay1513 20 วันที่ผ่านมา

    Yewhana deki Eri xaeda!

  • @helenaki18
    @helenaki18 21 วันที่ผ่านมา

    Yohanaaaaa Deki Erey🎉🎉🎉🎉🙏🇪🇷❤️

  • @rezenegerezgiher9396
    @rezenegerezgiher9396 20 วันที่ผ่านมา

  • @gideyghebre187
    @gideyghebre187 20 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Leeeeeeeeeel ❤❤❤❤❤

  • @robelzerabruk267
    @robelzerabruk267 21 วันที่ผ่านมา

    Congra All of the African people

  • @yuel8254
    @yuel8254 21 วันที่ผ่านมา

    Amlak. Muluh. Hagos. Ygberelna. Amen 🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾

  • @filmonhaile6487
    @filmonhaile6487 21 วันที่ผ่านมา

    Yowuhana deki ereyyy xaeoda enkaeo hagosena

  • @luwamtesfay3287
    @luwamtesfay3287 21 วันที่ผ่านมา

    The beast

  • @Phillyphilll
    @Phillyphilll 20 วันที่ผ่านมา +3

    Enemies said ,there are not youths on the streets of Asmara ,where did these youths came from then?may be grew over night

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy8829 21 วันที่ผ่านมา

    Eritrana bkulu ewiti enqae erutrawyan kone esyyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liasium9571
    @liasium9571 20 วันที่ผ่านมา

    asey aesy ellllllll diq aeryyy heleal shkornitet ❤❤❤❤❤diq heleal maret 🎉🎉🎉🎉congratulations ❤❤❤

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy8829 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 Eseyyyyyy Bini goyta bdemue yshefnka❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mibrakgebresilassie1090
    @mibrakgebresilassie1090 21 วันที่ผ่านมา

    Ellllllllllll🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros355 21 วันที่ผ่านมา

    እስስይ ኩሉ ግዜ ሓጎስ ❤❤

  • @almazg4749
    @almazg4749 20 วันที่ผ่านมา

    Asmera wkbti debesta deka jgna wedi Ereyyyyyyyy Bini 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💪💪💪💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏

  • @rigatmekonnen2551
    @rigatmekonnen2551 21 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @Amelonhaile
    @Amelonhaile 20 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣናብስ ዕጡቃት ስረ ቢኒ ሓወይ ሓየት ኣንበሳ ናይ ኣናብስ ኣብ ዝከድካዮ ኣምላክ ምስኻ ይኹን እንኳዕ ሓጎሰና

  • @selamawitelias5990
    @selamawitelias5990 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @erishekor
    @erishekor 21 วันที่ผ่านมา

    ዮሃና ቢኒ🎉 ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ🎉 ❤🇪🇷❤️

  • @woldetewolde9193
    @woldetewolde9193 11 วันที่ผ่านมา

    Decipher the letter "B" to invent Eritrea ! ቢኒያም አሐጉሽካያ ሕዝበይ ! Creating Organic Country

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 21 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ኤረይ እንቋዕ ሐጎሰና ቢኒ ሮኬት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @user-mh6hh1fq1p
    @user-mh6hh1fq1p 21 วันที่ผ่านมา +2

    Yowihan yowihan deqi ereyyy halalat bini jigna hayet viva kabakum muwiladey hubun eye selamika ybizah Eritreawenet kubur meninet 🙏🐅💪🐅💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Amelonhaile
    @Amelonhaile 20 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ደንጺኒ ዘሎ ግን ገና ውድድር ከይተወድአ ከምዚ ኢሉ ሓጎሱ ዝገለጸ ውድድር ተዛዛሙ እቲ ኣብ ዓለም ሃቢቡ ዘሎ ኣንበሳ ሓውና ናብታ ክብርቲ ሃገሩ ምስ ተመልሰ ህዝቢ ብኸመይ ከም ዝቅበሎ ክሪኢ ተሃንጢየ

  • @eritrea63
    @eritrea63 21 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ኣሰይ እንቋዕ ሓጎሰና ህዝቢ ኤርትራ ካባኻ ምውላደይ የኽርዓኒ የሐብነኒ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ጀጋኑ ኣውራ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NegasiAndebrhan-rs7hv
    @NegasiAndebrhan-rs7hv 20 วันที่ผ่านมา

    ምስጥር ዓውት ሓፋሽ ህዚብ ኤርትራን ሓይልታት ምኽልካልን !!
    ውዳበ ጥርኑፍ ዕጡቕ ቕልጡፍ ።

  • @user-wi9wv7lb1l
    @user-wi9wv7lb1l 20 วันที่ผ่านมา

    🫶🏿🇪🇷

  • @michaelentertainment7824
    @michaelentertainment7824 20 วันที่ผ่านมา

    congratulation Binya and Hgdfe denakur gdefu.

  • @hernanhernandez3861
    @hernanhernandez3861 20 วันที่ผ่านมา

    We cyclists are living in the wrong country. Eritrea!!!

  • @weynalem6166
    @weynalem6166 20 วันที่ผ่านมา

    ንሃገሩ ወኪሉ አንተዝጻወት ዝበለጸ ምኾነ
    ተዘይኮነ zteawetet ሃገር ካልእ celebrate ዝገበር ኣብ ኤርትራ
    ብዝኾነ ንብንያምን sdrabietun እንቃዕ ሓጎሶም

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 20 วันที่ผ่านมา +2

      ዋላ ኣብ ክለብ ቤልጁም ይጻወት እቲ ዓወት ግን ኮላይ ዓወት ኤርትራ እዩ ባንዴርኡን ሃገሩን እዩ ኮ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዑ ዘሎ ድሕሪ ሽሙ ባንዴርኡ እዩ ዘሎ እምበር ባንዴራ ናይ ቤልጁም ኣይኮነን
      ከምኡውን ጋዜጠኛታት ኮመንታተራት ምስ ተዓወተ ኤርትራ ናይ መድረኽ ዓወት ተዓዊታ ኤርትራ ቀዳመይቲ ተዓዊታ ክብሉ ኣይሰማዕካን ኬድካ ቅድም ሜድያታት ናይ ዓለም ጋዜጠኛታት ዝብልዎን ዝግረምዎን ዘለዉ ሃሰስ በል ወይ ንዝፈልጡ ሕተት ቅድሚ ዘይከውን ምዝራብ ምርዳእ ይቅድም
      ዓወት ኤርትራን ዓወት ኢንተርማርሸን ኢሎም ዝደጋግምዎ ዝነበሩ ደኣ ዓወት ኤርትራ ስለዝኮነዩ ። ጸወታን ትርጉሙን ዝተረደኣካ ኣይመስልን
      ብዝኮነ ዓለም ብዓለሙ ናይ ኩሉ ዓለም ሚድያታት ጋዜጣታት ሬድዮታት ኩለን ብኤርትራ ዋጭዋጭ ክብላ ቀንየን ይቅጽልኦ ኣለዋ በዓል ኣርምስትሮንግን ብጾቱን ድማ ኤርትራ ክንከይድ ኣለና ይብሉ ኣለዉ ንምንታይ ? ምክንያቱ ናይዚ ዓወት ምንጪ ኤርትራ ስለዝኮነት ስለዚ ካብዚ ዝዓቢ ዓወት የለን ። ዓለም ኩላ ብኤርትራ ክትግረምን ብዛዕባኣ ክትመራመርን ድቃስ ስኢና ዘላስ ከመይ ፌስታ ዘይግበር ንድላዮም ሃገር ይጻወቱ እቲ ዓወት ግን ዓወት ኤርትራ ዩ !! ካብቶም ብሓጎስ ኤርትራ ዝተደወኑ እንተኮንካ ድማ ምንም ዝግበር የለን ሕኑቅ እንታይ የውጽእ ዓፍራ ጥራይ
      ዓወትን ሓጎስን ታሪኽ ምስራሕን ይቅጽል ኣሎ ዓለም ድማ ኤርትራ ይብል ኣሎ ታሪኽ ኤርትራ ይስነድ ኣሎ
      ንኩሉ ኤርትራዊ ን ኤርትራን ድማ ኮንግራ ይብሉ ኣለዉ
      ኤረና ሽማ ሰማይ ዓሪጉ ደኣ ገና ገና ካብዚ ዝበልጽ ፌስታ ክግበርዩ ገና

    • @ebenezerabrehaley2636
      @ebenezerabrehaley2636 20 วันที่ผ่านมา +1

      Eway dnqurna nmn wekilu du zxawet zelo hijis😂

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 20 วันที่ผ่านมา +1

      ብዓቢኡ ንቢኒ ኮንግራ ከምኡውን ንሰበይቱን ስድራቤቱን ኩሎም ተቀዳደምቲ ኣሰልጠንቲን ኩሉኩም ኮንግራ ብዓቢኡ ድማ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ሕቡን ህዝቢ እንቋዕ ሓጎሰኩም ሓጎስኩምን ደስታኩምን ምርኣይ ከመይ ውሽጥካ ከምዘረስርስ
      ገና ገና !ሕጅውን ገና !ድግም ድግም ነዚ ዓወት ድግም እዩ ዘሎ ነገሩ ።

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 20 วันที่ผ่านมา

      ድንቁርና ጥራይ ኮላይ ሕስድና እምበር ጸወታ ዘይምፍላጥ ድንቁርና ከኣ እምበር​@@ebenezerabrehaley2636

    • @shemahdurgham4222
      @shemahdurgham4222 20 วันที่ผ่านมา +2

      He represents his country only ……..sponsored by others. Some time it’s how world sports work.

  • @Niaentertainment1
    @Niaentertainment1 17 วันที่ผ่านมา

    🔥🔥🔥

  • @mengisteabbelay639
    @mengisteabbelay639 20 วันที่ผ่านมา

    Donkey