Part 41 - ቃል ኣቦታት ቤተ ጣእማ ክርስቶስ ገዳም ዘዋልድባ - ሽረ እንዳስላሴ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 151

  • @ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
    @ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 3 ปีที่แล้ว +29

    ባሕቲ ሰላም፣ባሕቲ ራህዋ፣ባሕቲ ቅሳነት፣ይግበረልና ኣሕዋተይ ኩቡራት ወለድና በረከትኩም ኣይፈለየና መምህረይ ሓይልካ ሓይሊ ሓጭን ይኩን ንሃገርና ትግራይ ሰላም የውርደልና ኣሜን🙏🙏🤲🤲🌹🌹

  • @ቅዱስገብሪኤልዋሕሰይ
    @ቅዱስገብሪኤልዋሕሰይ 3 ปีที่แล้ว +25

    ኣይይይይ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዝሓለፈ ሓዘኑ ንዝመፅእ ሓጎሱ ይግበረሉ ንህዝብና
    ብሓቂ ኣምላክ ክፈርድ እዩ🙏🙏🙏⛪⛪💊

  • @Meritube-m
    @Meritube-m 3 ปีที่แล้ว +16

    ፀልትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና ኣቦታትና ሙሉ ሓወይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @lidugebriala3758
    @lidugebriala3758 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen 🙏 amlak tselotkum yhagzena amen kulu kihalif eu

  • @ኃልመራጉዝ
    @ኃልመራጉዝ 3 ปีที่แล้ว +15

    ትግራይ ተቀባሊት ጋሻ ዘይኢዳ ዝረኸበት ዓዲ ኣጆኹም ኣቦታተይ

  • @letish3773
    @letish3773 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣቦታትና እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመ ጥዕና ያሃብኹም ፀሎትኹም በረከትኹም ይሕደረልና እሜን እሜን እሜን
    ናይ ሰላም ኣምላክ ሰላሙ ምሕረቱ ይላኣከልና 🙏
    መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ክብረት ያሃብካ

  • @luela4890
    @luela4890 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen
    Aebtatna Bhtihegos Bhtitina
    ygbrelna xolotukum yrdan
    Nakum zwtsi medihnalm
    Tsolotukum Breketkum Ayfeleyena
    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🤲🤲🤲

  • @tigraweytieyegalzomjeganuz676
    @tigraweytieyegalzomjeganuz676 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kbrat abotatna bereketim ayfeleyena😥

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡሪት አቦታትና ፆሎትኩም አይፈለና ንዋሃብቲ አብዙሑ ይሃባም ኣምላክ መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣምላክ ብእትገብሮ ኣምላክ ፃማካ ይክፈልካ ድንግል ማርያም ፅላልካ ትኩን አብዝከድካዮ ሰላም ፍቅሪ ንሃገርና ንሙሉእ ዓላምና የውርደልና ኣምላክኣሜን፫💒💒💒

  • @slmahslamh9768
    @slmahslamh9768 3 ปีที่แล้ว +6

    መ&ር ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘመሰግነካ ኣምላክ ዕድመን ይሃብኪ ምሰ ምላእ ሰድራካ 🙏🙏🙏

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ኩሉ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ በረከትን ጸሎትን ጸጋን ናይ ኣቦታትና ይክፈለና

  • @lelugualadwa4781
    @lelugualadwa4781 3 ปีที่แล้ว +1

    Memher muley hawey egziabeher amelake mesaken mese fetewtkan newihe edemen tena yehabekum aberaka hatsin yekun kefue ayenkeaka hawey natey betaemi eye kalat eyu dehatserni be egziabeher rekebo abotat egziabeher amelake mesaka tekun yekun tselotekum ayfeleyena

  • @genetn9512
    @genetn9512 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምስ ህዝቢ ትግራይ እዩ አቦታትና ፀሎትኹም ይቀበለሉኩም አሜን

  • @kfkrimskulu1936
    @kfkrimskulu1936 3 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሃገርናለ ሰላማ ይመልሰልና እግዚአብሔር ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጠበቃ ትኩንካ መሐጎሲትና ባሕቲ ይግበረልና ኣሜን

  • @ልበይምስትግራይዓደይ-የ9ከ
    @ልበይምስትግራይዓደይ-የ9ከ 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስክም ይኹን ክቡራት ኣቦታትና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💌💌💌🙏

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 3 ปีที่แล้ว

    እንዃዕ ብሠላም መጻኩ ሙሉ ብርሃነይ ህያበና እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕደመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም ኣቦታትና ጸለትኩም ኣይፈለየና አጆና ኹሉ ክሓልፍ ዩ ኣለና ኢና ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ወረ ሰናይ የስመዐልና ኣሜን🤲✝️✝️✝️
    ገበርቲ ኣካይ ልቦና ይሃብኩም
    ሓያላት የዕግሠልና ፈጣሪ🙏

  • @tibletszeweldi2782
    @tibletszeweldi2782 3 ปีที่แล้ว +3

    Amlak aboy beayni mhretka temtena zegerm eu abotatna qidmen tiqinan yfterelkum 🙏💒🙏

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ክብራት ኣቦታትና ፆሎትኩም ኣይፈለይና አሜን

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶም ጾሎቶም ምስኩላትና ይኹን 👏

  • @kahsakahsa6592
    @kahsakahsa6592 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ክቡርት ኣቦታትና 💠💠💠

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 3 ปีที่แล้ว +18

    እግዚኣብሄር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ብዝሕ ይበለልና አቦታትና አሕዋትናን እግዚኣብሄር አምላክ ሰላሙ ይሃበና አሜን

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 3 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @asdaasda9129
      @asdaasda9129 3 ปีที่แล้ว

      አሜን. አሜን አሜን

    • @vms2067
      @vms2067 3 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @የአማኑኤልልጅነኝ-ረ9ሐ
    @የአማኑኤልልጅነኝ-ረ9ሐ 3 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉ ሓወይ እግዚአብሔር ሓይልኻ ሓይሊ ሐፂን ይግበረልካ አቦታትና ፀሎትኩም አይፈለየና ንዓድና ሰላም ምሕረት የዉርደልና አሜን/፫/

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ኣቦታተይ

  • @سلامهسلامه-د2ذ
    @سلامهسلامه-د2ذ 3 ปีที่แล้ว

    ጽሎቶምን ብርከቱምን ኣየፍለየና መም ሙሉ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 3 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ኣምላክና እዉን ንሃገርና ምሕረት የዉረደልና

  • @ሃፍቶም-የ5ሰ
    @ሃፍቶም-የ5ሰ 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜንአሜንአሜን ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏🙏🙏ፆሎትኩም ይመላለአአና ክቡራት ኣቦታትና 🙏ሙሉ ሓውናለ ፀጉኡየብዘሐልኳ 🙏

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ ሙሉ ሓውናን መሳርሕትካን።

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 3 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር አምላክ ይሓልውካ መምህር ሙሉ
    ቃላት ስኢነ ንዓካ ዝገልፅ

  • @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ
    @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @ሄዋንየማነ
    @ሄዋንየማነ 3 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም መምህረይ መዓረይ ድምፅካ ኣይተሓበአና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙን ምሕረቱን ይልአከልና ኣቦታትና በረከት ኩም ይሕደረና ብፆሎትኪም ይመላለአና እምበር

  • @medinaasikora4098
    @medinaasikora4098 3 ปีที่แล้ว

    Temesgen.amlake Mulu hawna edmen.tenan yhabka

  • @Mekeregna_sdetegna
    @Mekeregna_sdetegna 3 ปีที่แล้ว

    Egziabher amlak xolot qudusan ayfelekum hzbi tigrai memhr mulu kea edmen tenan yhabeley 🙏❤

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 ปีที่แล้ว

    Ab xelotkum zekiruna, abitatna,egziabher amlak mihretu yilakelna, Amen.

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +6

    ትክክል ኢካ ዘለካ ዝኃወይ ኣይተጋገካን እኮ ካብ ኣታሓሳስባና እዩ እንበሪ ካብኡ እውን ንፈልጥ ኢና ብዝዓባ ሃይማኖት ፍልሊ ከም ዘሎ እንበሪ ንዑኡ ኢና ንቃዎም እንበሪ ንኣቦታት ምፍልላይ ኣይኮንናን ክንርድኦ ጌጋ መፋጥርትና እዩ ኦይዞካ በርትዕ ወላዲት አምላክ ምሳካ ትኩን ሙሉ ኃወይ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቦይ ይሓልውካ ሰላም ንሃገርና የውርደልና

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦታተይ ኣጆኹም ክሓልፍ እዩ እቶ ገበርቲ እኸይ ድማ ኣምላክ ናይ ባዕሉ ዝገብሮ ይህልዎ እዩ ኣይይይይ ዘይወግሕያ መሲሉዋስ ኣብ ቦክራ ትሕንክሽ ዝበሃል ምስላ ዘይወግሕ መሲሉዎም እዩ ንኹሉ ገጊዝኡ ኣለዎ ደሓን ኣምላክ ናይ ምድሪ መዓት ኣርሒቑ ኣብ ሰማይ ዘሎ ምሕረቱ ይልኣኸልና መምህር ሙሉ እውን ጸግኡ የብዝሐልካ

  • @fronifroni7773
    @fronifroni7773 3 ปีที่แล้ว +1

    ኩቡራት ኣቦታትና መ/ሙሉን አምላከ እስራኤል ይሓልኩም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኩም ብራኬዎትኩም ይሕደረና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏ንሃገርና ትግራይ ዕርቂ ሰላም ይለኣከልና 🙏🙏🙏🙏

  • @habsh5752
    @habsh5752 3 ปีที่แล้ว

    ጸሎትኩም በረከትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ኣቦታትና🤲🤲

  • @grvhr678
    @grvhr678 3 ปีที่แล้ว

    ፀሎትኩም ይሕደረና ክቡራት ኣቡታትና

  • @kahsayluel4146
    @kahsayluel4146 3 ปีที่แล้ว +1

    Egzabher yeker yeblen mestwal yeseten ye hagerachen tensae yasayen emeberhan kegna tehun xelotachu kegna yehun amen amen amen

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ፀልትኩም እይፈለየና ኣቦታትና

  • @ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ
    @ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ 3 ปีที่แล้ว

    በረኸትኩምን ጾሎትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏

  • @ጋልወየንቲ-ለ2ከ
    @ጋልወየንቲ-ለ2ከ 3 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መም. ሙሉ. ንቶም ኣቦታትና ከዓ ፈጣሪ ኣብ ጎኖም ይኹን. ሃይማኖት ምክፍፋል ግን ንእሽተይ ርእስና ወቅዕና እዩ. ብዝኾነ ፈጣሪ ናብታ ሓቀኛ ሃይማኖትና ይምረሐና.

  • @helentewlda3067
    @helentewlda3067 3 ปีที่แล้ว

    Amen selamom yebezahe

  • @ጋልሰሓርቲግጀት
    @ጋልሰሓርቲግጀት 3 ปีที่แล้ว +1

    ክቡራት አቦታትና በረከትኹም ይሕደረና ስቃይ መከራ ይአክል ይበለና ጎይታና መድሐኒና እየሱስ ክርስቶስ አጆና ኽሓልፍ እዩ ክወግሕ እዩ ልመን እልዎ🤲🏼😥☝

  • @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ
    @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ 3 ปีที่แล้ว

    ርሑስ ባሕቲ ይግበረልና እንኳዕ አብፅሐኩም አብፅሐና
    መምህር ሙሉ ሓውና እመቤቴ ማርያም ትሐልካ ፅላል ትኩንካ ወድነይ መዓረይ ሽሕ ኩን

  • @debesaytewelde7543
    @debesaytewelde7543 3 ปีที่แล้ว

    Ezgabiher Amlak msakum ykun

  • @alemyoubube
    @alemyoubube 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ
    ናይ ኣቦታትና ፀሎት በረከቶም ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ኣሜን

  • @sgsgsu4763
    @sgsgsu4763 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ምሳክም ይክን ኣሜን 🙏🙏🙏💝💝💝💝💝💝💝❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @abomiky1628
    @abomiky1628 3 ปีที่แล้ว

    admem tenen yhbkum🙏🙏

  • @zv2467
    @zv2467 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላምኩም ብክርስቶስ አምላክ ክቡራት ኣቦታትና
    ናታትኩም ፀሎትኩምን በረከትኩምን ይሕደረና አምላክ ይሓልውኩም ኣቦታተይ🙏🙏🙏

  • @ሀናጌታሁን-ሠ5ሰ
    @ሀናጌታሁን-ሠ5ሰ 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ጤናና እድሜ ይስጣችሁ ⛪️⛪️⛪️

  • @ድንግልማርያምኣዶጎታይፀግ
    @ድንግልማርያምኣዶጎታይፀግ 3 ปีที่แล้ว +1

    ፀልትክም በረከትክም ኣይፈለየና ክብራት ኣባታትይ💘💘

  • @wediakeletigray4017
    @wediakeletigray4017 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰😍😍😍😍mulu hawey Amlek mesakum yekun 😍🙏😔😢😥💔abotatena Egzabiher mesakum yekun 😍🥰🥰🥰🥰❤️👍😍😍😍😍

  • @foxclanyt830
    @foxclanyt830 3 ปีที่แล้ว +3

    Egzabihr amlk misakum yikun abotatina🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🥰🥰

  • @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ
    @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን መምህር ሙሉ ሓውና ንዓካም ዝገልፅ ቃል የብልናንሞ ብርትዑ ይሃብካ ወድነይ አቦ ፅጉማት ማርያም ፅዮን ምሳካ ትኩን

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር አምላክ ረጅም እድሜን ጤናን ይስጥህ

  • @ጓልትግራይ-ፈ4ተ
    @ጓልትግራይ-ፈ4ተ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @azmerakiflemaryam7688
    @azmerakiflemaryam7688 3 ปีที่แล้ว

    Egziyabhre edmen tena yehbkume abotateye kefue aytnkfekum abotateye

  • @ilovetigray2337
    @ilovetigray2337 3 ปีที่แล้ว +1

    Egzabher yehlku memheru abtetnu ewnu Egzabher ybrtekmu

  • @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ
    @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ 3 ปีที่แล้ว +1

    እፍፍፍ ቃደማኩም አቦታትና እግዚአብሔር ይሓግዝኩም በረከትኩም. ይሕደረና

  • @ሳምሪባዓልቲተስፋ
    @ሳምሪባዓልቲተስፋ 3 ปีที่แล้ว +3

    በረከትኩም ይሕደርና አቦታትና መምህር ሙሉ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 3 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ተባረኽ 🙏🙏🙏

  • @አደይዓለመይትግራይሃገርይ
    @አደይዓለመይትግራይሃገርይ 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዝአብሔር ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ንኩልኩም አቦታትና በረከቶም ይሕደረና አምላክ ሰላም የውርደልና

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 3 ปีที่แล้ว +10

    መሉ ሓወና 🙏🙏🙏🙏

  • @ngstitigray5165
    @ngstitigray5165 3 ปีที่แล้ว +2

    Fetarya yahlikwm 🤲🤲🙏

  • @ወናኒትምቁርቃንዛ
    @ወናኒትምቁርቃንዛ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሩክ ባሕቲ ይግበረልካ ህዝበይ ሰላምኩም ይመለስ ጸለትኩም ኣይፈለየና ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም 💒

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 3 ปีที่แล้ว

    memhir MULU edmen tieinan yihabka niberelna kemaka yebzahalna

  • @kidanhyalamryam118
    @kidanhyalamryam118 3 ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ዓደይ ሰላምከ ይመለሱ 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @asmelash4029
    @asmelash4029 3 ปีที่แล้ว +4

    ትክክል አቦና ዝፈርዴ አምላክእዩ።መሉ ሐዉና ምስሰሚዕናዬ ሾክ ኮይና ኢና ብዙሐት ከምዝ አፈላላይ ከምዘሎ አይፈለጥናን ናይ ህዝብ ጉዳይ አይኮነ ንናይ ቤተ ክህነት እዩ።ናዓና ኩሎም አቦታትና እዬም ነዚ ዘይቅበል አፈላላይ ከምፅእ ዝደሊ ልቦና ይሀቦ🙏🙏🙏

  • @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
    @ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ክቡራት ኣቦታትና ኣምላኽ ናብታ ትፈትውዋ ገዳምኩም ክምለስኩም ሰናይ ፍቓድዱ ይኹን

  • @weldeselemazeraiy8917
    @weldeselemazeraiy8917 3 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውና ብእግዛቢሄር ተፈደ

  • @mikiMaico5773
    @mikiMaico5773 3 ปีที่แล้ว

    Egziabher msakum ykun

  • @kkww395
    @kkww395 3 ปีที่แล้ว +4

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abrehetmm2862
    @abrehetmm2862 3 ปีที่แล้ว +2

    MEDHANIALEM yhagzkum.tseletkum Ayfeleyena

  • @embaygab9949
    @embaygab9949 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ብናታካቱም ፆሎትኩ ምሕረት ይልአክልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዋህብቲ

  • @ራሄል-ረ9ጨ
    @ራሄል-ረ9ጨ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ሚሳኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣይዞኩም ኣቦታተይ ማዓረይ ንኣቦታትና ደማ ሓድነት ን ብርትዐን ይሃቦም :መሪሖም ንህዝብና ደማ ናብ እግዚአብሔር ንጽገዐሉ ግዜ ይሃበና ትንሳኤ ሃገርና የርእየና

  • @albadr2531
    @albadr2531 3 ปีที่แล้ว +1

    slme.hezabaya.slme.yawaradalna😢😢😢😢

  • @ksugjj5696
    @ksugjj5696 3 ปีที่แล้ว +1

    ነይዝ ወድይ ሰልክይ ተፍልጥ ተልይክም ተሕበብርን አምልኽ ሰልም የውርድልን

  • @መሲጓልትግራይሓላልኩሉብዓ
    @መሲጓልትግራይሓላልኩሉብዓ 3 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሄር ምሳኪ ይኩን
    መምህር ሙሉ

  • @ሓበንደናይት
    @ሓበንደናይት 3 ปีที่แล้ว +1

    ዓደይ ህዝበይ 😭💔 አኽኽኽኽኽኽኽ ዘይእዱ ረኽቡ ክሓልፍ እዩ💔😭🙏🙏⛪⛪⛪

  • @salamsalam4284
    @salamsalam4284 3 ปีที่แล้ว +8

    💖💖💖💖

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 3 ปีที่แล้ว

      Kuburat gedamawiyan abotatna edmen tienan yhabkum Amlak Ezi zwerd zelo shigir ka ab zhaxere gieze yesmealna Fetari

  • @kidanande2826
    @kidanande2826 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yzmalna Botatna ajokum edmen tenean yhabkum egziabher amlak .

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ፆሎትኩም ይሐልወና

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ሙሉየ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ

  • @AAAA-rp8lu
    @AAAA-rp8lu 3 ปีที่แล้ว

    Edimen tsienan yihabikum abotatina

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 3 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይልአከልና

  • @teweldemichele6793
    @teweldemichele6793 3 ปีที่แล้ว +3

    🙏🙏🙏

  • @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ
    @እስመአልቦነገርዘይስ-ሸ4ቐ 3 ปีที่แล้ว

    አይ ትግራይ ዓደይ መዓረይ መከራኪ በዚሑ መሊኡ ተሪፉ !! ኦ አምላክ መከራው ናብ በረከት ቀይረልና

  • @ትግራይመበቆልስልጣነ
    @ትግራይመበቆልስልጣነ 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏 ሰላም ሰላም ሰላምታ ንህዝብና ትግራይ ልቅዲሚት 💛💝💝💝💝

  • @yeshuhaileselassie3401
    @yeshuhaileselassie3401 3 ปีที่แล้ว +4

    💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @selamhailu5301
    @selamhailu5301 3 ปีที่แล้ว +3

    መምህረይ❤❤❤❤❤

  • @megdlawtnoho8194
    @megdlawtnoho8194 3 ปีที่แล้ว +2

    Nakum Ewn yhalwkum.

  • @megdlawtnoho8194
    @megdlawtnoho8194 3 ปีที่แล้ว +3

    ❤️❤️❤️❤️🧡🧡🧡🧡

  • @jolyanna5404
    @jolyanna5404 3 ปีที่แล้ว +4

    ❤️🙏👍👍👍

  • @nuramahmmad4446
    @nuramahmmad4446 3 ปีที่แล้ว

    Wowwow wow wow wow wow

  • @maybebahous4963
    @maybebahous4963 3 ปีที่แล้ว +3

    😭😭😭🙏🙏🙏🙏

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy1175 3 ปีที่แล้ว

    Muluye edmen tienan yihabka ni wehabti wesiku yihabom

  • @binyam1578
    @binyam1578 2 ปีที่แล้ว

    ሙልየ ብርክካ ይጽናዕ 🙏🏼💙🌿✝️🥰☂️👑⛪️💞 ክሳብ ሙሉእ ሓርነት ናይ ግድን እዩ ሓገዝ።💒🔑🔔✌🏻

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw 3 ปีที่แล้ว +2

    ♥️♥️♥️💛💛💔💔💔👏👏👏