Bereket Mesele - Temenye | ተመንየ - New Eritrean tigrigna Music 2020 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 6K

  • @eagle4413
    @eagle4413 4 ปีที่แล้ว +2218

    ተስፋ ኢለ ሰሜካ ኣለኹ። ስም እዛ ቻንል ተስፋ ኢዩ ስማ ። ተስፋ ሒዛትልና መጺኣ ። ተስፋ ኣብ ተስፋ።

  • @igstory3001
    @igstory3001 4 ปีที่แล้ว +3864

    ኣብ ሰሙን 1 million ትኣቱ ትብሉ ✋
    👇

    • @abimind1242
      @abimind1242 4 ปีที่แล้ว +12

      ብልክዕ

    • @Asmir965
      @Asmir965 4 ปีที่แล้ว +22

      ማእሙና ወረ ዊሑዱ

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +27

      ልዕሊኡ ክትበጽሕ ያ

    • @betromnegassi9270
      @betromnegassi9270 4 ปีที่แล้ว +16

      ኣየውሕቅድካቶን ሚልዮን?

    • @loveislove5857
      @loveislove5857 4 ปีที่แล้ว +40

      ኣብ ሰዓታት 100 gelen ሽሕ ኣብ ሰሙን ድማ ሚልዮንን ፈረቃን ሃየ ንለዓል ደቂ ኤረይ

  • @onedaytv3053
    @onedaytv3053 4 ปีที่แล้ว +2974

    እዋይይይይ ጉዳም ኣታ በጃኩም ብወላዲትኩም ተለመኑ ን በሬ ኣብዚ ላይክ ኣቀምጥሉ

  • @wedikebarikbreab6982
    @wedikebarikbreab6982 4 ปีที่แล้ว +172

    ኣነ ናብ ሃገረይ ክምለስ እየ ናይ ብሓቂ ከማይ እንቶሎ ብዘይ ምክኒት፡ እንታይ እዩ እቲ ምክኒት ፉሉጥ ስለ ዝኮነ። ዛ ደርፊ ውን ብዘይ ምኽኒት እዩ ደሪፉዋ ተመንዩ ክኣ ከም ትምኒትካ ይግበረልና በርየ ምስ መሳርሕትኻ ምስ ህዝብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👑

    • @sabatesfamichael7137
      @sabatesfamichael7137 4 ปีที่แล้ว +2

      ❤❤👌

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነ ከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

    • @MirabelElyon
      @MirabelElyon 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Bwq6c5er1eY/w-d-xo.html
      👍

  • @desbeletsegay9907
    @desbeletsegay9907 4 ปีที่แล้ว +79

    ጽቡቅ ትምኒት ንኡሰይ ከም ትምኒትካ ጌሩ ብሰላም ምስ ስድራና ይጠራንፈና🇪🇷♥️✅።

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 4 ปีที่แล้ว +189

    ሓባይብ ደቂ ኤረ ኣብ ቀረባ እዋን
    ብናይ ወላዲትኩም ሻሓነ ክትበልዑ ኢኩም
    ኣጆኩም ብተስፋ ደስ ይበላቹ
    በመከራ ታገሡ
    በፆሎት ፅኑ
    ወደ ሮሜ ሰዎች 12፤12 ተስፋ እንተሎ ኩሉ ኣሎ

    • @emaftawuferien3301
      @emaftawuferien3301 4 ปีที่แล้ว +1

      Ygbero eski galedia

    • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
      @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 4 ปีที่แล้ว +1

      ሰበይ ምቅርተይ ይመችኪ ዝያዳይ💋💋💋💋💋💋❤

    • @VipVip-mo9qp
      @VipVip-mo9qp 4 ปีที่แล้ว +2

      መዓር ኣፋ ይግበረልና ንኩላትና ኣብ ስደት ዘለና

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነ ከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

    • @yosiefmicheal3844
      @yosiefmicheal3844 4 ปีที่แล้ว

      Amen haftey natey Afki ysar

  • @ansebaanseba5995
    @ansebaanseba5995 4 ปีที่แล้ว +660

    እዚ ወርቃዊ ስነጥበባዊ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ Record ክሰብር ክንጽዕር ኣለና ።
    ምሳይ ትሰማማዕ ክኣ ላይክ ሼር ግበርሉ።

  • @mensursiedsalih3456
    @mensursiedsalih3456 4 ปีที่แล้ว +640

    Ich komme aus Somalia 🇸🇴 gefällt mir ist sehr gut eritrean music und habe ich so viel Freunden aus eritrean die Leute sind sehr nette und alles Herzen weiß ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Ich habe so viel Respekt von euch bleiben gesund.

    • @momdad4479
      @momdad4479 4 ปีที่แล้ว +6

      Danke dir auch Bruder ❤😍🙏

    • @gottseidank3767
      @gottseidank3767 4 ปีที่แล้ว +5

      Du hast recht bro Danke wir haben auch Respekt afu euch 🇪🇷🙏

    • @wedikeshi1561
      @wedikeshi1561 4 ปีที่แล้ว +5

      Wir auch

    • @temesgendesbele3802
      @temesgendesbele3802 4 ปีที่แล้ว +6

      *Wir lieben auch somalische🇸🇴 Menschen brudi 🥰 Danke für deine Kommentare🙏*

    • @wedi.merit.
      @wedi.merit. 4 ปีที่แล้ว +4

      Dir auch bro

  • @mugoyarashadi7298
    @mugoyarashadi7298 4 ปีที่แล้ว +32

    Am from southern sudan I like those people and they music coz most of time we people of south sudan we listen to those songs

  • @berheyemman7330
    @berheyemman7330 4 ปีที่แล้ว +129

    ዓቢ ኢልካ ሰብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ይብሉ ኣቦታትና ! ትምኒትካ ትምኒት ኩላትናይ ይግበሮ amen ,,,,,

    • @MirabelElyon
      @MirabelElyon 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Bwq6c5er1eY/w-d-xo.html
      👍

  • @gottseidank6188
    @gottseidank6188 4 ปีที่แล้ว +327

    Ich komme aus Senegal 🇸🇳 aber ich verstehe nicht die Musik Eritrea trotzdem mag ich sehr wirklich. Ich habe so viel Freunden aus eritrean und ich bin stolz auf euch sehr. Die Musik gefällt mir sehr gut und Gott segnen auf die Leute eritrean wir sind stolz Afrikaner zu sein 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Azmarino12
    @Azmarino12 4 ปีที่แล้ว +170

    ድሕሪ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ደርፊ ብዙሕ ኣዲንቀ ኣይፈልጥን እየ...ሕጂ ግን ሙሉእ ተስፋ ጌሬ ኣለኩ ኣባካ ብሓቂ 👏👏👏

    • @rthagos635
      @rthagos635 4 ปีที่แล้ว +5

      buay niay ke??? :)

    • @Azmarino12
      @Azmarino12 4 ปีที่แล้ว

      @@rthagos635 derfi trah marey share baley 🥰

    • @rthagos635
      @rthagos635 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Azmarino12 emo zema seriqki tbluni dikum:)

    • @ባህልቢወዲመባር
      @ባህልቢወዲመባር 4 ปีที่แล้ว

      ወዲ ተካቦ ኪሮስ ከ እንታይ ኢዮም እቶም ንምካሓሎም ወዘተ ጩራ ባንዲ ካኣ

    • @Azmarino12
      @Azmarino12 4 ปีที่แล้ว

      @@ባህልቢወዲመባር ናይ ብሓቂ ንፋዓት እዬም ኤርትራውያን ኩሎም ግን ኣነ ናይ ኣብርሃም ብዝተፈለየ ይቅበሎ ! Hawey marey or haftey marey 🥰😍

  • @ወዲሸራሮዓንቂ-ጐ6ዀ
    @ወዲሸራሮዓንቂ-ጐ6ዀ 4 ปีที่แล้ว +241

    ክምዚ ከማይ ንስድርኡ ክራኸብ ዝምነ like ወቅጥ

  • @ማኩማኩ-ሸ8ፐ
    @ማኩማኩ-ሸ8ፐ 4 ปีที่แล้ว +98

    "ዝሓለፈ ዝድገም ዘይመስል ክድገም ኣብ ገዛና ክብል
    ዝተፈላለና ትኣኻኺብና ቁርር
    ዝበለት ማሙው ገዛና.....
    ክንደይ ተመኔ ግዜ ክምልስ ምህርቲ ቤትና ሓቢርና ክንሓፍስ
    ክንደይ ተመኔ ዓቢ ንእሽቶና! ከምዛ ማዲ ብሓደ ኮፍ ኢልና....
    "መን ይጸልእ ጽቡቅ ንግናይ ገዲፉ
    መንጸልእ ሰናይ ንእከይ ነጊፉ
    የሕዋተይ ተመኔ ክእኻኽበና
    ሕንቃቀ ስድራ ናፊቀ ኣመና
    ተመኔ የሕዋተይ ተመኔ ጽቡቃት
    ወጃዕን እንክትብሉ ተመሊስኩም ንቤት
    ዝለመደቶ ወደይ ምሰቦይ ኮፍ ኢላ ደቃ ከቢብና የእቲና ኣማከላ
    ተመኔ የሕዋተይ ተመኔ ኣመና
    "ሓወይ ኢሮጳ ሓፍተይ ከናዳ ትሓደ እስራኤል ትሓንቲ ኣብ'ጅዳ ኣደይ
    ኣብ ገዛ ኣነ ኣብ ኣፍሪቃ ዝብል ዕላልና የብቃዓልና በቃ
    በቃ ከኽትም ተመኔ ብማዕዶ ሰላምታ
    ኣብ ጉዑዞ ምንባር ክትፈሊ ደረታ
    ኣብ መረበትና ምስዳድ ዘይብሉ
    ቤተይ ዓለምና ኢልና ነግህደሉ
    በቃ ተመኔ ተመኔ ኣመና
    "ግዜ ኢልና ንግዜ ንኸሶ
    ጨው ዝስእና ምንባር ክሕሶ
    ኮሙኡ ተመኔ በርሃውሃው (2)
    ዘሎ ባና ሰቲ ክንስነስ ኣብ ልዳት ገዛና
    ሕጂ ተመኔ ብዘይ ቆጸራ ሰናይ ባህጊ መን ከይዳፈራ ንሳ ትምኒተይ እታ እንኮ ባህገይ ትእኽብክብ ኣቢልና ክንበልመልእ ዓይኒደይ
    እወ ተመኔ ሕጂ ተመኔ ትእኽብክብ ኣቢልና ክንመልእ ዓይኒ ኣቦይይይይ
    "ሓወይ ኢሮጳ ሓፍተይ ከናዳ ትሓደ እስራኤል ትሓንቲ ኣብ ጅዳ ኣደይ ኣብ ገዛ ኣነ ኣብ'ኣፍሪቃ ዝብል ዕላልና የብቅዕ በቃ
    በቃ ከኽትም ተሜኔ ብማዕዶ ሰላምታ
    ኣብ ጉዕዞ ምንባር ክትፈሊ ደረታ ኣብ መረበትና ምስዳድ ዘይብሉ
    ቤተይ ዓለመይ ኢልና ነግህድውሉ
    በቃ ተመኔ ተመኔ ኣመናኣኣኣኣኣኣኣ...!
    "ግዜ ኢልና ንግዜ ንኸሶ ጨው ዝስኣነ ምንባርና ምንባርና ክኽሕሶ
    ኮሙኡ ተመኔ በርሃውሃው ዝውሎ ባና ሰቲ ክንስነስ ኣብ ልዳት ገዛና
    "ሕጂ ተመኔ ብዘይ ቆጸራ ሰናይ ባህጊ መን ከይዳፈራ ንሳ ትምኒተይ እታ እን'ኮ ባህገይ ትእኽብክብ ኣቢልና ክንመልእ ዓይኒ ኣደይይይ...!
    እወ ተመኔ ሕጂ ተመኔ ትእኽብክብ ኣቢልና ክንመልእ ዓይኒ ኣቦይይይይ...
    "ዝወጻ ዘይብላ ተንካፊት ሕልና በሬ ወደይ ዓንብበለይ እስኪ።
    "እስኪ በሉ ንሕና ድማ ደገግናን ሞራልናን ኣይንብቀቀሉ የሕዋተይ

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነ ከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

  • @ስኣንልሳን
    @ስኣንልሳን 4 ปีที่แล้ว +1241

    *ንበሬ ዝሕቢ እስከ ብግብሪ የርኤኒ* ❤❤
    👇👇

    • @ናቲሓዉኣቢ
      @ናቲሓዉኣቢ 4 ปีที่แล้ว +10

      ደስ ክብለካ ድምጹ ን ፈረሰላም ዶ ይጥዕም ደቂ ኤረይ❤

    • @habtomtsegay4494
      @habtomtsegay4494 4 ปีที่แล้ว +4

      Wwww wonderful music nberleyy halaleyy

    • @pistapista136
      @pistapista136 4 ปีที่แล้ว +6

      ከምዛ ናተይ ግዳ ሰብስክራይብ ዘይትልምን ሃሃሃ ላይክ እንታይ ክገብርልካ ዩ kkkkk

    • @ስኣንልሳን
      @ስኣንልሳን 4 ปีที่แล้ว

      @@pistapista136 ክክ ንመጀመርታ ግዜ እየ ላይክ ዝልምን ዘለኹ ሕጂ ግን ቀስብቀስ ናብ ሳብስክራይብ ከማዕብሎ እየ

    • @pistapista136
      @pistapista136 4 ปีที่แล้ว

      @@ስኣንልሳን እምቧእ ኣታ ኣዛ ቻነል ግን ተባዕታይ እያ ከምቶም ካልኦት በቃቓት ጠፋሻት ዝእከቡዋ ኣይኮነትን ኣነጂሓትካ እኮ 6 ሚእትን ገለን ዳኺሎምልካ kkkkkkk ሙዃን ንጋሻ ክዓ ላይክ ትኾነሉ እያ ኢለሞ kkk

  • @robelkidane7053
    @robelkidane7053 4 ปีที่แล้ว +120

    ንሳ ትምኒተይ,,,ታ እንኮ ባህገይ
    ትእኽኽብ ኢልና,, ክንመልእ ዓይኒ ደይ
    ባህጊ ኩሉ ኤርትራዊ!!!!!

  • @yatebeyakokebegoogle1018
    @yatebeyakokebegoogle1018 4 ปีที่แล้ว +45

    ኤርትራውያን እወዳችሁዋለሁ 💚💛❤👌

  • @ኾኾብዕባይዓጋመ
    @ኾኾብዕባይዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +80

    ሰይ ጁቡዕ ዝኮነ ቆልዓ ኣምላክ ያኣካክበኩም እስከ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ናብታ ምጭውቲ ዓድኩም

  • @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ
    @ጋልቶምጁንታዝተባሃሉጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +169

    ዋውው አቤት ድምፅ ጎቦዝ ባዕል ዓብይ ተስፋ ካብ ሓፍትኩም ጋል ትግራይ🇻🇳ላይክ ደቂ ኤረይ

    • @tdtfchfy2502
      @tdtfchfy2502 2 ปีที่แล้ว

      ኣምሰሉ

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 ปีที่แล้ว

      @@tdtfchfy2502 😃😃

    • @AbelHadera
      @AbelHadera 6 หลายเดือนก่อน

      Haftey natey ❤❤❤

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@tdtf😢chfy2502

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@tdtfchfy2502😅

  • @ፍቅሪኢዩጥዑምልበይ
    @ፍቅሪኢዩጥዑምልበይ 4 ปีที่แล้ว +35

    Sey
    Sey
    Sey
    Sey
    Sey nay mudoy kola
    ዝተመነካዮ ኣይክእላኣና ፈጣሪ
    ደቂ ኤረይ ትምኒትና ኣይክልኣና ኣምልካ ዓዲና ተመሊስና ሚስ ስዲራና ንሕልፎ ይግበረና 2021 ?
    Love you alll

  • @ክሓልፍእዩእዚውንዘይሓለፈ
    @ክሓልፍእዩእዚውንዘይሓለፈ 4 ปีที่แล้ว +375

    ኣነስ ናይዚ ኤርትራዊ ቆልዓ ደርፉ ኩሉ እየ ድሕብዮ ላይክ እስከ ብስም እዚ ቆልዓ ትፈትዉዎ ካብ ሓውኩም ወዲ ትግራይ።

  • @ousmanmohammedyimam1946
    @ousmanmohammedyimam1946 4 ปีที่แล้ว +209

    I was born in Asab, Eritrea from Ethiopian Family. But due to the war we migrated to Ethiopia. Do you believe I still cry when i listen Eritrean music cause i missed everything and i always feel like half of my body is left there and hope one day my dream will come true and back to my childhood home.
    Huge ❤️4🇪🇷🇪🇹.
    I am complete when I can live with both identities Ethio-Eritrean.
    Love forever.

    • @robertgittens6120
      @robertgittens6120 4 ปีที่แล้ว +3

      Your right because of your born in Eritrea they know it when you starting to speak with your family and your local Ares that's why still filling missed with love

    • @ermiasnagash88
      @ermiasnagash88 4 ปีที่แล้ว +6

      Ousman Mohammed Yimam Gods willing you will. Just pray for dictator Essayas to remove from power. Him and TPLF was creating all this problem. I was also in Assab too.

    • @robertgittens6120
      @robertgittens6120 4 ปีที่แล้ว +5

      @@ermiasnagash88 we need to solve the problems to solution form the God ,what they did we do know but you have to think positive minds God is good all the time my bro Jesus loves you may God bless you

    • @Sarbet888
      @Sarbet888 4 ปีที่แล้ว +3

      Do you remember the hotel owned by an Italian Origin? I forgot the name.

    • @tesfagh354
      @tesfagh354 4 ปีที่แล้ว

      Ousman Mohammed yimam, One day ur dream will be true as soon as possible!!Really our life is unbalance !! Due to unfair administration and unwanted war so many Familie migrated from their setllement and also separated! We have always pain due to!!! We are not lucky!!!

  • @streritube1948
    @streritube1948 4 ปีที่แล้ว +193

    ፎርሳ በሬ ሓውይ ሃየ አስከ ታ አቲ ላይክ ኣይነውሕደሉ ንዚ ኑኡሰይ

  • @onelove2718
    @onelove2718 4 ปีที่แล้ว +55

    ንኡሰይ ጥዑም ድምጺ
    ሃየ በል ዘመንካ ዩ በርትዕ ንስካ ትሕሸኒ ካብዞም ሓሚመልኪ ዶ ነቂጸልኪ ክብሉ ዘጽሙና ዘለው
    ሰላምካ ይብዛሕ ዛወደይ
    ✌❤🇪🇷❤✌

  • @ራሄልተመሰግንኣምላኬእየዝ
    @ራሄልተመሰግንኣምላኬእየዝ 4 ปีที่แล้ว +79

    ኣሰይ ሙቁር ዝክነ ቆላዓ ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ ክፍትወኩም ማዓት ደቂ ኤረየ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ🌹🌹🌹🌹

  • @kibromtesfu2495
    @kibromtesfu2495 4 ปีที่แล้ว +234

    ክጽሕፍ ዝገበረኒ እዛ ደርፊ ኣብ ውሽጠይ ገለ ስሚዒት ተናኪፋ ።
    ከምዚ ከማይ ተለኹም ላይክ ሃቡኒ።

    • @bakibaki304
      @bakibaki304 4 ปีที่แล้ว +2

      Wedi tesfu tkkl eka neshtun fuloyn qula eyu

    • @onesago8110
      @onesago8110 4 ปีที่แล้ว

      Wwwwww ademen teanane yehabka

    • @MirabelElyon
      @MirabelElyon 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Bwq6c5er1eY/w-d-xo.html

  • @ወዲኤረይዕባይቃዛ
    @ወዲኤረይዕባይቃዛ 4 ปีที่แล้ว +160

    ኣቤት ጎሮሮ ስሑል በቃ ኣዚዩ ብሉጽ ስራሕ ኣምበሳ ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቀጽሎ 100%
    #Like ለሚነ ኣይፈልጥንየ
    ብስም በሬ ዘምበብካያ #like👍 ከይረገጽካኒ ከይትሓልፍ😉

    • @venusber6007
      @venusber6007 4 ปีที่แล้ว

      Yhabka baelu,ente ane hibeka aleku

  • @habtegatmt1041
    @habtegatmt1041 4 ปีที่แล้ว +498

    ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 6 ግዜ ከምዚ ከማይዝሰምዓ ስብ like ረጊጽካ ሕለፍ

  • @ስደተኛእዩሽመይ
    @ስደተኛእዩሽመይ 4 ปีที่แล้ว +33

    ተመንየ 🙏🙏
    ሕጂ ተመንየ 😍
    ብሓቂ ሕጂ ተመንየ እወ ተመንየ
    ኣጅካ ወዲ እሬይ halal
    ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
    So love you all
    አትዮ - ኤርትራ l love you so mach 🙏

    • @MirabelElyon
      @MirabelElyon 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Bwq6c5er1eY/w-d-xo.html

    • @meronhaileab8161
      @meronhaileab8161 2 ปีที่แล้ว

      Abey zela Ethiopia eya
      Eri-tigray bel
      Akeleguzetay tigraway 💪💕

    • @YemeniteEmpire
      @YemeniteEmpire 2 ปีที่แล้ว

      Why are you using EPLF picture?

    • @RobelMukur
      @RobelMukur 4 หลายเดือนก่อน

      😅​@@meronhaileab8161

  • @sadulayweldeab1945
    @sadulayweldeab1945 4 ปีที่แล้ว +31

    ሳየት እቲ ዝና ጀሚርክሞ ኣለኩም ዝያዳ ጥንቃቀ ክሓተኩም ዩ።ኣጆኩም መንእሰያትና ኣባኩም ክዉሑዙ እዮም መርሓባ ኢልኩም የእንግድዎም። ሰናይ ኣሳልጦ ይግበረልኩም።እትገብርዎ ምትብባዕ ቀጽልዎ። ኣንበሳ ሳየት

  • @qalabbrhane6959
    @qalabbrhane6959 4 ปีที่แล้ว +118

    Ata bejakum nezi ስነጥበባዊ ቆልዓ ላይክ ሃቡለይ ኣብ ባሕሪ ኣቱ ዓሳ ሒዙ ዝወጸ ቆልዓ

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว +1

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነ ከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

  • @እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ
    @እዋይከብሎምሓዲሩወይለከይ 4 ปีที่แล้ว +100

    BRAVO እዛ ወደይ ኣጆኻ ቀጽሎ ቀዳማይ ጽሒፈ ሕቡሸይ ኡማሰይ ላይክ ኣጥዕሙኒ ሸይፍኩምኒ ኣይትሕለፉ ክክክክክ

  • @louisebrb2135
    @louisebrb2135 3 ปีที่แล้ว +132

    people like me listen to this in France !! 🇫🇷 ሰላም 😘😘

    • @ፈቃርኩኒከማይ
      @ፈቃርኩኒከማይ 3 ปีที่แล้ว +1

      Vous êtes française

    • @siem4010
      @siem4010 3 ปีที่แล้ว

      comprenez-vous de quoi parle cette musique?

    • @doubleloksiviterdimble8774
      @doubleloksiviterdimble8774 3 ปีที่แล้ว

      @@siem4010 elle dit qu’il est triste à cause de la séparation de sa famille il veut les revoir à l’époque d’avant quand ils était tous ensemble. Désolé si je trouve pas les bon mot mais en ses frères lui manque.

    • @Niferiboy
      @Niferiboy 3 ปีที่แล้ว

      @@siem4010 😂😂😂😂

    • @Niferiboy
      @Niferiboy 3 ปีที่แล้ว

      @@ፈቃርኩኒከማይ 😂😂😂

  • @hayelomhayelom2065
    @hayelomhayelom2065 4 ปีที่แล้ว +60

    ሚኢቲ ግዜ ልኾን ሰሚዐያ ልገርም ደርፊ ዶ ክብላ ዋላስ ኻሊእ ብሓቂ ትምኒት ኹለና ካብ ስደት ላብ ስድራና ምምላስ እዩ እሞ የቐንየልና በርትዕ ሓሪፍ ስራሕ👌 እሞ ኣሕዋተይ ተጋሩ ወ ኤርትራውያን ብሰላም ብፍቕሪ ምስ እንፈትዎም ስድራና የጋንየና ኣሜን።

    • @hajerhajer3588
      @hajerhajer3588 4 ปีที่แล้ว +1

      WAWWWWWWW🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷

    • @moriamiriam6097
      @moriamiriam6097 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

  • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
    @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +59

    እሰይ ተስፋ ዘለዎ ቆልዓ ኣጆኻ በርትዕ ነተባበዐዮ እስከ ኣሕዋተይ❤

  • @tigrinyamodels2769
    @tigrinyamodels2769 4 ปีที่แล้ว +36

    ባህሊ ኣልባሳት ኣድኒቀካ ኣለኹ
    ትግርኛ ኣብ ቁኑዕ መንነቱ ይምለስ ኣሎ
    ተመስገን ኣምላክ ትግርኛ ትዓንብብ

    • @tiblestgere2790
      @tiblestgere2790 4 ปีที่แล้ว

      Sasiet gedifka

    • @ሙኩሕይሕሰሞ
      @ሙኩሕይሕሰሞ 4 ปีที่แล้ว

      @@tiblestgere2790
      ሳዕሲዒት ሞ እንታይ ክተውጻሉ ደሊኻ ?
      ወይስ እተን ሳዕሰዕቲ ተጋሩ ሙኻነን ዩ
      ባህ ዘይበለካ !!

    • @tiblestgere2790
      @tiblestgere2790 4 ปีที่แล้ว

      @@ሙኩሕይሕሰሞ nono tegaru mkkanenn kemen ayfeletkun ati sasiet gn yedawen xahgerger adabela amber yzela akndi hda zbla

  • @firehiwotyilma6644
    @firehiwotyilma6644 4 ปีที่แล้ว +48

    ድምፀ መርዋው ትችላለክ አንደኛ። ሁላችንንም አምላክ ይጠብቀን በያለንበት አሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንንን

  • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
    @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 4 ปีที่แล้ว +32

    *ኮሜ ከንብብ ጸኒሐ'ሲ በቃ ኩሉ ደስ ክብል ደቂ ኤረይ ክንፋቶ እኮ ኩሉና*

  • @MZRUSCKUTA
    @MZRUSCKUTA 4 ปีที่แล้ว +85

    I don't understand a single word of Tigrinya language though, I love listening their songs. I think this talks about our teenagers that migrating to Europe 🇪🇺

    • @kidanemedhane8050
      @kidanemedhane8050 4 ปีที่แล้ว +2

      Ya we all migrating and dream back my home said amazing love it

    • @dawitissak9346
      @dawitissak9346 4 ปีที่แล้ว +2

      Some songs you feel them, such as you feeling this one. For example some blind people go to the pitch to watch football game but the reality is they can’t see as they’re blind but they feel the crowd so I think feeling is stronger that seen. Peace.

    • @kidanemedhane8050
      @kidanemedhane8050 4 ปีที่แล้ว +1

      Really except old music i am not hear but this Young child talent Voice and message is reality. Peace

  • @hgdef_zi
    @hgdef_zi 4 ปีที่แล้ว +278

    ጥበብ መበቆላ ኣብ ኤርትራ እያ ትብሉ እስከ ላይክ ጽቐጡ በሬ ውልዶ ሓየት ተካኢ እቶም ዝሓለፉ ጥበባውያንና ንበረልና ጽቡቕ ስራሕ ካብዚ ንላዕሊ ንጽበ ደቂ ሃገርካ ኣብታ ዝተመነኻያ ሃገርና ክትሰርሕ ኣበርቲዕካ

  • @mamushtube4857
    @mamushtube4857 4 ปีที่แล้ว +106

    I don't understand the language but I keep listening to this music
    On love from South Africa 🇪🇷 🇪🇹 🌍

    • @abrahamberhe7517
      @abrahamberhe7517 4 ปีที่แล้ว +1

      U r from south Africa but u can write tigrigina
      How come what did u lose if u r proud to be eritrean
      I feel sorry 4u

    • @mamushtube4857
      @mamushtube4857 4 ปีที่แล้ว +5

      @@abrahamberhe7517 I'm habesha but I'm living in south africa bro
      That's what I said

    • @musseandemichael2619
      @musseandemichael2619 4 ปีที่แล้ว +3

      We love bro

    • @danait92
      @danait92 4 ปีที่แล้ว +5

      @@musseandemichael2619 he probably speaks Amharic so he doesn’t understand tigrigna but this song is about unity amongst our people

    • @musseandemichael2619
      @musseandemichael2619 4 ปีที่แล้ว +1

      @@danait92 I know I am Eritrean that why I replied that guy

  • @mamalove4786
    @mamalove4786 4 ปีที่แล้ว +70

    ኣብ 8 መዓልቲ ሓደ ሚሉዮን ካኣቱ ኢዩ ትብሉ ኣጆካ ኣታ ጅግና ቆላዓ

    • @meserethadgu902
      @meserethadgu902 4 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ገሚትካ ሓወኒ ቀሪባ ክትኣቱ❤🙏

    • @queenlove8900
      @queenlove8900 4 ปีที่แล้ว

      ኣቲያ ኮ

  • @mashoaregay6729
    @mashoaregay6729 4 ปีที่แล้ว +174

    ደስ ዝብል ደርፊ በርትዕ ኣጆካ ሓወይ ተስፋ ኣለካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ 🇪🇹🇪🇹

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 4 ปีที่แล้ว +58

    ሓወይ ኤውሮጳ
    ሓፍተይ ካናዳ
    እቲ ሓደ እስራኤል
    እታ ሓንቲ ጂዳ
    ኣየ እወ ተበታቲንና ከም ደቂ ዛግራ 😭
    ንምብትታና ጠንቂ ዝኮነስ ናይ ኢዱ ደኣ ኣይስኣን
    በሬ፣ ዓቢ ተስፋ ዘለዎ በዓል ራኢ ውልዶ ጥበበኛ!

    • @zeynebbrhane3155
      @zeynebbrhane3155 4 ปีที่แล้ว

      Smart boy God bless you keep it up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘😘👍🏾👍🏾👍🏾

  • @makdanatan1179
    @makdanatan1179 4 ปีที่แล้ว +255

    I can’t stop crying 😢 😭😭 When I listen 🎧 this music

    • @helendahnay2233
      @helendahnay2233 4 ปีที่แล้ว +11

      Me too ✋

    • @fisshahadush6927
      @fisshahadush6927 4 ปีที่แล้ว +4

      Say when I listen

    • @yonibana6832
      @yonibana6832 4 ปีที่แล้ว +2

      Me too

    • @wedifish1692
      @wedifish1692 4 ปีที่แล้ว +7

      I can'nt stop crying ,when i listen this music ,really bereket is the great young singer 🎶🎧🎵👍❤️🇪🇷👍❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @samirajfkfvdl811
      @samirajfkfvdl811 4 ปีที่แล้ว +2

      @@wedifish1692 please bro don't cry

  • @ራሄልጓልትግራይ
    @ራሄልጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +61

    ኣሰይ ተስፍ ዘለካ ቆልዓ ነተባብዓዮ እስኪ የሕዋት 👏👏👏

  • @gidublessed6513
    @gidublessed6513 4 ปีที่แล้ว +53

    ዳዊት 21 (Psalms)
    2፤ ትምኒት ልቡ ሂብካዮ፣ ልማኖ ኸናፍሩውን ኣይከላእካዮን። *ሴላ። ይኩነልና ኣሜን

    • @fevenmebrahtu7570
      @fevenmebrahtu7570 4 ปีที่แล้ว

      Bere hawey edmen tienan yehabka,,,,nic job brother km timnetka yegbrelna,,,,,ajoka hawey natey beritaly eski gn bezuh aytren alka abza clib. wehdkani,,,,

  • @habentesfaslasie570
    @habentesfaslasie570 4 ปีที่แล้ว +33

    ናይ ብሓቂ ተካኢ ናይ ቶም ብሉጻት ስነ ጥበባውያን ናይ ሃገርና ሙካንካ ይራኣየኒ ኣሎ ኣጆካ ኣንበሳየ

  • @dmohamed
    @dmohamed 4 ปีที่แล้ว +101

    Didn't understand even one word but I enjoyed.
    Your brother from Somalia🇸🇴❤🇸🇴🇪🇷❤🇪🇷

    • @petroskifle4607
      @petroskifle4607 4 ปีที่แล้ว +17

      Bro, here is what he said, Enough is enough live in diaspora. Our family scatted every where. I wish oneday we will gathered and have family time. One of my brothers in europe and the other one in asia, america, africa. I wish there will be a time that we all live with out fear in our beloved country and no more migrants

    • @abusaad1286
      @abusaad1286 3 ปีที่แล้ว

      @@petroskifle4607 lebbie a7imuni

    • @elizabethgiorgis7003
      @elizabethgiorgis7003 3 ปีที่แล้ว +1

      I am crying when I listen this music I missed my family's .

    • @mariamufs2023
      @mariamufs2023 3 ปีที่แล้ว

      @@petroskifle4607 thank you for the translation as somali we are the same no family gathering it’s sad but true

    • @MirabelElyon
      @MirabelElyon 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Bwq6c5er1eY/w-d-xo.html

  • @wedifish1692
    @wedifish1692 4 ปีที่แล้ว +62

    He is young Singer (Amazing) from Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless you berie hawey

    • @abuchiabrahaeri2179
      @abuchiabrahaeri2179 4 ปีที่แล้ว

      Abziea ze lo wedi neza derfi keyreaya zeywuel Ab TH-cam koynu meiwalu

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

  • @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
    @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ 4 ปีที่แล้ว +29

    Wawww ገለ ዓይነት music
    ተስፋ ዘለዎ ቆልዓ እዩ ኣጆኻ ኣለና
    ኣብ ጎንኻ መቁረይ ሓፍትኻ 🇪🇹🇪🇹❤️

    • @AdulisKing
      @AdulisKing 4 ปีที่แล้ว

      Awe subuk comment. gin shmkee slementay amharigna gerkiyo haftey?
      free yourself sis. tigrigna nkdmit 🇪🇷🇪🇹

    • @juzekmato
      @juzekmato 4 ปีที่แล้ว +1

      @@AdulisKing bkemey Amharigna gerato??

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 4 ปีที่แล้ว +268

    ብሉጽ ስራሕ በረከት ብራቮ
    ሞራር ዝግብኦ ንፉዕ ቆልዓ
    ፈተውቲ በርየ ኣለኩም ዶ

    • @ናቲሓዉኣቢ
      @ናቲሓዉኣቢ 4 ปีที่แล้ว +3

      እዞም ዲስ ላይክ ትገብሩ ሰባት ከመይ በሉ ኢድኩም ጥዕምቶ ትቁረጻ 🤔🙄

    • @Eritrea94
      @Eritrea94 4 ปีที่แล้ว

      entay ekum ne hmak zereba zeytqtebu kulu seb eba kem atehasasbaka aytgbero nenatu areaeya alewo seb

    • @mylifeis2810
      @mylifeis2810 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ናቲሓዉኣቢ ja hawey natey entay kerkb yeo kemo zegbro zelwo ajina teraey diki eriyyy 💗💗💗💗💗💋❤❤❤

    • @ናቲሓዉኣቢ
      @ናቲሓዉኣቢ 4 ปีที่แล้ว

      @@mylifeis2810 Ja bro❤🤴

    • @ናቲሓዉኣቢ
      @ናቲሓዉኣቢ 4 ปีที่แล้ว

      @@Eritrea94 ንሱ ጽቡቅ ኣለካ ግን ነዚ ኑኡሰይ ዲስ ላይክ ሂቦም ከ እንታይ እዮም ክረክቡ🤔

  • @adhanethagos8291
    @adhanethagos8291 4 ปีที่แล้ว +9

    ፖውውው እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር ክብልዎ ወለድናስ ለከ ከምዚ ኢዩ። ትምኒት ኩላትና ኢዩሞ ፈጣሪ ይኣኽለኩም ኢሉ ምትእኽኻብ ይፍጠረልና። ኣሜን

  • @abrhamzidu3894
    @abrhamzidu3894 4 ปีที่แล้ว +43

    እታ ዝበለጸት ደርፊ ካብ 2014 ኪሳብ 2020 ኮይና ረኪበያ ኣለኩ ጽቡቅ ስራሕ ቤሬ ሓወይ ሰስነለይ ብሉጸይ

  • @girmaykidane7955
    @girmaykidane7955 4 ปีที่แล้ว +247

    ሰላም ኤርትራዊ: ንኩሉ ኤርትራዊ ትምልከቶ ደርፊ ኢያ እዚኣ ደርፊ:: ጅግና ይዉሕደካ ዶ?💯💯💯💯💫💫💫🔥😎👍

    • @huruyshow1131
      @huruyshow1131 4 ปีที่แล้ว +1

      th-cam.com/video/gVXj03d_uEc/w-d-xo.html

    • @kerenblina8891
      @kerenblina8891 4 ปีที่แล้ว

      Ab zema yaret tbl channel tezergiha ala bzeyfkadkum entekoynu ktdmsswa nhbrekum alena

    • @MirabelElyon
      @MirabelElyon 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Bwq6c5er1eY/w-d-xo.html
      👍👍👍

  • @gebeyamedia
    @gebeyamedia 4 ปีที่แล้ว +40

    🇪🇹🇪🇷ሰላም ውድ ኢትዮጵያውያን እና ኤርትራውያን። የፈጣሪ ሰላም ይብዛላችሁ፤ፈጣሪ ያመጣብንን ቁጣ እራሱ ያንሳልን፤የገበሬ አባቶቻችን እና እናቶቻችን ለቅሶ ማየት በጣም ያማል፤ ፈጣሪ ሆይ አቤቱ ይቅር በለን 🤲 እንደ ሀጥያታችን ብዛት ሳይሆን በቸርነትህ ብዛት ማረን። በስደት ያላችሁ እህት ወንድሞቼ በያላችሁበት ሁሉ ፈጣሪ ይጠብቃችሁ፤በስደት ስትኖሩ እባካችሁን እርስ በራሳችሁ ተዋደዱ፤በሀይማኖት በብሔር ብንለያይም ደማችን አንድ ነው ፤ ፈጣሪ አንድ ያድርገን ሰላሙን ሁሉ ተመኘውላችሁ ሰላም ሁኑ🇪🇹🇪🇷👌

  • @hayatnaser5411
    @hayatnaser5411 4 ปีที่แล้ว +60

    ኣጆካ ሓወይ ናተይ ቀጽለሉ ኣብ ጎንካ ኢና ህዝቢ ትግርኛ ካብ ትግራይ እየ🇻🇳🌷🇻🇳🌷👈

    • @emaftawuferien3301
      @emaftawuferien3301 4 ปีที่แล้ว +2

      Ayekum nayna

    • @natiman1542
      @natiman1542 4 ปีที่แล้ว +5

      ትግራይ ዓድና ኤርትራ ዓድኩም መን ከምዝፈልየና ክንርእይ ኢና? ንህና ዝነበርናን ንነብርን ህዝቢ ዘርኢ ቀዳሞት ጠቢባን ህዝቢ ኣጋእዚያ ኢና

    • @MirabelElyon
      @MirabelElyon 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Bwq6c5er1eY/w-d-xo.html

  • @ekinahom8621
    @ekinahom8621 4 ปีที่แล้ว +93

    አሰይይ ሙቁር አዮኻ ተስፋ አለኻ ለይሀምዕድመኡ ዋውው ይበል ግጥሚ እግዚአብሔር አሎ ንኹሉ ዓቅሊ ብቻ ሓፍትኻ ካብ ኢትዬ🇪🇹 መቐለ✌

  • @habendawit7336
    @habendawit7336 4 ปีที่แล้ว +33

    እቲ ሓቀኛ ጥበብ ኣብ ቅልዕነትካ'ዩ ዝሰርጽ ናይ በሓቂ ንስካ ድምጻዊ ኢካ ብዙሕ ክንጽበ ኢና

  • @መታገስዋጋአለው-ዐ1ቀ
    @መታገስዋጋአለው-ዐ1ቀ 4 ปีที่แล้ว +66

    ዋዉዉዉ ደስ ይላል ቀረፃዉ ደግሞ ኢትዮጵያ ነዉ ።
    ኤርትራዉያን ስወዳችሁ🇪🇹🇪🇷

  • @gurjabeyene7443
    @gurjabeyene7443 4 ปีที่แล้ว +10

    ምስተሰማማዓና
    ተመንየ
    ሰገን በረኸት መሠለ
    ዕድመ
    ጥዕና
    ተመንየ
    ሠላም
    ፍቅሪ
    ተስፋ
    ምስተሠማማዓና፡፡

  • @dngleyadegoyta3958
    @dngleyadegoyta3958 4 ปีที่แล้ว +19

    ኣሰይይይይ በዓል ጽቡቅ ተስፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @maxamedmuxudincade3100
    @maxamedmuxudincade3100 4 ปีที่แล้ว +124

    ሰላም የህዋት ደቂ ኤረይ ጻአዳ አስከ ነዛ ደርፊ ጥዑይ ገርኩም ዝሰማአኩማ ፈቲኩማ ላይክ ዝገበርኩም ኣብዛ ናተይ ከኣ ላይክ ግበሩ

  • @biniamadhanom9531
    @biniamadhanom9531 4 ปีที่แล้ว +91

    What a talent
    Voice 100%
    Lyric 100%
    Melody 100%
    Everything is just waww 👏👏👏

  • @mossesblessed113
    @mossesblessed113 4 ปีที่แล้ว +4

    በኽየ ምጽጋብ ስኢነ እኮ😭ቅድሚ ዕድሚኡ ዝሓስብን ዝትልምን ምሩጽ ደራፋይ ናይ ዘመና❤️💐🇪🇷

  • @abinettubetube4443
    @abinettubetube4443 4 ปีที่แล้ว +24

    ገራሚ ድምፂ ፣ዚያዳ መልእኽቲ ፣ሓላል ትምኒት ።ተስፍ ዘለዎ ቆልዓ"ፅቡቅ ጅማሮ ፍርቂ ፍፃመ እዩ።እዛ ሙዚቃን እዚ ቆልዓን ሪእየን ሰሚዐን ምሙናው ስእንዮም አሰሰሰሰሰይይይይይ።ኤሪትሪያውያን አሕዋተይ ግዜ ሓልፉ ናይ ስደት ግዜ አብቅዑ ትምኒት በረከት ሰሚሩ አብ ዓድኹም ክትተአኻኸቡ ይግበርኩም እግዚአብሔር _(ሰላምንኤርትራ ሰላም ንትግራይ )_(ብሔሬ ግእዝ )ሓውኩም ካብ ትግራይ እየ ኤሪ ሓላላት 👉❤🙏🙏🙏

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 4 ปีที่แล้ว +39

    ዋዉ በርየ ትስፉዉ ቆልዓ እሾክ ምስ ብልሓ ትፍጠር ይብሉ ኣቦታትና ኣጆኻ ብዙሕ ይጽበየካ ኣሎ ኣዱ ጽብቅቲ ፍጥረት ከኣ ኩሉ ዘጸብቀላ እዚኣ ንዓኺ 🌹🙏🙏

    • @ነሽነሽ
      @ነሽነሽ 4 ปีที่แล้ว

      ወዲ ዩቱብ ኩሉ ግዜ ኮመንት

    • @ፍቅሪህያብፈጣሪ
      @ፍቅሪህያብፈጣሪ 4 ปีที่แล้ว

      @@ነሽነሽ አንታይ ይምልከታ

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

  • @siemuthebest215
    @siemuthebest215 4 ปีที่แล้ว +119

    Never give up today is hard,
    Tomorrow will be worse, but
    The day after tomorrow will be sunshine. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷... Nice song keep going.....

    • @mussiemelake2087
      @mussiemelake2087 4 ปีที่แล้ว +1

      Yeah man Mister Tupac✌️

    • @rasimakaveli1899
      @rasimakaveli1899 4 ปีที่แล้ว +1

      @@mussiemelake2087 💙💙❤❤💯2PAC Love🤘🏼

  • @mariamufs2023
    @mariamufs2023 3 ปีที่แล้ว +20

    Love from a somali sister to u i miss my family too 😢🇸🇴🇪🇷

  • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
    @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 4 ปีที่แล้ว +9

    *ma proud of you ወዲ ኤረይ ናይ ብሓቂ ዓቢ ርኢ ዘለኻ ተስፋ ሃገርና ኢኻ ኣባኻ እዩ ተስፋና መተካእታ ብዓል ኣብርሃም እምበር ካብ ዓበይቲ ሲ ተስፋ ቆሪጽና ኢና ሶ ኣጆካ ቀሪብና ኢና ስደትና ክውዳእ ኣጆካ ደጋጊመ*

  • @millionmicaell4768
    @millionmicaell4768 4 ปีที่แล้ว +48

    ጽብቅቲ ደርፊ ትምኒት ኩሉ ሕዝቢ ኤርትራ ኢካ ተመኒክ 2021 ኩሉ ዝመለሰላ ናብ ዓዱ ዓመት ትኩነልና

  • @IYE.G.F
    @IYE.G.F 4 ปีที่แล้ว +45

    በጃኹም ብሽም በሬ ክፈትዎ ምዓት እየ በሬ ከም ትምኒትካ ይግበረልና ንኡሰይ❤❤❤❤🇪🇷🌾

  • @ጋልዓባይትግራይ
    @ጋልዓባይትግራይ 4 ปีที่แล้ว +7

    ዋውውውውው ወድ ኢሬ ኣጆካ ሓወይ ናተይ ቀፅለሉ ገለ ዓይነት በቃ እንታይ ክወፆ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ካብ ሓፊትካ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @yusufyunussaleh3675
    @yusufyunussaleh3675 4 ปีที่แล้ว +75

    I not understand you language but I love you eritrean music i from Niger 🇳🇪🇳🇪🇳🇪🇳🇪♥️♥️♥️

    • @yonesmheri7759
      @yonesmheri7759 4 ปีที่แล้ว +2

      We love too bro ❤😊

    • @yusufyunussaleh3675
      @yusufyunussaleh3675 4 ปีที่แล้ว +2

      Thank you

    • @yusufyunussaleh3675
      @yusufyunussaleh3675 4 ปีที่แล้ว

      Thank yours Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ♥️♥️♥️

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว +1

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነ ከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

    • @zemayared1025
      @zemayared1025 4 ปีที่แล้ว +1

      ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ ኣሕዋት #th-cam.com/video/OAbv5tgXp-A/w-d-xo.html

  • @brightvission7182
    @brightvission7182 4 ปีที่แล้ว +33

    ሽም ከም ዝመርሕ፡ በረኸት ከም ሽምካ ፡ በረከትን ተስፋን ዘለዎ መልእኽቲ ፡ በረኸት ናይ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ንኡሰይ፡

    • @mtngulu2342
      @mtngulu2342 4 ปีที่แล้ว +1

      Ya you are right bro

    • @ahmadali2548
      @ahmadali2548 4 ปีที่แล้ว

      Xabku derfa burk haway edam tena yhabka

  • @saymonmandela3552
    @saymonmandela3552 4 ปีที่แล้ว +163

    በረከት ከም ስምካ ቡሩክ ኢካ፡ ብዓቅመይ ብ ናዓካ ዘይትበቅዕ ግትሚ ጌረ ክገልጸካ ክፍትን ኢየ ኣይተስተዋሕዶ።
    (#ተመንየ ዶ በልካ!#)👇👇👇
    ትምኒትካ ድምቀቱ ከም ጸሓይ ወጋሕታ
    ጽባቀ ቃላትካ ከም ወርሒ ምስ ከዋክብታ
    ዕድሜካ ንኡስ ግን ምስ ፕሮፌሰር መሰታ
    በሬ ሓውና ኣብ ልቢ ኩልና ዘሪእካ ደስታ
    በረከት ከም ስምካ በረከትካ ይብዛሕ
    ድምጽካ ካናሪ ዩ' እሞ ኣብ ዓለም ይዘርጋሕ
    ኩሉ ክሰምዕካ ኣብ ሚድያታት ይጋዋሕ
    ሚስጢር ተስፋካ ናብ ፈጣሪ ይብጻሕ
    ትምኒትካ ረዚን ከምቲ እምኒ ዓረ
    ሓሊፍናዮ ኢና ነቲ ሑሱም ዝመረረ
    ንዓድና ይምለሰልና ስደት ዝሰፈረ
    ምስ ስድራና ክንነብር ዩ' እቲ ዝመቀረ።
    በጃኹም ብ'ዝተካለ መገዲ ብ'መልክዕ #like#subscribe#comment# ጌርና
    ነተባባዓዮ የሕዋት።

    • @filimongebre8553
      @filimongebre8553 4 ปีที่แล้ว +5

      ኽብረት ይሃብካ ኽብር ሓው ኣሎኽም ዘይተበርበርኩም ከም ማዓር ጽገናይ ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ግጥሚ ብዝሓት ኣሎኽም ።

    • @bereketmesele1851
      @bereketmesele1851 4 ปีที่แล้ว +7

      Thanks shkorina hawey bereket eye emo xihfkayo zeleka gtmi btaemi des elni shkorina hawey thansk

    • @saymonmandela3552
      @saymonmandela3552 4 ปีที่แล้ว +4

      Filimon Gebre,,,,
      Kubur meten nebsu yekbreka. Kbret yhabeley hawey natey🙏💯✔️

    • @saymonmandela3552
      @saymonmandela3552 4 ปีที่แล้ว +3

      @@bereketmesele1851 Berie hawey buzuh kbl mdeleku gin qalat sienelka. Bzkone Jigna eka ajoka kexlo ♥️🇪🇷💯✔️

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +2

      Wow thx bro

  • @رضاكيالله-ف3ي
    @رضاكيالله-ف3ي 4 ปีที่แล้ว +44

    I am from Iraq I love ertrean people and song😍😘💃💃

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 4 ปีที่แล้ว +577

    ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ

  • @birtukanhayileyesus340
    @birtukanhayileyesus340 4 ปีที่แล้ว +104

    ኤርትራውያን ውሥጤ ናቹ ሠላም እና ፍቅር🇪🇷🇪🇹 💓💓💓

  • @yonasandat3380
    @yonasandat3380 4 ปีที่แล้ว +374

    ከምዚ ከማይ ኣብ ማዓልቲ 9 ጊዜ ዝሰምዓ እንተ ኣሎ like ይርገጽ ,,,,,,,መለይ ወዲ 💞💞💞💖💓💓💓💕💕💕💕💕

    • @eliasequbagzi7216
      @eliasequbagzi7216 4 ปีที่แล้ว +3

      The emerged young one will have a bright future he must have receive a support who Loves Eri !!!

    • @ZewduMeku
      @ZewduMeku 4 ปีที่แล้ว

      ተሰፋ ኣብ ተስፋ💚💛❤️

    • @tesfaxbah5442
      @tesfaxbah5442 4 ปีที่แล้ว

      ንሓንቲ ደርፊ 9 ግዜ ኣብ ማዓልቲ ዳኣ ስራሕ የለን ክክ

    • @yonasandat3380
      @yonasandat3380 4 ปีที่แล้ว

      @@tesfaxbah5442 ተመንየ ካብ ትወጽእ ስራሕ ገዲፈዮ firenday

    • @Ayla-Gundet
      @Ayla-Gundet 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣይበዘሐን 9 ግዜ ደኣ haha

  • @peaceworld7804
    @peaceworld7804 4 ปีที่แล้ว +30

    Bin stolz, dass ich 🇪🇷 Eritreer bin ,meine Leute wünsche euch alle Besten Gesundheit, Glück und Erfolg ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

    • @momdad4479
      @momdad4479 4 ปีที่แล้ว +1

      Danke sehr ich auch liebe Bruder ❤🇪🇷💪

    • @tewelde1204
      @tewelde1204 4 ปีที่แล้ว

      ሓወይ ናተይ! ንኣኻ ድማ ሰላም ጥዕና ተመነኹልካ!!! ትግርኛ ደኣ ጠፊኡካ ድዩ? ዋላስ ጀርመን ትላመድ ኣለከኻ?

    • @ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ
      @ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ 4 ปีที่แล้ว

      ሰነፍ ኢለካ ኣለኩ ብቃንቃ ዓድካ ዘይትጽሕፎ
      ጻዓዱ ኮምዚ ክኮነሎም እዮም ዝደልዩ ከምዚ ንስካ ንሕና ግን ወይ ከ ፈተኽ
      እሞ ካኣ ኣብ ጀርመን katsstrophe
      läck mich sm arsch!!!!! ich bin ich

  • @kassimhassen853
    @kassimhassen853 4 ปีที่แล้ว +65

    ኤርትራ ፍቅር ናቸው ችኮቹ ያምራሉ 🇪🇹🇪🇹

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 4 ปีที่แล้ว +3

      Sle chkok lemawrat gza yelenm. Slehagerachn guday ialen.

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      @@genetteklemengesha9164 ክክክ ጉድ እዪ

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

    • @genetteklemengesha9164
      @genetteklemengesha9164 4 ปีที่แล้ว

      Wkro way bejaka mhareni entay knzanagaialkum deia .

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      @@genetteklemengesha9164 aynegeddn sister

  • @Aቃልኩኒነብሰይ
    @Aቃልኩኒነብሰይ 4 ปีที่แล้ว +29

    እቲ ሓደ እስራኤል እቲ ሓደ ጅዳ;
    ኣደይ ኣብ ገዛ ኣነ ኣብ ኣፍሪቃ...ናይ ብሓቂ ውዱእ ስራሕ ጎበዝ ዝሓወይ ናተይ ኣጆኻ ብሩህ ተስፋ ኣለካ; ስደትና የሕጽረልና ኣምላኽ።

  • @Lubapictures
    @Lubapictures 4 ปีที่แล้ว +136

    የሚያጠግብ እንጀራ ከምጣዱ ያስታውቃል
    እድግ በል😍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @breezy5211
    @breezy5211 4 ปีที่แล้ว +39

    I don't think it would be wrong to tell you that you are the next Abraham afewerki🎊🎊🇪🇷

  • @nahomentertainment3633
    @nahomentertainment3633 4 ปีที่แล้ว +28

    ብጣዕሚ ዘገርም ቃና ዝተሳሕለ ጅግና ቀጽሎ አብዚ ሶሙን ልዕሊ 1ሚሎን ክትበጽሕ ተስፋ አለኒ።!!!

  • @ኩሉከምፍቃድካይኩን-ወ3ፀ
    @ኩሉከምፍቃድካይኩን-ወ3ፀ 4 ปีที่แล้ว +30

    በሬ ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ኣጀኻ ቀፅሎ ናይ ቡሉፅ ቡልፃት ክትከውን ኢኻ ኣጀኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እስከ ኣጀኻ ንበሉ ነዚ ውልዶ ሓውና ተስፋ ንሃቦ ወገናተይ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ ማራ እየ ዝፍትወኩምምም ደቂ ኤሬይ ዘይግባእ ኮይኑ እበር ሽሕ ላይክ ምገበርኩ ኣብ ኩሉኩም

    • @rthagos635
      @rthagos635 4 ปีที่แล้ว

      Kemaki ybzhalna mchwti haftna❤️

  • @ዮናS
    @ዮናS 4 ปีที่แล้ว +36

    Just Wow በርየ ንኡሰይ
    ሃየ እስከ ነተባባዓዮ
    ደቂ ኤሪ ነዚ ናይ ጽባሕ ኮኾብ⭐️🇪🇷 ❤

    • @nmmuna797
      @nmmuna797 4 ปีที่แล้ว

      Aseyyy bere ayeney forsa ajioka nufe

    • @nmmuna797
      @nmmuna797 4 ปีที่แล้ว +1

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

  • @sihamhamdi2533
    @sihamhamdi2533 4 ปีที่แล้ว +78

    I love Eritrea from marocco ❤️

    • @filmontedros6486
      @filmontedros6486 4 ปีที่แล้ว +3

      We love too dear

    • @najaty1999
      @najaty1999 4 ปีที่แล้ว +3

      نحن كمان بنحب المقرب وأهلها أعز صديقتي من المقرب

    • @samoohsworld5136
      @samoohsworld5136 3 ปีที่แล้ว +1

      We love morocco too

    • @temesgenfetari4382
      @temesgenfetari4382 3 ปีที่แล้ว

      @@filmontedros6486 x

  • @efremberaki1464
    @efremberaki1464 4 ปีที่แล้ว +49

    ኣጆኻ በርየ ወደይ: ክንእከብ ኢና ንመን ኢልዎ ህያዉ ኣምላኽ:: ትምኒትካ ይስዓር::

  • @unknown-ri4jn
    @unknown-ri4jn 4 ปีที่แล้ว +37

    ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ በረኸት ኣጆኻ ኣብጎድንኻ ኣለና።
    infinity and በረኸት ዑቕባሚካኤል ከኣ ክምስገኑ ዝግቦኦም ሰባት ዮም በዚ ኣጋጣሚ

  • @ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ
    @ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ 4 ปีที่แล้ว +28

    ከከም ትምኒትና እስኪ ይግበረለና ደቂ ስላሴ የሕዋተይ ስደትና የሕፅረልና በኪ ጅግና ማዓረይ

  • @amaerigermen7404
    @amaerigermen7404 4 ปีที่แล้ว +15

    I can't stop crying 😪😪😪😭😭😭when I hear this song, I have friends from eritrea. Therefore I understand a few words.

  • @esenchelseamessibarsa5359
    @esenchelseamessibarsa5359 4 ปีที่แล้ว +57

    ኣታ ናይዝ ወለዶ ፍሉይ ሱሑል ገረሮ ምሳይ ዝሳማማዕ ኣብታ ንግጥማ

    • @zerisenaialem5307
      @zerisenaialem5307 4 ปีที่แล้ว

      ክታባባዕ ዘለዎ ብጣዕሚ ንፋዕ ቆልዓ እዩ አጆኻ ቀጽሎ

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

    • @esenchelseamessibarsa5359
      @esenchelseamessibarsa5359 4 ปีที่แล้ว

      @@fissehahagos6360 tewal

  • @tewahdonzelalemxeniatnber8010
    @tewahdonzelalemxeniatnber8010 4 ปีที่แล้ว +52

    በዛ ናይዛ ደርፊ ተስፋ ብመንፈስ ሾው ኢለ ናብታ ማሙቕ ገዛይ 😢ናፍቆትና ይባላዕ ኣሎ ከምትምኒትካ ይግበረልና ምቁረይ ♥️♥️

  • @ሊሊትግራወይቲ-ዀ7ተ
    @ሊሊትግራወይቲ-ዀ7ተ 4 ปีที่แล้ว +29

    ♥♥♥
    ደቂ ኤሪ ሓላላት ክፈትወኩም ♥♥♥ ኣቱም ሰባት ንፍቕሪ እስኪ ንዘሚር ነዛ ሓፃር ዕድመ ኣቱም ትፃረፉ ድማ እግዛብሄር ልቦና ይሃብኩም ሰላም ፍቕሪ ራህዋ ኣብ ኩላና ይዕሰል ዲስ ላይክ ትገብሩ ግን ብዘይ ምፍላጥ ዶ ይኾውን ?

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 4 ปีที่แล้ว +1

      የቀንየልና ሊሊ ሓፍትና

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣምላክይባርክኪ ዓባይ ሰብ።

    • @ሊሊትግራወይቲ-ዀ7ተ
      @ሊሊትግራወይቲ-ዀ7ተ 4 ปีที่แล้ว

      @@HaraGhirmai tihsho dia sebey🙏🙏😙

  • @rehmatily515
    @rehmatily515 3 ปีที่แล้ว +54

    Love From AFGHANISTAN 🇦🇫

  • @MaikEri1
    @MaikEri1 4 ปีที่แล้ว +40

    ኣብየት ድምጺ ፍረሰላም ብኣካሉ ይጥዕም።ኣጆኻ ንኡሰይ

    • @ሊላወዲተጋዳላይ
      @ሊላወዲተጋዳላይ 4 ปีที่แล้ว +3

      Naybhaki beyney koyne kestemakra xenihe freselam ytam eile

    • @simi118
      @simi118 4 ปีที่แล้ว

      Ane wala kemu ele he sound like freeselam.

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

  • @temuyemane9571
    @temuyemane9571 4 ปีที่แล้ว +103

    ካብ መጠን ንላዕሊ ጽብቅቲ ስራሕ ከም'ዚ ከማይ ደስ ዝበሎ ኣሎ ዶ?👍

    • @fissehahagos6360
      @fissehahagos6360 4 ปีที่แล้ว +1

      ሓፍተይ መዓረይ ግልጺ ንምዝራብ ኣነ ከሸግረኪ እየ ዝመስል subscribe ደልየ ኣለኹእንታይ ይመስለኪ እዛ ሊንክ ነኺእኺ ተገበርክለይ መዘናግዒ ሒዘ ኣለኹ እሞ እዛ link 👉 th-cam.com/video/a1VpyJyOlmY/w-d-xo.html

  • @nahom5581
    @nahom5581 4 ปีที่แล้ว +89

    ኣቤት ግሮሮ ብሓንሳብ ቅይር በል ኣስከ ፈጣሪ ኣብ ጎንካ ይኮን ናዓና ከኣ ከም ትምኒትካ ይኮነልና