#መደባይ_ወለል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 97

  • @gedamtube
    @gedamtube  10 หลายเดือนก่อน +6

    #share_like_comment_subscribe please ግበርዎ

  • @TsgeredaSeyfu
    @TsgeredaSeyfu 10 หลายเดือนก่อน +1

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ❤❤❤❤መምህር ፀጋይ እግዚአብሔር ሙሉእ ጥዕና ነዊሕ ዕድሜ ይሃብካ.... ነዘን ትህባ አሕዋተይ ሙሉእ ይሃብክን ❤❤

  • @hfgsdfhdhh9922
    @hfgsdfhdhh9922 5 หลายเดือนก่อน

    መምህር ጸጋይ ዕድመ ጥዕናን አብዚሑ ይሀብካ ተባረክ ንበረልና ከማካ የብዝሐልና

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላክ ፅቡቅ ዝገብር ፅቡቅ ይሃቦ ቡርካት🙏❤❤❤

  • @MssMedina
    @MssMedina 10 หลายเดือนก่อน +3

    መምህር ፀጋይ ክቡር ርህሩህ ሰብ ብሓቂ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BellaG-h9d
    @BellaG-h9d 10 หลายเดือนก่อน +4

    መምህር ፀጋይ ሃወይ ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ሃጥያትካ ትህፀበካ ክፉእ ኣይትራይ

  • @semeraghale768
    @semeraghale768 4 หลายเดือนก่อน

    መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @JgD-fr4ny
    @JgD-fr4ny 3 หลายเดือนก่อน

    መምህር ፀጋይ❤ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ❤❤❤

  • @መብራት-ወጀራት20
    @መብራት-ወጀራት20 3 หลายเดือนก่อน

    ዘመንኹም ይባረኽ ገበርቲ ሰናይ ኩሉኹም❤❤❤

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ
    እግዚኣብሔር ኣብ ሰማይ ይፅሓፈልኹም

  • @binyam1578
    @binyam1578 10 หลายเดือนก่อน +3

    ጸጋዝአብ ሐወይ ብሰማይ ርከቦ 🔔🕊☔️💒😇👏🥰

  • @smumd
    @smumd 7 หลายเดือนก่อน

    ብሑልሉና እሰኪ ከማካቱም ዘበለ ዞም ሓተይ💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @سميرة-ظ9ش
    @سميرة-ظ9ش 2 หลายเดือนก่อน

    ዕደመን ጥዕንና የሃኪም እሕዋትይ ማዓረይ

  • @ababdhd6486
    @ababdhd6486 10 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ፀጋይ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤🤲🤲🤲

  • @መንከምእግዚኣብሄር
    @መንከምእግዚኣብሄር 10 หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረት የውርድ ጽቡቅ ጽገብር ዓስቢ ያሃቦ ❤❤❤

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ትዕድልቲ እዩ ከምዚ ንድኹም ምርዳእ እሞ ካኣ ኣብ ጾም 40 ❤ ክቡር ሓውና ኣሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤❤

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 10 หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገገን
    ፈጣሪ
    ኣምላክኣቦይ
    መዓረይ
    ምስቶም
    ልመሳክን
    ልሰርሕለው
    ኣሕዋተይ
    ሕወሰኒ
    ሓጥያተይ
    ሓድግካ
    ቁዱስፈቃድካይኩነለይ
    ኣሜን
    ኣደዋይማርያመይ
    መዓረይ
    ኣምዞም
    ብሩካት
    ኣሕዋተይ
    ንምስራሕ
    ኣብቅዕኒ
    ኣሜን
    ሓደራኪዘክርኒ
    ኣሜን
    መምህረይ
    መዓረይ
    ዕድመን
    ጥዕናን
    ይሃብካ
    ፈጣሪ
    ምስደራካን
    ምስመሳርሕትካን
    ኣሜን
    ዓይነይ
    ካምዚ
    ቁዱስስራሕ
    ልሰርሕ
    ሰብ
    ክርኪ
    ከለኩ
    ይሕጎስ
    ኣሕዋተይ
    መዓረይ
    ኣብፀሎትኩም
    ዘክርኒ
    ኣነለ
    ናይመሳክን
    እግሪ
    ክሓፅብ
    የብቀዐኒ
    ፈጣሪ
    ኣሜንኣሜንኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam9258 10 หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞሞ አሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ኣምላክና ጽኑዕ የርግጽኩም ገበርቲ ጽድቂ

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ቃኒኣልኻ ቅድስ ቅንኢ ዕንቅፋት ኣይዉቃዕኻ ሓወይ❤

  • @زايد-د8ع
    @زايد-د8ع 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞም ሓተይ 😢😢😢

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 10 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. mesakum. yekun. Ahwatey. Uaye. ✝️🙏🙏🙏❤️🕊️🌿❤️

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 10 หลายเดือนก่อน +1

    ተባረኽ ዘሐወይ ኩሉ ነገር ትገብሮ ዘለኻ እግዛብሔር ዋጋኻ ክኸፍለካ እዮ❤❤❤

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ያህብኻ ንኣቦና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦሞ🙏

  • @TsigeredaEstifanos
    @TsigeredaEstifanos 3 หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርክካ ብሩኸይ

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr 10 หลายเดือนก่อน

    መምህር ብሩኽ ተዓዲልካ ክንደይ ትፀድቅ❤

  • @barybary8681
    @barybary8681 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ዝሓወይ❤

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 10 หลายเดือนก่อน

    God bless you brothers! Thank you for helping our old ppl

  • @AftabAlam-em2jg
    @AftabAlam-em2jg 10 หลายเดือนก่อน +1

    ይመስገን ብሓቂ ብሰማን ብምድርን በረኸት ይሃብኩም ገበርቲ ሰናይ

  • @HghhdHgddj
    @HghhdHgddj 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕዶመን ጥዕናን ይብኩም አሕዋተይ አምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @LemlemKahsay-ki7sd
    @LemlemKahsay-ki7sd 10 หลายเดือนก่อน

    Kbret yehabka Zehawey

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቂ ትዕድልቲ መምህረይ ንወላዲኡ ኣብ ዝረሰዐሉ ወሎዶ ከምዚይ ምግባርኩም ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም

  • @hareguzewdu6530
    @hareguzewdu6530 10 หลายเดือนก่อน +1

    This is real humanity God bless you

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 10 หลายเดือนก่อน

    Tebareku zewxaekmo ytekialkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @መቅደስ-ኀ1ፐ
    @መቅደስ-ኀ1ፐ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ፅጋይ ❤❤❤❤

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመንጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ፀጉኡ ያብሐልኩም

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 10 หลายเดือนก่อน

    መምህረይ ዕድመ ያሃብካ ፅጋበይ

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 10 หลายเดือนก่อน

    Ablkina edmen tenan yhbkum atum menisey kemziy gerkum nemsom hzbkum tegluwom zelkum bdekukum kebru hebk atrkbu senay deble nakum yekun🕊🤝🤲

  • @AbaditAsgodom
    @AbaditAsgodom 10 หลายเดือนก่อน +1

    Amlak xamakum yihabkum edmekum yinwah 🙏🙏🙏

  • @mebrhitbeyene
    @mebrhitbeyene 10 หลายเดือนก่อน

    Behaki brukat edmen tenan yhabkum fetari

  • @Shewit898
    @Shewit898 10 หลายเดือนก่อน +3

    😢😢ኣብዛ ምድርስ ክንደይ ሕማቅ ዝሰርሕ ሰብ ኣሎ ክንደይ ከዓ ፅቡቅ ዝሰርሕ ሰብ አሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩልኹም ኣብዚ ፅቡቅ ተግባር ዝተሳትፍኩም 🤍🤍🤍

  • @መንከምእግዚኣብሄር
    @መንከምእግዚኣብሄር 10 หลายเดือนก่อน +1

    ግርማ ተኸደን❤❤❤

  • @fithawitberhe7030
    @fithawitberhe7030 7 หลายเดือนก่อน

    Tebarek

  • @HiHi-gx6bi
    @HiHi-gx6bi 10 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢

  • @sabayohanes7309
    @sabayohanes7309 10 หลายเดือนก่อน +1

    ወፊርኩም ዳሓን እቶው ፀጋይ ናተይ

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 6 หลายเดือนก่อน

    ጎይታይ ማዓረይ ካብ ስደት ምስ ተመለሱ ናብዚ ስራሕ ኣብቀዐኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 10 หลายเดือนก่อน +1

    ድምፂ ብዙሕ አይስማእን

  • @WegahetaWegaheta
    @WegahetaWegaheta 10 หลายเดือนก่อน

    🙏❤️❤️😪

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 10 หลายเดือนก่อน

    Edmen tienan yhabki haftna kea

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልራያሚኾን
    @ጋልራያሚኾን 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢🙏❤🙏❤🙏

  • @nebiatandemicael1210
    @nebiatandemicael1210 6 หลายเดือนก่อน

    👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤😢

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 10 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏❤❤😥😥😥😥😥

  • @SelamKesete-l4t
    @SelamKesete-l4t 9 หลายเดือนก่อน

    Betami dese zeble hawey edmen tinan yehabka fetari kulu etgbro Egzabehar ab zuraka yekun haftka Eritreawet eya ajoka kulu ab gonka eu

  • @ChfhhfJcfjfhhf
    @ChfhhfJcfjfhhf 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa453 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 10 หลายเดือนก่อน

    💔🙏🙏🙏

  • @مريمم-غ2ت
    @مريمم-غ2ت 6 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Koki-mx3ky
    @Koki-mx3ky 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @your2323
    @your2323 10 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @wxKGebrehiwet
    @wxKGebrehiwet 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዝሃብክን ኣምላክ ብዝወፀ ፈጣሪ ይተክኣልክን። ፅግሸይ ከኣ ፈጣሪ ይባርካ። ክቡራት ኣደታትና እታ መደቂሰቶም እንተለመፅክናሎምስ እንታይ ይከደክን? ንወላድና ዕድመን ጥዕናን ይሃባቶም።

  • @wudasemiarym9589
    @wudasemiarym9589 10 หลายเดือนก่อน

    ካብ ኩፉእ ኩሉ ይሓልካአ መምህር

  • @mylove1520
    @mylove1520 10 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏❤

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 10 หลายเดือนก่อน

    🎉

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @مريمم-غ2ت
    @مريمم-غ2ت 6 หลายเดือนก่อน

    👏😥🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @SlamhAlslamh-v8q
    @SlamhAlslamh-v8q 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢

    • @ftsumbrhanalemngus9052
      @ftsumbrhanalemngus9052 10 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤ edemn tinan haybkum amlak ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @negestyandebekure1817
    @negestyandebekure1817 10 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher nitgebro baby ido ykebelkom😂😂😂

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጥዑይ ጎረቤት እኮ ጥዑይ ወላዲ ማለት እዩ እዛ ኣዴና በዓልቲ ህሊና

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 10 หลายเดือนก่อน

    ፈታሪ ብዝገበርክምዎ ፃዕሪ ዋጋኹም ይኽፈልኩም ዝተዓደለ ድኽም ይሕግዝ ፅኑዕ ርገፁ

  • @HamunayStudio
    @HamunayStudio 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤😂

  • @lauradavidson3630
    @lauradavidson3630 10 หลายเดือนก่อน +1

    ጎይታይ እግዚአብሔር እድመን ጢዒናን ይሃብካ bro ግን ግልፎ እና ማስክ ግበር
    ንባዐልካ ጢዒናካ ሓልዉ ምስ ይቅርታ

    • @gedamtube
      @gedamtube  10 หลายเดือนก่อน

      እሺኒ

  • @hayha4307
    @hayha4307 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @BellaG-h9d
    @BellaG-h9d 10 หลายเดือนก่อน

    እዛ ጃኬት እዚኣ ቃል ይኩነኒ ባእለይ ክግዛኣልካ እየ

  • @መቅደስ-ኀ1ፐ
    @መቅደስ-ኀ1ፐ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሳብስክራይብ ግበሩ ተጋሩዋይ አብይ አሎኩሙ ❤

    • @MhretTades
      @MhretTades 10 หลายเดือนก่อน

      ገረልኪ ኣተኹ ንስኽውን ኣብ ናተይ ኣቲኺ ሳብስክራይብ በልኒ

    • @መቅደስ-ኀ1ፐ
      @መቅደስ-ኀ1ፐ 10 หลายเดือนก่อน

      @@MhretTades እሺ ማዓረይ

  • @MmMajo-o7b
    @MmMajo-o7b 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gfdfgf5sd842
    @gfdfgf5sd842 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @NebyatMarch-b6y
    @NebyatMarch-b6y 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገን-ዘ2ገ
    @ተመስገን-ዘ2ገ 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @marbayname
    @marbayname 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @SlamGhnvd
    @SlamGhnvd 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ዸ2መ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ዸ2መ 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @FbIh-ri2et
    @FbIh-ri2et 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @UgccHgdf
    @UgccHgdf 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤