ዴስኣን ዴስአቶትን # Diesea part 2 # June 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 15

  • @ህንፃባርይኣልመብርሃን
    @ህንፃባርይኣልመብርሃን ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ነይርና ኣያዋኒ ወለላይ❤

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ከምኡ እልኩም ቃፅሉሉ ለለ 3'ክፍሊ ግራሓራይ ዳዕረታ ዘሎ በረካታት ከተርእና ተስፋ ንገብር🙏

  • @josimedhine1305
    @josimedhine1305 ปีที่แล้ว +1

    ዴስኣ ዓዲ ዓበይቲ❤❤❤

  • @ትግራይዓለመይ-መ5ረ
    @ትግራይዓለመይ-መ5ረ ปีที่แล้ว

    3 ዓዲ ዴስኣ ተሓላሊዩ ተፋቂሩ ዝነብር ህዝቢ እዩ🙏🤩

  • @ተመሰገንፈጣሪ-ፈ9ጐ
    @ተመሰገንፈጣሪ-ፈ9ጐ ปีที่แล้ว

    💝💝💝💝

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ ปีที่แล้ว

    💖🕊🕊

  • @ዴስኣ
    @ዴስኣ ปีที่แล้ว

    ትኹረት ክግበሮ ዝግባእ ኣብ ሓደጋ ብርሰት ዝርከብ ደኒ ዴስኣ የሕዝን በዓልትና ተዘይሓሊናዮ ማንም መፅዩ ዝሕልዮ የብሉን ምእንተ በዓልና ኢልና ካብ ብርሰት ነድሕኖ

  • @ormooapss442
    @ormooapss442 ปีที่แล้ว

    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @عليحبشي-ح4ط
    @عليحبشي-ح4ط ปีที่แล้ว

    ንዔራ ኪድ ሳልሳይ ክፋል

  • @emanulekidane9875
    @emanulekidane9875 ปีที่แล้ว

    እዚ ሰብኣይ እዚ ባ ሓቂ ይዛረብ ኣሎ ባዕልና ኢና ኣብረስናዮ ይብል ኣሎ ሻዕብያ ኣብርስዎ ዘይበለ ሓቂ ተዛሪቡ

    • @ትግራይዓለመይ-መ5ረ
      @ትግራይዓለመይ-መ5ረ ปีที่แล้ว

      ሻዕብያ ህዝብን ንብረት ህዝብን ዘሪፉን ጨፍጭፉን ሓሳድ ስለዝኾነውን ኦም በረኻውንዶ ገዲፉከይ ኸውን ኣብረስናዮ ዝብል ዘሎ ድማ ዝተፈላለየ ኦም ስለ ዝቁረፅ እዩ ሓቀኛ ህዝቢ እዩ!

    • @ዴስኣ
      @ዴስኣ ปีที่แล้ว +2

      ሻዕብያ ደኣ ሓንቲ መዓልቲ ውን ኣይወዓለን ኣብታ ክኣትወላ ዝሞኮረ ሰዓትለ ኣብኣ ተቐቢሩ እዩ ተሪፉ

    • @ተዋህዶእያእምነተይ-ተ4ረ
      @ተዋህዶእያእምነተይ-ተ4ረ ปีที่แล้ว

      እንኳዕ ሓሳዊ ዝይበልካዮም ትግራዋይ ሓቂ ኣይዘላይ

    • @mebrihitkidanu16
      @mebrihitkidanu16 ปีที่แล้ว

      ሻዕብያ ኣበይ ኣግንይዎ ባዕሉ ት'ሕብረተስብ እምበይ ሓቂ እዮም ተዛርቦም ዘለዉ መዓረይ!!