ከመይ ገርና መቀበሊ ናይ ተለፎን ብ ቪደኦ ንገብሮ. ሸር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 427

  • @bereketromaroma
    @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +56

    ከመይ ገርና መቀበሊ ናይ ተለፎን ብ ቪደኦ ንገብሮ. ሸር Subscribe like comment anerese yhewatey maery 🙏❤

    • @tsigeg4081
      @tsigeg4081 3 ปีที่แล้ว +1

      በረከት ሓወይ መግለፂ የብለይን ብኩሉ ትሰርሖ ነገራት ብጣዕሚ እየ ዛድንቀካ ።ሓንቲ ሕቶ ካሽግረካ ግን ኢንስተግራም ይጥለፍ ዶ ተግደሰለይ ማዓረይ 🙏❤❤

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว

      @@tsigeg4081 bereket abraha yebel nehatey fb hi beleni

    • @tdf9673
      @tdf9673 3 ปีที่แล้ว +1

      ናተይ ግን ካሊእ እዩ ትፅሑፍ🥺

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว

      @@tdf9673 nay mobile nateki eyu eti sheger zekewn

    • @Brurey
      @Brurey 3 ปีที่แล้ว

      ናተይስ አይሰርሕን 😔🙏ታማ

  • @ardgh2596
    @ardgh2596 2 ปีที่แล้ว +5

    ተባረክ ዝሓወይ ዝፈለጥካዮ ንዘይፈልጡ ምፍላጥ ፅቡቅ እዩ

  • @ትጂጋልዓጋመ
    @ትጂጋልዓጋመ 3 ปีที่แล้ว +22

    ብረክት ሓወይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘመሰግነካ ኩሉ ነገርካ ቀፅለሎ💊✊🥰🥰🥰

  • @Meritube-m
    @Meritube-m 3 ปีที่แล้ว +17

    የቀንየልና በረከት ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @aergawiaergawi4280
    @aergawiaergawi4280 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳባት ኡዩ በረከት ሓወይ ቀፁለሉ ክብለካ ይደሊ

  • @ummeriwenbertawit
    @ummeriwenbertawit 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና በረከተይ ቀፅለሉ ጅግናወድቶም ጀጋኑደመይ💊💊💊❤❤❤❤❤

  • @meirmm4388
    @meirmm4388 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከተ ዓይኒ ትግራይ የቀንየልና

  • @ushueh6167
    @ushueh6167 3 ปีที่แล้ว +24

    ብሬየይ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዝፍትወካ ዘክብረኪ ወዲ ረመይ ኣብ ዘለካዮ ስላምካ ይብዘሐለይ ፈጣሪ ክብረተይ ደም የቀንየልና ዝያዳይይ❤️💛❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +2

      Thanks blbi hafty nhaty maery 🙏❤❤

  • @mostafaa663
    @mostafaa663 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ማዓረ ወለላ

  • @ራሄል-ረ9ጨ
    @ራሄል-ረ9ጨ 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ናይና💊💊💊💊💪💪💪💪

  • @tsegatsega6594
    @tsegatsega6594 3 ปีที่แล้ว +5

    እንጀራ ዓለም ብላዕ በረከት ሓወይ ክንደይ መሃርካና

  • @بسامجعفر-ع4ه
    @بسامجعفر-ع4ه 2 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እና ቀፅለሉ

  • @salams9924
    @salams9924 3 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyelna bereketey hubi

  • @ሄለንጋልቶምጀጋኑትግራይ
    @ሄለንጋልቶምጀጋኑትግራይ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ማረየ ፈላጥ በዓል ርእሲ 💔💔💘💞💞
    💊💊💊💪💪💪💔💔💔

  • @khasoebr2023
    @khasoebr2023 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና በረከትሓወይ ቀፅለሉ ኣጆካ ወዲትግራይናትና❤❤❤💘💘💘💘💘💘💊💊💊💊💊

  • @ተመሰገንኣምለከይ
    @ተመሰገንኣምለከይ 11 หลายเดือนก่อน

    በረከት ሓወይ ተባረክ ❤ብጣዕሚእየዘመስግነካ ❤❤ቀፅለሉ።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dxbffb5828
    @dxbffb5828 3 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውውውውው በረከት ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይኽበረለና ብሓቂ ደሰ ክብል እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ዝሓወይ

  • @nemroudgidey3202
    @nemroudgidey3202 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ጂግና ሐወይ

  • @rahwahuluf9387
    @rahwahuluf9387 3 ปีที่แล้ว +1

    waw ብጣዒሚ ደስ ባሃሊ

  • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
    @FkriAemlakeysAelewoHelefa 3 ปีที่แล้ว +15

    በኪ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ዘድንቅካ ዘክብረካ ዝሓዉይ መዓረይ ንበረልና

  • @salams9924
    @salams9924 3 ปีที่แล้ว +1

    Edmen tenan yhabka fetari🙏💘💘💘💘💋💋💋💋💋💊💊💊💋💋💋💋💘💘💘

  • @ሚሊጋልራያትግራይ
    @ሚሊጋልራያትግራይ 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከተይ ለባመይ ንዓኻ ዝኾን ቃላት ኣይብለይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ሉዑል ፈጣሪ ወድነይ💔💔💔💔💝💝💝💊💊💊💊💊

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ የቀንየልና በረከት ሓዉና

  • @ለምለምናይድንግልማርያምባ
    @ለምለምናይድንግልማርያምባ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየለና ዝሓወይ

  • @ጋልወንቦርታ
    @ጋልወንቦርታ 3 ปีที่แล้ว +29

    ኣይሰረሐለይ ኣነስ ግን የቀንየልና ሓውና💖💖💖💛💛💛💛

  • @swiswits
    @swiswits 4 หลายเดือนก่อน

    የቀንልየልና ዝሓወይ ናይ ስደት ኣቦና ሓውን ብጣዕሚ እና ነመስግና ❤❤❤❤❤

  • @ትግራይ-ዘ8ጰ
    @ትግራይ-ዘ8ጰ 2 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ደረቅ ስልኪ ናውሽጢ መፀውዒ አርእየና በረከት ሓወይ💛💛❤❤

  • @samitigray4537
    @samitigray4537 3 ปีที่แล้ว +2

    Thanks you more በረከት ሓውና

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየና በረከት ሓወይ

  • @ህልናዊትትትትትትት
    @ህልናዊትትትትትትት 3 ปีที่แล้ว +2

    በረከት ሓወይ የኔ ጅግና የቀንየልና ክብረተይ ወድቶም ጀጋኑ

  • @lilihafithalofom270
    @lilihafithalofom270 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ሓወይ ኣነሰ ኣብዩን

  • @ftsumfkire1912
    @ftsumfkire1912 3 ปีที่แล้ว +1

    ሓዳሽ ኣታዊት አየ💪🏼👌

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ 3 ปีที่แล้ว +2

    ናተይስ ኣብይኒ በረከት ሓኸይ

  • @salamsalam5065
    @salamsalam5065 3 ปีที่แล้ว +3

    ዋውው ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ሶ የቀንየልና ማዓረይ

  • @ngstigdeygerezihar
    @ngstigdeygerezihar 2 ปีที่แล้ว +1

    የቅንየልና ክብር ሓውና እግዛኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ ስለ ኩሉ ነገር ዝማሃርካና👏👏👏🇻🇳❤

  • @ፋኒጓልትግራይ
    @ፋኒጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውውውው ብጣዓሚ ድስ ይብል ድስ ኢሉና ያው ብውግንይ ምፂኣተልይ ብርክት ሓወይ መስግናስ ወሶን ኣይንብሎን ኢና ቅፅሎ ኣኞካ👌💪💪💪💊💊💊💊💊😘😘😘😘

  • @mattscordslabs2673
    @mattscordslabs2673 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ሓወይ አነስ አይሰርሕን ኢልኒ

  • @kidaneembaye3970
    @kidaneembaye3970 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም በረከት ሓወይ ብጣዕሚ እየደስ ዝብል
    እና ሕቶ ኣለኒ ከመዘይተሓልፈኒ ተስፋ ይገበር ነይ መሰጆ ነይ ፍስቡክ ዝመፃእ ዝነበሰ ታዓፅዩኒ ብላዕሊ ኣይመፅእን እና በተስፋ ይፆበ

  • @محمد-د4و5ص
    @محمد-د4و5ص 10 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ በረከት ሓወይ እዃዕ ትግራዋይ ኮንካልና ቀፅለሉ❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 10 หลายเดือนก่อน

    ሰላም በረከት ሓወይ አብ ዘለኻዮ ስላም ጥዕና ይመነየልካ ወድነይ በጃኻ ቤኪ ሓወይ ናይ ኢሞ ዝተፃሓሓፍናዮ ከመይ ገይርና ንምልሶ ብስም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይምሕፀነካ ብጣዕሚ አገዳሲ ስለ ዝኾነ እየ ምስ 🙏🙏🙏🙏ይቅሬታ

  • @XxxXxx-ur5yq
    @XxxXxx-ur5yq 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና በርከት ሓውና

    • @XxxXxx-ur5yq
      @XxxXxx-ur5yq 3 ปีที่แล้ว +1

      በርየ ሓወይ ኣነስ ካርዲ እትመልእ ተለኩስ ኮምቢተር ይበልዐኒ እና መዕፀዊኡ ትፈልጦ ቶኮንካስ ሓብረኒ ሓወይ ናተይ

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +1

      @@XxxXxx-ur5yq sorry afeletun eye ezi betami sorry

  • @galtgray7198
    @galtgray7198 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየለይ በረከት ሓወይ

  • @መአርግሃይላይ
    @መአርግሃይላይ 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከተይ ብርክ እካ ብሓቂ አድናቅትካ እየ ማአረይ

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk5693 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም በረከት ሓወይ አንዕኳ ብሰላም መፃካ ዝያዳይ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ስራሕ አዩ አና ብኢሞን ብደረቅን ብደስ ዝበለና ድምፂ ገርና ክንቅይር ተደልና ከመይ ገርካ ይስራሕ ተገድስካ አባ ኣርአና ዝሓወይ ምዓረይ ❤❤❤🙏

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 2 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ጅግና ሓወና በረከት ቀፅለሉ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን🥰🥰💊💊💊🙏

  • @yaebsera3865
    @yaebsera3865 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ቤኪየ

  • @ንግስቲጋልበርገድ
    @ንግስቲጋልበርገድ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየየልና😘😘

  • @ማማይኣያዓለመይ
    @ማማይኣያዓለመይ 3 ปีที่แล้ว +2

    በረኸት ሓወይ የቀንየለይ ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ቀፅለሉ ኣጆካ ሓወይ ናተይ

  • @محمح-ب2م
    @محمح-ب2م ปีที่แล้ว

    ጆግና ወዲ ትግራይ ዝፍትየካ ናተይ❤❤❤💞💖💖💖💞💞💖💞💖💖💞💖💞💖💞💖💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞💖💞💞💖💖💖

  • @fgfff6583
    @fgfff6583 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየለና በረከት ሓዉና ካብ ቆፎ ናብ ሚሞርከ ከመይ ገይርና ንፅዕኖ ንኽእል

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
    @ተዋህዶእያእምነተይትግራወ 3 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብሰላም መጻካ በረከት ሓወይ ኣጆካ ቀጽለሉ ዝሓወይ

  • @TDF_y
    @TDF_y 2 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና በረከት ሓወይ ቀፅለሉ ♥️🙏♥️

  • @اللالل-ي4ه
    @اللالل-ي4ه 2 ปีที่แล้ว

    ብረክት ኣነ ብጥዕሚ እየ ወመሰግነካ ቀፅለሎ

  • @ፍቕሪእዩመንገደይ-ረ2ዸ
    @ፍቕሪእዩመንገደይ-ረ2ዸ 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሬክስ ሓወይ ፍትውትው እየ ዘብለካ ናተይ የቕንየልና ክብረተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ.

  • @SalamSalam-nz2ox
    @SalamSalam-nz2ox 3 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ያሃብካ በረከተይ ሐወይ

  • @salamasa3794
    @salamasa3794 2 ปีที่แล้ว

    የቐኒየልና በረከት ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ኤልቻፖመሕጎል
    @ኤልቻፖመሕጎል 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና በረከት ሓወይ💛❤️🥀🥀

  • @ماجدالقحطاني-و7س
    @ماجدالقحطاني-و7س 3 ปีที่แล้ว +10

    የቅንየልና ዝሓወይ 💛❤

  • @ብመንገድካምርሐኒእግዚአብ
    @ብመንገድካምርሐኒእግዚአብ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @eiyorsalemhaylemaryam9840
    @eiyorsalemhaylemaryam9840 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ብርኩተይይይይይይይይይይይይይይይ💘💘💘💘❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ክወግሕእዩትግራይዓደይ
    @ክወግሕእዩትግራይዓደይ 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና ወዲ ትግራይ ሓላል መሬት 💪💪💪💪💊💊💊💛❤️🙏🤲

  • @tdflove3582
    @tdflove3582 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሪተይ የቀንይለና እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርካ. ተባርክ❤❤❤
    ንበርከት ዝፍቲ ኣሎ ዶ ክማይ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪

  • @samiramuhammed3251
    @samiramuhammed3251 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሰላም ወዲ ሃገረ ትግራይ

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 10 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እንዲያም ደስ ክብል ለይ ፍለጥክን ተካታተላ ተጋሩዋይ🥰

  • @hayathayat2224
    @hayathayat2224 3 ปีที่แล้ว +3

    በረከት ሓወይኣ ምላክ ምስካ ይኩን ወዲ ትግራይ ጅግና

  • @Masterhabeshawii
    @Masterhabeshawii 19 วันที่ผ่านมา

    በረከተይ ንፍዕ ኢኻ ቀፅለሉ ዝሓወይ❤❤❤

  • @ፅጌጋልተዋህዶ-ኰ6ፐ
    @ፅጌጋልተዋህዶ-ኰ6ፐ 3 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግ በረከት ሓውና😘😘😘😘😘

  • @hshsvhb6998
    @hshsvhb6998 3 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ የቅንየለይ በረከት ሓወይ ፍልጠጥካ ይሰሰን ፈጣሪ ምሳካ ይኩን

  • @hyitmmm7267
    @hyitmmm7267 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ደሰሰሰ በሃሊ ሓወይ ማዓረይ የቀንየለና

  • @ጓልአሕፈሮምፃዕዳ
    @ጓልአሕፈሮምፃዕዳ 3 ปีที่แล้ว +3

    በጣዕም ፅቡቅ የቅንልና 💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @hayathayat2224
    @hayathayat2224 3 ปีที่แล้ว +1

    ብኪ ዓይነይ ከመይ ድካ ፈጣን

  • @DadddDazs
    @DadddDazs 11 หลายเดือนก่อน

    ናተይስ ኣቢኒ ምስራሕ ዋ ብዝኮነ የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @slamah7727
    @slamah7727 3 ปีที่แล้ว +2

    በረከት ሓወይ ደስ ዝብል እዩዋ ግን ናተይ ኣብይኒ ማዓረይ ❤❤❤

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +1

      Nay mobile nhateki eyu tetegem maery zekewn

    • @slamah7727
      @slamah7727 3 ปีที่แล้ว

      @@bereketromaroma እሺኒ ችግር የቡሉይ ክብረተይ

  • @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
    @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ 3 ปีที่แล้ว +2

    በረከተይ ጽቡቅ ቐጽለሉ ማዓረይ ናተይ ግን ክልተ ተሊፎን ኣብይኒ

  • @kebiyenegayemariyamlij778
    @kebiyenegayemariyamlij778 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከተይ የቀንየልና 😘😘😘😘😘😘

  • @alemalem2233
    @alemalem2233 3 ปีที่แล้ว

    ጎበዝ ወዲ ትግራይ

  • @delinaabadi2505
    @delinaabadi2505 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከተይ ናተይ ኣይመፀለይ Call blck groud ዝብለ ግን ብጣዕሚ ጎብዝ ቀፅለሉ ማዓረይ

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +1

      Nay mobile nhateki eyu tetegem maery zekewn

  • @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ
    @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና በረከተይ ጅግና ወዲህዝቢ

  • @njeimcelladma6362
    @njeimcelladma6362 3 ปีที่แล้ว +1

    Bik shkor bert

  • @Gener-u8w
    @Gener-u8w 11 หลายเดือนก่อน

    የኔ ኪብሪ እግዚአብሔር አምላክ ምስካ ይኩን❤❤❤❤❤

  • @selamnega6903
    @selamnega6903 3 ปีที่แล้ว +1

    ናአካ አወን

  • @ዕባይትግራይ-ጐ1ኰ
    @ዕባይትግራይ-ጐ1ኰ 3 ปีที่แล้ว +2

    waw ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ በረከት ሓወይ ካብ ልቢ የቀንየልና መምህረይ😘❤❤

  • @luwamgaltigrayyoutube4235
    @luwamgaltigrayyoutube4235 3 ปีที่แล้ว +21

    በረከት ሓወይ ብጣዕሚ ጀስ ዝብል እዩ 🙏🥰 ንዓይ ግን ከሙኡ ዝብል ኣይመፀለይን

  • @Dan-ln6rg
    @Dan-ln6rg 3 ปีที่แล้ว +3

    ቀጽለሉ በርትዕ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 3 ปีที่แล้ว +1

    ናኣተይስ ኣይሰርሕን ኣቡዩን 😪😔😔😔

  • @ጋልለማፍረደ
    @ጋልለማፍረደ 3 ปีที่แล้ว

    አብዘለካዮ ስላምካ ይብዛሕ ብስምካ ከመይ ገይርካ ምፅውዒ ይግበር

  • @soshitube7215
    @soshitube7215 3 ปีที่แล้ว +2

    በርከት ሓወይ የቅኒየልና🥰ሼር ፅብቅ ትምህርቲ አየ

  • @genethagos6463
    @genethagos6463 3 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝበል ሓወይ የቅንየለይ

  • @mseho9784
    @mseho9784 3 ปีที่แล้ว +1

    ክብረት ይሃበለይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ማዓረይ

  • @ጋልዞምወየንቲ
    @ጋልዞምወየንቲ 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀኒየልና በረከት ሓውና 💊👌🥰🥰🥰

  • @mesijfgjvjcfzf6426
    @mesijfgjvjcfzf6426 2 ปีที่แล้ว

    የቅንየልና ዛሓወይ👏♥️♥️♥️

  • @ጋልለማፍረደ
    @ጋልለማፍረደ 3 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ የቀንየልና

  • @حياهالحياه-ي4ظ
    @حياهالحياه-ي4ظ 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና በረከት ሓወይ💖💖💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💊

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb 3 ปีที่แล้ว +8

    የቀንየልና ብኪ ሓዉና 🥰🥰🥰🥰

  • @sooqusabya2844
    @sooqusabya2844 3 ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቅበረኸተይ♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @Sêmhãr-b1k
    @Sêmhãr-b1k 8 หลายเดือนก่อน

    በረከት ሓወይ ኣብክሊሽን ምውራድ ኣቢኒ ብሊስ ኣርኢኑ 🙏

  • @aneeye-o3f
    @aneeye-o3f 11 หลายเดือนก่อน

    የቅኔልና በረኸተ ሓወይ ❤❤ ብጣዓሚ ኢና ነምስግን❤❤❤ ግን በረኸተይ በጃኻ ታሓባበረና ኣብ ሱዕዲ ዓረብ እስርቤት ዝርከቡ ተጋሩ በጃኻ ብዝዓቕምኻ ኣብ ዝተፈላለየ ሚዲያታት መብዛሓትኡ ክትሳተፈን ክትታሓባበርን ይርኤካ እየ በጣዓሚ እየ ዘድነቐካ ስለዚ በረኸተይ ነዞም ናይ ሱዑዲ ዓረብ እሱራት በጃኻ ድምፂ ንኹኖም ብጣዓሚ እዩም ኣብ ፀገምን መከራን ዝርከቡ በጃኻ ድምፂ ንኹኖም ንኸማኻ ዝበሉ ጎቦዛት ስባት ትኽትዛረበልና ብትሕት ንሓትት በረኸተይ ከሙኡ እንዳበለ ድምፂ እንተረኸቡ ስለዚ ሓግዘና❤❤❤

  • @ቲቲጓልትግራይ-መ5ፈ
    @ቲቲጓልትግራይ-መ5ፈ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣነሰ ኣዉዩኒ እዩ በረከት ሓወይ ኣረደአኒ ባ f,b ካ ንገረኒ 💊💘👉💊ዶሞ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ

  • @-jh2ft
    @-jh2ft 5 หลายเดือนก่อน

    በረከት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤