ብዛባ ኢሞ መፅውዒ ዝሓተትኩምኒ ይሕዋትይ ሕዘለኩም ደበኽ አለ ኣለኹ. ሸር like Subscribe

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 206

  • @titigaltigray3403
    @titigaltigray3403 3 ปีที่แล้ว +15

    ተጋሩዋይ ኣይትሕመቁ ነዕብያ ዛቻነል ፅብቅ ትምህርቲ እዩ

  • @titigaltigray3403
    @titigaltigray3403 3 ปีที่แล้ว +11

    ዋዉዉ ደስ በሃሊ ማራ ፍትየያ ምክርካ የቀንየልና ክብር ሓዉና ወዲ ትግራይ ሓላል

  • @Grmachnal
    @Grmachnal 3 ปีที่แล้ว +8

    ቆንጆ ሓሳብ ኢዩ በረከት ሓዉና ያላ ተጋሩ ናብ ኩሉ ሸር እናበልና ኩሉ ሰብ ምእንታን ክርኦ ክነዐብዮ ኣለና

  • @mimomm9582
    @mimomm9582 3 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ደስ ብሃሊት ሓሳብ የቀንየልና አነ ፎትየያ አለኩ ወዲ ትግራይ ሽኮር

  • @hfgg381
    @hfgg381 2 ปีที่แล้ว

    ብረከተይ ፁቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ለባመይ💖💖💖👌👌💘💘💘💘💘💘

  • @ksaksa9236
    @ksaksa9236 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቅ ደስ ዝብል ትምህርት ቀፅለሉ ክቡር ሓወይ

  • @atsedeabraha1644
    @atsedeabraha1644 3 ปีที่แล้ว

    በረየ ናይና ጅግና ምፍለቂ ሓሳባት ቅፅልሉ ፅብቀይ

  • @hewan7737
    @hewan7737 3 ปีที่แล้ว +2

    ደስ በሃሊ እዩ በረከት ሓወይ ቀፅለሉ 💊💊💊💊🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ጓልምድሪገነትሽረ
    @ጓልምድሪገነትሽረ 3 ปีที่แล้ว

    ዋወወ ደስ በሃለ በረከተይ ማዓርይ ኣጆካ ቀፅለሉ ኣብ ገንካ አለና ውድታ ጅግኑ 😍😍😍😍

  • @genitgraweyti9059
    @genitgraweyti9059 3 ปีที่แล้ว

    በረከተይ ብኽሉ ነገርካ ኢኺ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ እንድዒ አነስ ክገልፆ እውን አይኽእልን እንኳዕ ናትና ኾንካ💕💕 ደይ ተጋሩየ አሕዋተይ ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ገበረዎ አብ ዝላዓለ ደረጃ ንክበፅሕ ቤክየ ሓወይ ቀፅለሉ ❤❤❤🇨🇳👈

  • @samerasamera6669
    @samerasamera6669 2 ปีที่แล้ว

    ዋው በረከተይ የቀንየልና ቀፅለሉ ወድነይ ምዓረይ

  • @ngstikbrom4941
    @ngstikbrom4941 ปีที่แล้ว

    ስላም በረከት ሓወይ ብimo ዝፀሓፍኖዮ እንጠፈአ ኣቡይኒ እባ በጀካ እባ ንገረኒ ♥️🙏

  • @dxbffb5828
    @dxbffb5828 3 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውውውውው በረከት ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይኽበረለና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ዝሓወይ ለባመይ ቀፅለሉ 💔💔💔💔💟💝💝💟💟🙏🙏🙏🙏☝

  • @ወናኒትምቁርቃንዛ
    @ወናኒትምቁርቃንዛ 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ ናይ በኪተይ ገዛ ጋሻ እየዋ ብሽሙ ባ like ወቅጡለይ ደሕር ትፈትውዎ ፍትወትኩም ኣርእዩኒ ነዓይ ካ ኣጋይሹኒ ብዝኮነ ሰላም ይምየልኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ😋😋

  • @ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ
    @ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ 2 ปีที่แล้ว +1

    ቀፅለሉ በረከት ጅግና ወዲ ሪመይ 💘💘💘💘💘💘💘💘💘❣❣💋💋💋💋💋💋💘💘💘💘💘💘💘💘❣

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ዠ4ቨ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ዠ4ቨ 3 ปีที่แล้ว +1

    አንካዕ ዳሓን መፃእካ በረከት ሓወይ ዝምናያ ዝነበርኩ እያ

  • @fikiryoutube6075
    @fikiryoutube6075 3 ปีที่แล้ว +1

    ፍሽኽታ አመሉ የቀኒየልና አዝና እና ነመስግን👍👌

  • @zahraa8192
    @zahraa8192 3 ปีที่แล้ว

    ዋዉዉደሰ በሃሊ ማራ ፍትየያ ምክርካ የቀንየልና ክብርሓወይ💘💘💘💘💘💘💘💘😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @ethiopianhdizjhh2670
    @ethiopianhdizjhh2670 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ እና ነመስግን በረከተይ ብዘለኻዮ ፈጣሪ ይሓልውኳ

  • @rsjv415
    @rsjv415 9 หลายเดือนก่อน

    በረከተ ሓወይ አነሰ አድበርታይዝ ከሊእ መንመ ክርኢ አይከአልኩይ በጀካ ተሐባበረኒ❤❤❤❤

  • @twtgsgsg8789
    @twtgsgsg8789 3 ปีที่แล้ว +1

    የቅንየልና ዛሓወይ ናተይ ሰሪሕለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አሰይ ዛሓወይ ተጋሩ ብታሪኩም ተሕበኑ ወዲ ተም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ትግራይ ወላዲት ጀጋኑ ት❤ግ❤ራ❤ይ ብደቃ ትሕጎስ አንበሳ❤❤

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว

      Waww des bhali enka thaguseki maery thanks blbi maery

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    አሰይይይ ድሰ ባሃል ዛሓወይ ኣነ ርእካ ዘይፈልጠ ከዚ እዩ ብቻ ጀምሪ ዘለኩ ሓድሸ ትካታትልት

  • @sooqusabya3779
    @sooqusabya3779 3 ปีที่แล้ว +4

    Thanks 🙏💛ወዲ ትግራይ ሸኮር ፅቡቅ ትምህርቲ ብካልእ ምፀና ሳብሰክራይብ ኢለካ ለኩ🙏💛💛ተጋሩዋይ ላይክ 👍👍❤💛❤💛

  • @سلامه-ت5ج
    @سلامه-ت5ج 9 หลายเดือนก่อน

    የቀኔልና ኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናንይሃብካ

  • @haddashhfto3826
    @haddashhfto3826 3 ปีที่แล้ว

    ዋውው ወዲ ዓደይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ

  • @ንፋቀርንታሓላለ
    @ንፋቀርንታሓላለ 3 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ ኩሉ ስራሕካ ሙቁር እዩ ከም ባዕልካ ❤የቀንየልና

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሄር ኣምላክ የኽብረልና ዝሓወን ማዓረይ ደሰሰ ዝበል እየ ዝደልዮ ዝነበርኩ ስዩ ❤❤

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ደስ ዝብል ት/ቲ የቀንየልና ክቡር ሓዉና

  • @سلامه-ت5ج
    @سلامه-ت5ج 9 หลายเดือนก่อน

    የቀኔልና ኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናንይሃብካ❤❤❤❤❤❤

  • @TtTt-df9ck
    @TtTt-df9ck 3 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ቤኪየ የቅንዩልኔ ናይ በሓቂ ሰብ🥰🥰🥰🥰

  • @AsAs-rk1ou
    @AsAs-rk1ou 3 ปีที่แล้ว

    የቐንየልና በረኸት ሓወይ ደስ ዘብል ሓሳብ እዩ

  • @Tehesh
    @Tehesh 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና ክቡር ሓዉና

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 3 ปีที่แล้ว

    በረከተይ ለባመይ ፀጉኡ የብዘሐልካ
    ናይ ፈስብክ ብዘይ ደለናዮ ዝተፈተሐከ ካመይ ገርና ንቅይሮ ማለተይ ቅፅሪ ናይ ባዕልና ግን ብዓረብ ወይ ከዓብካሊ እ ዝከነ

  • @ግርህነተይእዩበዳልየይ
    @ግርህነተይእዩበዳልየይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ደስ በሃሊ በረከት ሓወይ ተጋሩዋኒ ሃያ ነዕብያ እዛ ቻለን 💘💘💛❤💛❤💪💪👈👈💋💋🥺 ሓደ ነገር ከቸግረካ ምንልባት ትፍልጦ ተኮይንካ ናይ ፖስዋርድ ዝረሰዕናዮ ብከመይ ንከፍቶ🥺🥺🥺🥺🥺

  • @salmaasfa7282
    @salmaasfa7282 3 ปีที่แล้ว

    Des bahali tsbuku berekete hawey💊💊💊💊💪💪💪💪💪

  • @rrr6755
    @rrr6755 2 ปีที่แล้ว

    በረከት ሓወይ ጎበዝ ቀፅለሉ💖💊

  • @bitiyamilleht6636
    @bitiyamilleht6636 3 ปีที่แล้ว

    ደሰ ባሃሊ ክብርተይ ቀፅለሊ😍😍😍😍

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ፅብቅ ትምህርቲ እዩ በረከት ሓወይ የቅንየልና ናብዓልትና ሰብ ነታባብዕ አሕዋተይ ማዓረይ ናዓይ ከዓ ሰብስክራይብ ገቦርኒ ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @AsAs-j3b1o
    @AsAs-j3b1o ปีที่แล้ว

    በረከትዋይ ናይ ኢሞ ባስወርዲ ረሲዐዮ ትስልኪ ውን ተቀሪፁ ዋ በጃካ ከመይ ገይረ ይረክቦ ንገረኒ ብሩከይ❤😢

  • @shewithagos798
    @shewithagos798 3 ปีที่แล้ว

    የቀኒየልና ክብር ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ 3 ปีที่แล้ว

    በረከተየ ለባም የቅናየለና ቀፅለሉ ጅግና ሓወና

  • @meklit9157
    @meklit9157 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ብሩኬ መዓረይይ❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @ብርሃንጋልትግራይ-ሰ1ዘ
    @ብርሃንጋልትግራይ-ሰ1ዘ 3 ปีที่แล้ว

    ዋው ብጣዕሚ ፁቡቅ ኩቡር ሓወይ

  • @titilenopo
    @titilenopo 2 ปีที่แล้ว

    ዋውውው ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ❤️

  • @iloveyoutigeray4913
    @iloveyoutigeray4913 3 ปีที่แล้ว

    ዋው የቅንየልና በረከት ሓወይ 😍😍♥♥♥♥❤❤❤💛💛💓💕💕💕💕

  • @ጓልሃገረትግራይ-ቐ2ለ
    @ጓልሃገረትግራይ-ቐ2ለ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉዉዉ ደሰ በሃሊት እያ መራ ፈትየያ💊😘😘😘😘😘😘😘

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว

      Eski be fb hii beleni maery bereket abraha yebel nhatey hii beleni messger

  • @fsefdsrg7015
    @fsefdsrg7015 3 ปีที่แล้ว

    Btami des bahali bereket hawena

  • @luwamgaltigrayyoutube4235
    @luwamgaltigrayyoutube4235 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ሓወይ ብመጀመሪያ ኣብ ዘለኻዮ ስላምኻ ይብዛሕ 🙏❤❤❤ኣነ ግን ኣይመፀለይን ሙዚቃ ወላ መዝሙር ክልተ ረኪበ ንሰን እውን አማርኛ እየን

    • @bereketromaroma
      @bereketromaroma  3 ปีที่แล้ว +1

      Selam maery shkorina thanks blbi mejemerta dawled geberi kab youtube maery kab kemta zerekuki gerki keyereyu maery

    • @luwamgaltigrayyoutube4235
      @luwamgaltigrayyoutube4235 3 ปีที่แล้ว

      @@bereketromaroma ok bek wedi tigray shkor thank you blbi 🙏💛❤❤💕💕💕

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 2 ปีที่แล้ว

    www batemey dase bahaley kbaer hawen🥰🥰🥰🥰🙏🙏❤️

  • @slamaqqwerr722
    @slamaqqwerr722 3 ปีที่แล้ว

    ወድ ትግራይ ጅግና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፊጣር

  • @QsfhjgdJhrwshh
    @QsfhjgdJhrwshh 3 หลายเดือนก่อน

    ቀፅለሉ በረከት ጅግና ወዲ ሪመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @ደሉገርሂልባጋልትግራይ
    @ደሉገርሂልባጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    ፁቡቅ ሓሳብ እዩ

  • @ጓልሃገረትግራይ-ቐ2ለ
    @ጓልሃገረትግራይ-ቐ2ለ 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም በረከተይ💊😘😘

  • @ፍረገረዝሃሪ
    @ፍረገረዝሃሪ 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ብረኻ ሓወይ🙏🙏🙏😘😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @habentsegay3600
    @habentsegay3600 3 ปีที่แล้ว +1

    wawwww👍👍👍👍

  • @ገዛናናፍቀ-ገ5የ
    @ገዛናናፍቀ-ገ5የ 3 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ነፉኤ ቀጸሎ ሓወይ

  • @solina__chanel___3910
    @solina__chanel___3910 3 ปีที่แล้ว

    Yekenyelna bereket hawna thank you so mach💪💋❤❤❤

  • @ትጂጓልተዋህዶ
    @ትጂጓልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና በረከተይይ ክፍትወካ እኳ ማዓረይይይ

  • @tigraygenocid3127
    @tigraygenocid3127 3 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው አጆካ ቀፅለሉ በረከተይይይ ፍቅር❤❤💞💞♥️♥️♥️♥️💞💞

  • @سلامه-ت5ج
    @سلامه-ت5ج 9 หลายเดือนก่อน

    የቀኔልና ኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናንይሃብካ❤❤❤❤❤❤ኣብኢም ናብ ባዕልና ዝተደወለና ካሊእሰብከመይ ገይሩ ከለዕሎይክእል መልሰለይ

  • @meaza5179
    @meaza5179 3 ปีที่แล้ว +1

    ስላም ማዓረይ

  • @አሴጋልተዋህዶ
    @አሴጋልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    ዋውዉዉ ደስ ባሃሊ ቀፅለሉ በረከት ሓወይ 😍😍😍❤💛❤💛❤💛😍😍😍

  • @brhanmosa8988
    @brhanmosa8988 3 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Gdye-kt2yy
    @Gdye-kt2yy 5 หลายเดือนก่อน

    ፎቶ መሕቢኢ እባ ንገረኒ በጃካ ከይታሓልፈኒ ❤❤❤

  • @ነፂጓልውቅሮ
    @ነፂጓልውቅሮ 3 ปีที่แล้ว

    በረኩት ሓወይ መጀመሪያ አብ ዘለካዮ ስላምካ ይብዘሒ ካብኡ ካዓ ኣነ ሕና እወን ብጣዕሚ እና ንመስግንካ ፅብቅ ምላእክቲ ስሉ ትሃበና ኣጀካ ቀፅለሊ ጥራሕ 🥰🥰💊💊💊💊⛱⛱💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 2 ปีที่แล้ว

    ኣጀካ ቀፅለሉ ማዓረይ♥️

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይ የቅንየልና ክቡር ሓዉና እዚኣስ ኪኢለያ ኣለኩ ብዝሕ ኣይከታተልን ነይረ ካብ ሐዚ ግን ክከታተል እየ

  • @tdigufufigvxugigig9957
    @tdigufufigvxugigig9957 3 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ አዩ ወዲ ትግራይና 👌♥💊💊💊💊

  • @Suzibini
    @Suzibini 11 หลายเดือนก่อน

    Tanks bereket hawey❤❤❤❤❤

  • @tigraytigray2104
    @tigraytigray2104 3 ปีที่แล้ว

    በረከተይ ካብ ይትዮብ መውረዲ ምዚቃ ተሓባበረና ትፈልጣ ተኮይንካ ናይ ሳምሲግ ጀዋል ኣቢኒ ዋ

  • @MonFhr
    @MonFhr 3 ปีที่แล้ว

    ቀፅለሉ ብርየ የብዝሕኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @Meritube-m
    @Meritube-m 3 ปีที่แล้ว +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @gwidjebeicbe9507
    @gwidjebeicbe9507 11 หลายเดือนก่อน

    bereket hawoy keythalfeni jewaley dmtsi teatsyuni seaylet koynu bkemey kkefto ngereni

  • @እግዚአብሔርይመስገን-ኀ1ረ
    @እግዚአብሔርይመስገን-ኀ1ረ ปีที่แล้ว

    ሰላም በረከት ሓወይ ኢሞይ ኣነ ክድውል ይሰርሕ ንሳቶም ክድውሉ ግን ምስራሕ ኣብዮ እንታይ እዩ ችግሩ❤❤❤

  • @እንደርታዊት
    @እንደርታዊት 3 ปีที่แล้ว +1

    በረከት ሽኮር💔🍁🍀🍁🍁🍁🍁💝💝💝

  • @Saudi-gg5kj
    @Saudi-gg5kj 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሓውና🙏👏

  • @genigaltigray1103
    @genigaltigray1103 3 ปีที่แล้ว

    ዋውው ቤኪዋይ ጅግና

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 9 หลายเดือนก่อน

    ሰላም በረከትይ❤❤ ፀጉኡ ይበዘሐልካ ናይ አላረም እውን እሰቲ አሪኢየና ማለት ብመዝሙር ምስ ይቅርታ

  • @lemlem_gezana9257
    @lemlem_gezana9257 3 ปีที่แล้ว

    ኹለና ንተሓባበር ሼር ግበሩሉ ተጋሩ አሕዋተይ❤💛

  • @shewit6888
    @shewit6888 3 ปีที่แล้ว

    የቅንየልና ሓውና 💖💖😘😘😘🥰

  • @user-zs4yl2pc11
    @user-zs4yl2pc11 3 ปีที่แล้ว

    በሬየ ልባም ሰብ ሰላምኻ ይብዘሐለይ❤️❤️🙏

  • @ጓልትግራይሓፍቲተጋዳላይ
    @ጓልትግራይሓፍቲተጋዳላይ 3 ปีที่แล้ว

    Woww thanks zeyaday❤❤❤❤❤

  • @maryyammmnnnz8338
    @maryyammmnnnz8338 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ወዲ ትግራይ

  • @saranigus8714
    @saranigus8714 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕም ናመስግን💛💛❤❤❤🏖🏖🏖🏖🏖😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹

  • @salamaasfa2422
    @salamaasfa2422 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawww Wedi weyiney

  • @belifkr__junat6236
    @belifkr__junat6236 3 ปีที่แล้ว

    ኣጆኮ ወዲ ዓደይ ሸኮር

  • @ጓልሃገረትግራይ-ቐ2ለ
    @ጓልሃገረትግራይ-ቐ2ለ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉዉዉዉ ማዓረይ 😍😍😍😍😘❤❤❤❤❤

  • @tigraytigray2104
    @tigraytigray2104 3 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውውው በረከተይ ናተይ ታክስ

  • @fjdjjxrvj4jcjrf805
    @fjdjjxrvj4jcjrf805 3 ปีที่แล้ว

    Selam Bara Marey Aejoka Ketsalelu

  • @ስንዱየማርያምልጅስንዱየማ
    @ስንዱየማርያምልጅስንዱየማ 3 ปีที่แล้ว +1

    ግጀና ወዲ ጀጋኑ❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘

  • @selam9432
    @selam9432 3 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍

    • @rhuzj9360
      @rhuzj9360 3 ปีที่แล้ว +2

      ♥️♥️♥️♥️💘

  • @ሚዙጓልወየንቲ-ቸ4ኸ
    @ሚዙጓልወየንቲ-ቸ4ኸ 3 ปีที่แล้ว +1

    💔🌺💔🌺💔

  • @ኣዘካህዝበይክሓልፍእዩ
    @ኣዘካህዝበይክሓልፍእዩ 3 ปีที่แล้ว

    ዋውውውው የቀንየልና በረከተይ

  • @ጋልአልየነብሲ
    @ጋልአልየነብሲ 3 ปีที่แล้ว

    የቀንይልና ዝሓወይይይይ❤❤❤❤😘😘

  • @kirosbrhanen441
    @kirosbrhanen441 3 ปีที่แล้ว

    እሺ በረከተይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @hanasembaba8907
    @hanasembaba8907 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም በሪየ ሓወይ 😘😘😘

  • @richhancho2402
    @richhancho2402 3 ปีที่แล้ว

    ኣጆካ ምዓረ በርትዕ

  • @atsedemonika3836
    @atsedemonika3836 3 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ አይፎን እውን እንዶ አምፀአልናን

  • @SsslSss-vo5ce
    @SsslSss-vo5ce 3 ปีที่แล้ว

    ንፉዕ በርትዕ ዝሓወይ

  • @omolomo5258
    @omolomo5258 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤