"ምስ ብፁእ አቡነ ጴጥሮስ ናይ ሽረ ሃገረ ስብከት ሊቀ ጳጳስ ኣብቲ ዝወፀአ ሓዱሽ መግለፂ ኣድሂቡ ዝተገብ ቓለ መሕትት ኣሰናዳኢ መጋቤ ጥበባት ይብራህ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 125

  • @vxnn4818
    @vxnn4818 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ክብር ኣቦና በርከቶም ይሕደረና አምላክ ይሓግዝኩም ክብር ዲያቆን መምህር ይብራህ ናይአገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም አምላክ

  • @Meqelle
    @Meqelle ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስማዕልና ✝️✝️✝️✝️ ብፁእ ትዱስ አቦና ❤❤❤🙏🙏🙏
    ጥበብ ይብራህ ብርኽ በለልና🙏

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት ያስምዕልና ኣሜን በረከቶም ይሕደረና ክቡር ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @Gherye.peaceforall.2305
    @Gherye.peaceforall.2305 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ።ካብ እዛ ኣምሓራዊት ሰይጣውንቲ ዝምርሕዋ ምፍላይ ሓንቲ ስጉምቲ ንቕድሚት እዩ እሞ እግዚኣብሄር ኣቦ መንገድኹም የቐንዓልኩም መንፈስ ቅዱስ ሓሳብኩም ኣስሚሩ መንበረ ሰላማ ናይ ሰላም መንበር ክኾነልና ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን።
    ኣጆኹም ዘይቀደምስ ሕምቀት እዩ እምበር ጽዮን ሒዝካ ዶ ጎንደር ምተሰግደ።
    ብዝኾነ ሓጎስና ወሰን የብለን።❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሄር ኣምላክ ይመስገን ተመስገን እዛ ቃል እዚኣ ካብ ብፁኣን ኣቦታተይ ዘስመዓኻኒ ኣምላከይ በረከትኩም ይሕደረና ክቡር ኣቦና ንሕና ውን ኣብ ጎንኹም ኢና ብፁኣን ኣቦታትና እግዚአብሄር ይሓግዘልና🙏🙏🙏ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐልኩም የቅንየልና🙏🙏🙏

  • @gerohouse8688
    @gerohouse8688 ปีที่แล้ว +1

    ክብር አቦና በረከትኩም ይሕደረና ዕድሜ ጥዕናን ይሃበልና እግዚአብሔር ይተመስገነ ይሁን 👏👏👏

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልል ቅዱስ እግዚኣብሄር ምሣኻትኩም ይኹን እመኣምላክ ወላዲተኣምላክ ምሣኻትኩም ትኹን ብጹኣን ኣቦታትና

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም ปีที่แล้ว +8

    ተመስገን 30ሺሕ subsekrayb በጽሓ ኣላ ሚዲያና ናብ 40ን 50ን ንምብፃሕ ንራራበርብ ደቂ ትግራይ ዓደይን ፈተውቲ ትግራይን ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kubur dyakon hawuna

  • @elizabethamene323
    @elizabethamene323 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገ። አቦታትና ማሱኹም ኢና በረኸትኩም ይብፅሐና❤❤❤❤

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓለይ ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ከምኡ ውን ክቡር ሐው ትገብሮ ዘለካ ስራሕ ኩሉ ፅቡቅ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @letebirhanatsbeha5774
    @letebirhanatsbeha5774 ปีที่แล้ว +1

    ቃለህይወት አቦና አቡነ ጴጥሮስ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ። የቐንየልና መጋቢ ጥበባት። አቦታትና ፈጣሪ አብ ጎንኹም ይኹን ህዝቢ ትግራይ አብ ጎንኹም እዩ በርትዑ።አሜን!!!

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว +1

    God is with Tigray Egziabher yimesgen

  • @salamjulia1556
    @salamjulia1556 ปีที่แล้ว +1

    ተመሰግን አምልክየBekeyeKalaHwateYsemelen Kebere Abena 🙏💊💊💊🙏

  • @ZoroRonoroa1st
    @ZoroRonoroa1st ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዐና እግዝኣብሄር፡

  • @tsehaytsehay3161
    @tsehaytsehay3161 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሕይወት የሰመዕልና ክቡራት ኣቦታትና ኣይኩም አብ ጎንኩም ኣሎና 🙏🙏🙏🙏💊

  • @sarakedana8798
    @sarakedana8798 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ልብል ውሳኔ አቦና መፈፀምእትኡ የርእየና ❤❤❤❤❤

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 ปีที่แล้ว +1

    መ/ጥ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ናይ ግልጋሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም!
    ብሓቂ ትግራይ ናብ ልዕልናኣ ክትድይብ እትገብርዎ ዘለኹም መሃራይን ሃናጻይን ሓሳባት ከይነኣድኩ ኣይሓልፍን!
    የቕንየልና!!❤❤❤❤...

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ጎንኹም አለና ኣቦታትን እግዚአብሔር ይመስገን በረከቶኩም ይሕደረለና❤❤❤❤❤❤

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher Amlak Ymesgen ❤

  • @aal9580
    @aal9580 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቃ.ቃል.ህውተ.የስመዐሊና.ኩቡሩ.አቦና.አባ.ጰጢሮስ.ብሓቃ.ተስፋ.ገብረና.ቃሊኩም.ተጊባራዊ.ክኻዊን.ንምነ.አሜን፻አሜን፻አሜን

  • @Tsion-u3t
    @Tsion-u3t ปีที่แล้ว +2

    kebure Betsue Abona Bereketum yebtsana 🙏❤️❤️❤️ kebure Hawena kebrete yehabena 🙏❤️

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ኣምላኽ መፈፀምትኡ የፀብቀልና🙏

  • @ክብረትጋልትግራይ
    @ክብረትጋልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ተመስገን ፈጣሪ ❤❤

  • @hskf4344
    @hskf4344 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ክብር መምህርና❤❤❤

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 ปีที่แล้ว +4

    ብጹዕ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘💘

  • @ZoroRonoroa1st
    @ZoroRonoroa1st ปีที่แล้ว +1

    ጥበብ ይብራህ፡ የቐንየልና

  • @tyvg1359
    @tyvg1359 ปีที่แล้ว +1

    በረከቶም ይሕደረልና አቦና ❤❤❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher yimesgen.

  • @talleygohas5721
    @talleygohas5721 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልልልልልልልልልልል ክቡራትን ብሉፃትን አቦታትና መልዓከ ሕይወት የስመዔልና, ደም ንፁሓን ሕዝብና ባዕሉ ይሙውጎተልና መንነትን ሓድነትን ኹሉ ንተጋሩን ብተጋሩን ይፈለም:: ፈጣሪ ዕድመን ጢዒናን አብዚሑ የጎልብበልና :: በረኸትኩም ይሕደረልና::ራህዋ ሕዝብና ባዕሉ ይዛዝመልና🌹☂️🌹☂️🌹☂️🌹

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት ያሰምዐልና ክቡር ኣቦና ፀጋኡያብዘሐልኹም 🙏

  • @ትግዓደይምልባማ
    @ትግዓደይምልባማ ปีที่แล้ว +3

    ኣምላክ ይሓግዝኩም ኣጆኩም አለና ኣብ ጎንኩም❤

  • @letayteka7012
    @letayteka7012 ปีที่แล้ว +1

    አምላክይሓግስኩምክቡራትአባታትና

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና በርከቱኩም ይሕደርና ብጹዕ ኣቦና አሜን አሜን አሜን

  • @rahel7771
    @rahel7771 ปีที่แล้ว +3

    ኣይይይ ብስሩኮ ሓጎስና ኣገንፊልክምዎ ክቡራን ብጹኣን ኣቦታትና ተመስገን የቐንየልና እግዚኣብሔር ዝሓሰብክምዋቶ የኣሳኺዑ የርኢኻቱም የርእየና ተመስገን 😍😍😍😍😊😊😊

  • @gdtyfydycdfftstdd1550
    @gdtyfydycdfftstdd1550 ปีที่แล้ว +2

    ⛪አሜን3🙏🙏🙏🌻🌻🌻🌾🌾🌾🍀🍀🍀✅👌

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ክቡራት አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚአብሔር አምላክና በረከትኩም ፆሎትኩም አይፈለየና🤲

  • @kahsateklay7952
    @kahsateklay7952 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 ปีที่แล้ว +1

    በረከቶም ይሕደረና ክቡር ኣቦና

  • @ihhj92
    @ihhj92 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኩም ኣቦታትና ኣብ ጎንኩም ኣለና ኣምላክ ይሓግዝኩም❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว +1

    Congratulations!!! The people of Tigray. Abotatina Egziabher yihabelna nezi tsinue wusanekum. We stand and support Menbere Selama Kesate Berhane Orthodox Tewahido Tigray!!! No more returning back. Tigray is going forward!! God I'd with Tigray. Amen

  • @kflomgereziher2072
    @kflomgereziher2072 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ ጎንኩም ኣሎና ኣጆኩም ክቡራት ኣቦታትና💛🙏 በረከትኩም ይሕደረና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ💛🥰✝️🙏

  • @tigestlemlem1531
    @tigestlemlem1531 ปีที่แล้ว +1

    With spiritual leaders like you, Tigray in good hands.

  • @Selam-ko8gf
    @Selam-ko8gf ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳባት እዩ ደስ ዝብል መልእክቲ ኩቡር ሓውና መምህርናውን ሊቀጥበባት እውን ክብሪ ይሃበልና

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ዝተባረኸ❤❤❤

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Kidus Abona. Nehina ewun ab gonukum alena ajokum

  • @rahel7771
    @rahel7771 ปีที่แล้ว +1

    ካህናተ ሽዋ ዓድና ኸይርግጽዋ ወግዙልናበይ
    ኣብ ጎንኻቱምምም ኢና 😍😍😍 መንበረ ሰላማ ተስፋ ትግራይና

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ጽቡቕ መልሲ የቐኔልና ጥበብ ይብራህ

  • @elsakidanu1074
    @elsakidanu1074 ปีที่แล้ว +7

    ቃለ ሕይወት የስመዕልና ሓውና ጥበብ ይብራሕ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዮ እዝግኣብሄር ይመስገን ❤ ትግራይ ❤

  • @kahasaykinfe-ui6dx
    @kahasaykinfe-ui6dx ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ

  • @thegeez5926
    @thegeez5926 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ንአቦታትና።

  • @ZoroRonoroa1st
    @ZoroRonoroa1st ปีที่แล้ว +1

    መምህር ፍሰሃ ሃይሉ ፆሚቖም ከቕሩብልና ተስፋ ይገብር

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726 ปีที่แล้ว +1

    ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ብናታትኩም ጸሎት ይመላለአና አሜን

  • @ጓልተዋህዶእየ
    @ጓልተዋህዶእየ ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣቦና

  • @sikosilo4629
    @sikosilo4629 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ሓሰብ እዩ ኣቦታትና ሓሳብኩም የስምረልኩም ፈጣሪ

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና መጋቤ ጥበባት ይብራህ እንኳዕ ብስላም መፃኩም🙏🙏🙏

  • @መይራሞጓልዕሰራዓድድንግለ
    @መይራሞጓልዕሰራዓድድንግለ ปีที่แล้ว +3

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ድያቆነይ ክቡር አቦና በረከትኩም ይሕደረና ❤

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 ปีที่แล้ว +2

    Kale hiwet yesmealna kubur Abona bi fetari hayly enqae subuk misrach kiniisemie abkeana Amen ❤🙏🕊️💖👍💪🤎💚🙏❤️💕💜🕊️💖

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว +1

    ብስምስላሴ ኡንካዕብሰላም መፃኩም ኩቡር ኣቦናበረከቶም ይሕደረና የቀንየልና ኩቡር መምህርና ኣጆኩም ኣቦታትና ኣብጒኑኩም ኣለና ጥራይንስኩም በርቱዑልና እምበር ኩሉግዜ ኣብጒኑኩምኢና ህዝቡኩምድማ ብጣዕሚተሓጊስናደስኢሉና እዩ ብሓቂ ካዓ መንበር ኣውነሰላማ ጒዳይ ኩለና ህዝቢትግራይ እምበር ጉዳይ 4 ጳጳሳትኣይኮነን

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 ปีที่แล้ว +2

    ሰላማዊ ሰላምን ሰላም 🙏🙏🙏💝💝💝👏👏👏🤲🤲🤲👏👏👏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌲🌲🌲🎄🎄🎄🍃🍃🍃🌾🌾🌾🌼🌼🌼🌺🌺🌺🌺🌻🌻🌼🌼🌼

  • @atsedegidey5991
    @atsedegidey5991 ปีที่แล้ว +1

    Kali hiwet ysimeali butsue abona kibret yahbelin ❤❤ yekinyelna

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 ปีที่แล้ว +2

    ❤️❤️❤️አሜን አሜን አሜን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃለ ሂወት የስመዕና

  • @efremasgodom1848
    @efremasgodom1848 ปีที่แล้ว +4

    መጋቤ ጥበባት ይብራህ ካሳ የቀንየልና ምረቃ ኣቦታትና ይብፃሕካ
    ሚድያና ነ ቅድሚት ጋሻ እንዳ ኣንገድካ ፅቡቅ ስራሕ

  • @sumayaftna4684
    @sumayaftna4684 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት ያሠማልን

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz ปีที่แล้ว +1

    ግዜ አየድልዬን አቦታትና ምክንያት ሰይጣን ይሕሸና ዝበሐ አምላክ ይሕሸና ዝብሉ መቅደሱ ነንበይኑ እዩ ፀጋኩም የብዝሕ ቃለ ሂወት የሰምዓልና

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 ปีที่แล้ว +3

    በረከቶም ይሕደረና ብጹዕ ኣቦና ብሓቅ ብኣኻትኩም ከምዘይንሓፍር ተረድእ እና የቐንየልና ክቡር መምህርና መጋቤ ጥበባት🙏

  • @tftfyt852
    @tftfyt852 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏

  • @tigray447
    @tigray447 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen

  • @hgyy2926
    @hgyy2926 ปีที่แล้ว +1

    ዕልልል ኣቦታት ትግራይ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ኣጆኩም ኣብ ጎኒ መንበረ ሰላማ ቤተክርስትያን ትግራይ ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @peaceandlove8063
    @peaceandlove8063 ปีที่แล้ว +3

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @askaltesfa8383
    @askaltesfa8383 ปีที่แล้ว +1

    Thank you, Tibet Ybrah

  • @abadimengstu1949
    @abadimengstu1949 ปีที่แล้ว +2

    አቦና ብጹእ አቡነ ጴጥሮስ ፓትሪያሪክ ክሽዎምሉና አለዎም አዝዮም ብጣዕሚ ኩሉ ዐይይነት ፈላጥን በሊሕን ክእለት ውን አለዎም አነ ብወገነይ ንብጹእ አቡነ ጴጥሮስ ፓትሪያሪክ ክሽዎምሉና አለዎም መምህር ይብራህ ክብረት ይሃበልና ንፈትዎም አቦና ድምጺ ዘስምዐኻና ክብረት ይሃበልና

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh ปีที่แล้ว +1

    Welcome 🙏 🙏

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh ปีที่แล้ว +1

    Angonkum aleku ❤

  • @zufankiros8389
    @zufankiros8389 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen 🙏

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ጎንኹም ኣለና ብጹእ ኣቦታትና እግዚአብሔር ምስኻትኩም ይኹን!
    ብታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ክትዝከሩ ክትነብሩ ኢኹም❤❤❤❤!!

  • @markoslemlem7483
    @markoslemlem7483 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና

  • @gebremikaelhagos7988
    @gebremikaelhagos7988 ปีที่แล้ว +1

    አቦታትና ክብሪ ንዓኹም ይኹን ብውሳኔኹም ኮሪዕና ኢና ብዝኾነ ይኹን አብ ጎንኹም ደው ክንብል ኢና ።ደ/ን ይብራህ ፁቡቕ ስራሕ ትሰርሕ አለኻ የቐንየልና ቀፅሎ ✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ፡ እግዚአብሔር ብሕልኽ ብምክፍፋል ዝሕጎስ ኣይኮነን፡ እግዚአብሔር ኣብ ፍቕሪ ኣብ ትሕና እንበር ኣብ ምክፍፋል ኣይዝህጊስን፡ ቅዱስ ሲኖዶስ ከሎ ናበይ እዩ እዚ ኹሉ ታህዋኽ፡ እቶም ናይ ፖለቲካ ሰባት እኳ እናተሰማምዑ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ከንዲ ምክፍፍል እንታይ ይብሃል? እግዚአብሔር ልቢ ይሃብኩም፡እምበር ብኸምዚ ዝሰፍሕ ክርስትና የለም፡

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን

    • @frehiwettesfay8337
      @frehiwettesfay8337 ปีที่แล้ว +1

      Amen🙏🙏🙏♥♥♥♥🌹🌹🌹🌹

  • @thegeez5926
    @thegeez5926 ปีที่แล้ว +4

    እቲ "ኮንፊደንሶም" ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ተስፋ አለና ተጋሩ።

  • @abebagebrehiwet6594
    @abebagebrehiwet6594 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ጎንኹም ኣለና 🙏🙏🙏❤❤ ኣቦታትና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @amankedist
    @amankedist ปีที่แล้ว +2

    Thank you so much ❤

  • @ghdg8490
    @ghdg8490 ปีที่แล้ว +1

    ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @gebretekledesta8195
    @gebretekledesta8195 ปีที่แล้ว +1

    You’re right Tibeb Yibrah
    ቅድሚ ጲስ ጴጶሳት ምሻም መግለጺ ምሃብ ትክክል ኣይኾነይ ነይሩ ግን
    ኣቦና ጴጥሮስ ልሃብዎ መልሲለ ትክክል እዩ ብ21 ክፍለ ዘመን ልሕባእ ነገር የለይ

  • @ሰላምሃማርያም
    @ሰላምሃማርያም ปีที่แล้ว +2

    ኣብጎንኩም ኣለና ክቡራት ኣቦታትና

  • @etheth5034
    @etheth5034 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Tigrayadey123
    @Tigrayadey123 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 ปีที่แล้ว +2

    Egziabher. yemasgen☝️👏👏👏👏🌿💝🌿🌄🌿🕊️🌿🌿

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ ปีที่แล้ว +2

    እግዝኣቢሔር ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ብስላም መጻእኩም ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣጆኩም ክቡራት ኣቦታትና ድቅኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና በረከት ናይ ኣቦና ኣይፈለየና ኣሜንንን🙏🙏🙏❤❤❤❤💞💞💞💞

  • @kuwaitkuwait-my7je
    @kuwaitkuwait-my7je ปีที่แล้ว

    እሜን. እሜን. እሜን

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ናይ መዲሓን አለም ክሪሰቶሰ ቅዲሰ ፉቃዱ ይኹን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲✝️✝️✝️🕊ሃገርና ትግራይ ሰላም ፉቅሪ ሓዲነት የምፂአልና አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲✝️✝️✝️🕊❤👏

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 ปีที่แล้ว +1

    ብፁእ አቦና አቡነ ጴጥሮስ ብዝሀቡና ዘሕጉስ መግለጺ አዚና ነመስግኖም ህዝቢ ትግራይ ዝጽበዮን ዝብሕጎን ዝነበረ ውሳነ እዩ።
    ከምኡ ውን ንመ/ም ጥበባት ይብራህ ለይትን መዓልትን ደኺመ ሰልቺኒ ከይበለ ዝገብሮ ዘሎ ጻዕሪ ከየመስገናዮ አይንሓልፍን
    ሕጂውን ደጊምና ደጋጊምና አብ ጎኑኹም አልና።

  • @LiltiMeresi-ky3yb
    @LiltiMeresi-ky3yb ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልል

  • @YfSc-pc6nt
    @YfSc-pc6nt ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ክቡር መምህርና❤

  • @SaLa-vk9rc
    @SaLa-vk9rc ปีที่แล้ว +1

    ኣቤት እምላኬ ሆይ እስካ ዝብልካዮ ይኩን ናትና በድል ኣይትመልከት

  • @abrahamfusuh7258
    @abrahamfusuh7258 ปีที่แล้ว +2

    Kale hiwet yesmeaelina abona

  • @samiaha6007
    @samiaha6007 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @LiltiMeresi-ky3yb
    @LiltiMeresi-ky3yb ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤