ሰበርዜና🔥 መቐለ ይመልኣዮ ዘብል / ሓዱሽ ስምምዕ ህወሓት | ድራማ ጨፍጫፍ ማይካድራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 34

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 24 วันที่ผ่านมา

    እዚ ቃል ልሙድ እዩ ተደጋጋሚ ይዉሀብ ሐደ ተጋዳላይ አማዕድዩ ይርኢ ሐደራ ኩሉ ፍትሐዊ ይኩን

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 24 วันที่ผ่านมา +2

    ጌታቸው ዝመርሖ ግምት እምበር ጌታቸው ዝመርሖ ህወሓት የለን።

    • @SasonAsrat
      @SasonAsrat 23 วันที่ผ่านมา

      ኢንታይ በልካ ጉጅለ ልምዓት ወዲ ዓለታዊ

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 23 วันที่ผ่านมา

      @ ጉጅለ ልምዓት ይዕቤናኻ ትፀርፈን አለኻ ሎሚ አታ ምሕፈሪ

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 24 วันที่ผ่านมา

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 25 วันที่ผ่านมา +1

    💛❤️

  • @SbagadisGuangul
    @SbagadisGuangul 24 วันที่ผ่านมา

    ውሑድ ኣይኾነይ ደጋፊኡ ብዙሕ እዩ ልኣብነት ናይ ኣርባዕተ ዞባታት ሕዝቢ ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ደጋፊ እዩ።

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሕዘወን በደጋሚይ አረጋግፅ አዘወደበ ጀነሳይደና ዘኻሓደ ኻሕደም ነወራም እዮ አይዳሓኑ የጠፈኦ

  • @AmanielAlula
    @AmanielAlula 25 วันที่ผ่านมา +2

    ትንታነኹም ትክክል እዩ ።ግን ግዛያዊ መንግስቲ ትግራይ ብሂወት አሎዶ? እንተልዩ እንታይ ይሰርሕ አሎ? ምናልባት ጌታቸው ግ መንገሰስቲ ትግራይ አብ ኮማ አሎ ግን ክድሕን እዩ ኢሉ ሰለ ዝነበረ ሞይቱ ከይኸውን ሕተቱሉና እዚኦም ተመዛበልቲ የፀንቱ አለው ምዃኖም አይርደኦምን ዘሎ።ምድያታት ትግራይ ዓብዪ እጃም አለኩም።

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 25 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks Tigrai Broadcast .I wonder why is Huwahat keep quiet always late to reply also Getachew about Genocide too?

  • @bird1144
    @bird1144 25 วันที่ผ่านมา +2

    አብቲ እዋን ጭፍጫፍ አምሀሩ ነበርቲ ብጣእሚ ውህዳ እዩም ነይሮም

  • @engdagizaw3233
    @engdagizaw3233 23 วันที่ผ่านมา

    yene daneil kiberet ena daneil bekele yeserute sera mechem yetegeriaye hizeb ayeresawum demo kenachewun yetebeku

  • @ethioteka6936
    @ethioteka6936 25 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ትግራይ መልአክ አብ ቀረባ እዩ መሰቃ ተጋሩ እዩ ይበልኩም።

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 20 วันที่ผ่านมา

    ኣለም ዝበሃል ሰብኣይ ግን ብጣዕሚ እዩ ምምራሕ ዝኽእል።

  • @ZerayZeray-i6s
    @ZerayZeray-i6s 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኤርትራዉያን ትግራዋይ ከእሰር ይሰርሑ ነይሮም ሰለዚ ነዚ አብ ዜናኹም ሕሰብሉ ካል ቦሮግራምኩም ጽቡቅ እዩ።

  • @DestinoDagm
    @DestinoDagm 24 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሓሶት ተስፋ ኣይትንገረሐና ና ጌታቸው ፕሮፖጋንዳ ክልተ ዓመት ሰልቺዩና እዩ በይዛኹም

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 25 วันที่ผ่านมา

    ፀዓዱ ሰባት ሕማቕ ነገር ክገጥሞም ከሎ ፀላም መዓልቲ ኢሎም ከማርሩ ሰሚዕኹም ድዩ ንሰኹም እውን ፀላም መዓልቲ ትብሉ ? ፀዓዱ እኮ ኮነ ኢሎም ፀሊም ናይ ክፍኣትን ሞትን እዩ ኢሎም ንፀሊም ሰብ ስም ንምጥፋእ ዝገበሩዎ እዩ። ሕሰብሉ ።

  • @ExcitedBeachHammock-ct6bm
    @ExcitedBeachHammock-ct6bm 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣረ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ድጋፍ የብሉን ህወሓት

  • @KASSABERHANE
    @KASSABERHANE 24 วันที่ผ่านมา

    ህውሓት ኩሉ ነገሩ ስለዝፈልጣ ህውሓት ኣግሊልካ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ውፅኢት ኣልባ እዩ

  • @Mulugata-y6g
    @Mulugata-y6g 25 วันที่ผ่านมา

    ሃሳዊት፡ሚዲያ፡ንምንታይሃሶትግደፊ

  • @yirgahayelom6628
    @yirgahayelom6628 25 วันที่ผ่านมา +2

    ጨፍጫፍ ማይካድራ እቲ ኲናት ህዝቤዊ ንምግባር ብወያነ ዝተፈፀመ እዩ። ድሓር ግን ንሳቶም'ውን ተበቂሎም።

  • @girmaybelay8205
    @girmaybelay8205 25 วันที่ผ่านมา +2

    ህወሓት ሓንቲ ጥራሕ እያ። ጉባኤ ኣካይዳ መራሕታ ዝመረፀት ውድብ ህወሓት ኢያ። ንስኹም ግን ናይ እገለ ህወሓት እናበልኩም ናይ ውልቀ ሰባት ክትገብርዎ ኣይትፈትንዎ። ቀንዲ ሓይሊ ሓደ ውድብ ናይ ደገ ሓይሊ ኣይኮነን። ቀንዲ ሓይሊ ሓደ ውድብ ናይ ህዝቢ ድጋፍ እዩ።

  • @kirosabrha
    @kirosabrha 25 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ምድያ ኢኹም በተለይ ንስኺ ሐሶት መረጃ አይተሕልፊ

  • @bird1144
    @bird1144 25 วันที่ผ่านมา

    ንዞም ደገፊቲ ሻእብያ አብ አዲስ አበባ ፁቡቅ ገበርዎም