ERISAT: ሕመረት ለውጢ ህዝቢ ነቒሑ ይብገስ ኣሎ ሰራዊት ኤርትራ ድማ ናይ ህዝቢ አዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
    Option 1 erisat.org
    Option 2 paypal.me/erisat

ความคิดเห็น • 54

  • @keren4101
    @keren4101 4 ปีที่แล้ว +9

    Zereba bezihu alo deki Erey shokhakhur, gize ykhedena alo, hji Gbri Gbri Gbri bejakhum!

  • @selamer8657
    @selamer8657 4 ปีที่แล้ว +4

    Ajokum deki eritrea keep up we gone win soon

  • @moses9882
    @moses9882 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኹም የሕዋተይ ብሓደ ኣለና ህግደፍ አንተ ሓቢርና አና ነጥፍኦ ::
    መሪሕነት ህዝቢ ክሕዞ ኣለዎ ::

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 4 ปีที่แล้ว +11

    ካብ ንእስነትኩም ተጋዲልኩም ስጋብ ሕጂ. .ንሃገር ተገልግሉ ዘለኩም ዓቢ ኣብነት ደስ ዝብል ኢዩ ። ጀጋኑ ውን ኢኩም የሳልጠልኩም የቀንየልና።

  • @berhugebre856
    @berhugebre856 4 ปีที่แล้ว +13

    ንሕበር ሕብረት ዩ ወሳኒ

  • @AbrahamIdrisHibties
    @AbrahamIdrisHibties 4 ปีที่แล้ว +4

    For the Eritrean soldier, please
    Tell them we are their fathers ancles, and their people

  • @brhaneftwi8846
    @brhaneftwi8846 4 ปีที่แล้ว +2

    ብሕቂ ደስ ዘብል አዩ ተስፍ ንገብሪ አዛ ዓመት አዘአስ ስግርና የብቅዒ አኽውን

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 4 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዐሚ ንጹር ብሩህ ተስፋ እዮ እሞ 2 ጊዜ ስለ ተጋልኩም ኣብ ተፈላለየ መድረኻት 10 ግዜ ነመስጊነኩም ።

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham5322 4 ปีที่แล้ว +1

    You ar hördes great we ar.very Proust fo you GOD blues you thankyou.

  • @semereabhabtom9163
    @semereabhabtom9163 4 ปีที่แล้ว +5

    Wawaw Nice my people 😘❤👑😘❤👑😘👑😘👑

  • @gebreyewhanmahri1682
    @gebreyewhanmahri1682 4 ปีที่แล้ว +14

    ግርም ሕጂ አጻር ህግደፍ ንቅድሚት ንገስግስ

  • @rigatkifle342
    @rigatkifle342 ปีที่แล้ว

    Keep going one day we will be home on good Eritrean 💯💯💯💯

  • @rihammohammed1823
    @rihammohammed1823 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣጆኹም ጥራሕ ደቂ ኤሬ እታ መወዳእታ ምዓልቲ ኢሰያስ ተቃሪባ ያ
    ኣካይዳ ኢሰያስ እቶም ደገፍቱ ውን ፈሊጦሞስ ካብኡ ከማን ይወጹ ኣለዉ

  • @sunvectorious5684
    @sunvectorious5684 4 ปีที่แล้ว +3

    ALL OF EDPD ERETREA MEMBERS ARE VICTORIOUS SO LET US JOIN...TO THEIR WAY GOD BLESS ...

  • @user-tc9mv3kl4s
    @user-tc9mv3kl4s 4 ปีที่แล้ว +9

    ኢሪ ሳት

  • @dani92853
    @dani92853 4 ปีที่แล้ว +1

    💪🏾💪🏾👍👍🙏👌

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 4 ปีที่แล้ว +2

    ዘይሰራዊ ዳኣ ንህዝቢ እንዳ ዶቆሱ መንከፊእዎ ኣሎ

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst4072 4 ปีที่แล้ว +3

    I really appreciate your work.Do u have your group in the bay area, Oakland CA..Please provide information how to contact you. Free and justice Eritrea 2020!!!

  • @sunvectorious5684
    @sunvectorious5684 4 ปีที่แล้ว +2

    TESFAY DEKEKA I HERD YUOR HEROTIC NAME IN A.ABEBA ASMAY AMHUR SO I KNOW YUO IN SUTH BUT THANKS GOD WE MEET IN GHANGE....LET GOD PUT HIS HANDS OF FREEDOM.

  • @gebrugedru9235
    @gebrugedru9235 4 ปีที่แล้ว +5

    Hager nedhn kuburat Ertrawan
    Nezi kahday Esaias nerkbo.
    Nmdhana ngaye
    Kulu ab godnkum alo.

  • @aarongmariam9611
    @aarongmariam9611 4 ปีที่แล้ว +2

    Yes - the Eritrean army is Eritrean people and tell us if you have the moral ground to talk about Eritrean army

  • @amlesomkelati4750
    @amlesomkelati4750 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway alekum dikum beal konto turufatat

  • @Schnupsiable
    @Schnupsiable 4 ปีที่แล้ว +4

    ንዓኻትኩም ዝመስሉ ዕቱባት ትቓለስቲ ስለዘለውና ንኾርዕ ። አጆኹም ዓወትና ናይ ግድን እዩ ።

  • @SR-vk3cv
    @SR-vk3cv 4 ปีที่แล้ว +1

    ተፈራ ደአ ሽም አሎ ድዩ ተፈሪ ካ ቆቅሩብ ንሰምዕ ዋይዛ ጉዳመኛ ሃገር

  • @user-ed3nm9zb5i
    @user-ed3nm9zb5i 4 ปีที่แล้ว +4

    ወልደኣብ ወልደማርያም ዝበሎ ዩ ቲ ሓቂ ንሕና ከይንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኢና ኢልኩም ዩ፡ ኢሳያስ ክሳዕ ንስኹም ትሰማምዑ ነዛ ሃገር ን ኢትዮጵያ ኣረኪብዋ ክኸይድ ሙኻኑ ጥራሕ ፍለጡ ሽዑ ካብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ተመሊሱ ዘድሕና እንተሎ ንሪኢ።✋✋

  • @awettes7664
    @awettes7664 4 ปีที่แล้ว +1

    Hallo tzhlu alekum yake entayou zegonexawi elka ke pleas hager ms teshetet bejakum nebsna aynfto mot aynfrah nadna atina nkaleselu bayta fterulna keltfu dengikumuna

  • @yosiefabraha1112
    @yosiefabraha1112 3 ปีที่แล้ว

    ነኢብሃኪ ነፏት በሱላት ፖለቲካታት ከምሰለዉና ነረአን ነሰመኣን ኣለና ኣጀኩም ሀሰቢ አሪትራ ደኣ 100% መሳኩም አንዳኡ ተርናፈ ናአኢ ፖለቲከናታት ተራህ ኢኡ ሰድለኣና።

  • @dawita8120
    @dawita8120 4 ปีที่แล้ว +1

    Erisat nay hezbi

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 4 ปีที่แล้ว

    ነቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ዝደስከለ ዝደቀሰ ህዝቢ ብዝካኣለና ፍርሓቱ ኣወጊድ ንሓርነቱ ክብገስ ምንቅልዋጥን ምሕሳውን ምፍልላይ ገዲፉ ንነጻነት ሃገሩን ህዝቡን ክሰርሕ ከምዘለዎ ንሓብሮ ኣብ ዓለም መን እዩ እቲ ከዳዕ ወስላታ አሎ እንተተባህለ አርትራዊ ጥራሕ እዩ ስለ ዝኾነ እዩ ድማ ብዓለም ዝተፈልጠ ፈታው ከብዱ ጠላም ዓዱ።

  • @kidanefisaha2615
    @kidanefisaha2615 4 ปีที่แล้ว

    ኣየ ጀብሃ ዕደ ተደፊእና ትብል ተሳዒርና ተባሪርና ዘይትብል

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 4 ปีที่แล้ว +4

      ዕደስ ንስካ ደኣ ኩናት ዘዋዓለ ትሃጥር ዝባሃል ከምዚ ከማካ ኢዩ . ጀብሃ ጀጋኑ ኢዮም ፡ብንግሆኦም ንወዲ ተምበን ዘለለዩን።ኣብ ሰለስተ ሓዊ ተጠብሶም ዝወጹ፡ ኣንጻር ደርግ፡ወያነ ን ነዚ ሰላዩ ወዲመድህንበራድን ኢዮም።

  • @user-ln1nt4mr3f
    @user-ln1nt4mr3f 4 ปีที่แล้ว +1

    ንኑኡስ ወለዶ ተተማሓላልፍዎ ስልጣንኩም ጽቡቅ ነይሩ።ብአፍ ኩሉ ወረጃ ኢዩ ብተግባር ኣብ ባይታ ግን የለን።አብ ደገ ኮይንካ ምቅላስ ከቢድን አጸጋሚን ምካኑ ኢንዳፈልጥኩም ሽግርኩም ጸገምኩም ክትፈትሑ ወይ ከተቃልሉ ሓቢርኩም ክትሰርሑ ዘይምክአልኩም ይገርም ኢዩ።

    • @user-rm4gw1mb8k
      @user-rm4gw1mb8k 4 ปีที่แล้ว +1

      እንታይ ዘገርም ኣሎዎ ሓውና ወይ ሓፍትና?
      መንእሰይ ወለዶ ውን ኣብዚ ስራሕ ዓቕሚ ዘሎዎ ንኽሰርሕ ሓቲቱ ዝኸሎኦ መን ኣሎ?
      ኩልና ኣብ ሓደ ንመጸሉንንስራሕ ዝሕግዙን ምዝራብ እዩ እቲ ዝበለጸ!!

    • @user-ln1nt4mr3f
      @user-ln1nt4mr3f 4 ปีที่แล้ว

      @@user-rm4gw1mb8k ሓፍተይ ኢቲ ክገብርዎ ዘለዎም ቀሊል ኢዩ ኢንድሕሪ ብህዝቢን ብሃገርን ዝሓሙ ኮይኖም፡ነዚ ድግታተርን ብጾቱን ከመይ ገርና ንእልዮ አብ ዝቢል ሓሳብ ኢንተዝሰርሑ ነሮም ኢቲ መፍቲሒ ምስ ቀለለ ካብዚ ወጻኢ አብ ካሊእ ስነ ሓሳብ ክሳብ ዝሳማሙዑ ኤርትራና ሪእና ክንስእና ሙካና ፉሉጥ ኢዩ።ብከመይ ንህዝቢና ከተድሕኑ ትክእሉ ምዓልታዊ ከም እንቓቆሖ እንዳተንጫሕጫሕኩም ንዓይ ፈጺሙ ኢዩ ዘይርድአኒ ዝርድኦ ተሎ አረድኡኒ።

  • @berhaneZewede
    @berhaneZewede 22 วันที่ผ่านมา

    ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ውን ወራሪ ቀታሊ ዓማጺ ሰራቂ ኢዩ ዲኹም ትብሉና ዘለኹም ??
    ንምዃኑ ትርጉም ህዝባውን ሃገራውን ሰራዊትዶ ምነገርኩምና ?

  • @natiln2259
    @natiln2259 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ሕማቓት ኢኹም፡
    ናትኩም ዕላማ ኤርትራ ብዝኾነ ምኽንያት ደሞክራስያዊት ሃገር ምስ ትኸውን፡ 10-15 ኮንኩም ንሕና ውድባት ኢና ኢልኩም ስልጣም ንምሓዝ ትሓስብዎ ጽንጽዋይ ዩ። ሓደ ውድብ ናይ ባዕሉ ርእሰ ተኣማንነትን ዕላማን ሒዙን ክብገስ ኣለዎ እምበር፡ ናይ ህዝቢ ዩ ህዝቡ ባዕሉ ክለዓላል ኣለዎ እንዳ በልካ ስድራኻ ኣብ ወጻኢ ኣቀሚጥካ ወዲ ድኻ ከተሽክል ዝግበር ቶንኮል ጥራይ ዩ ዘለኩም።

    • @selamer8657
      @selamer8657 4 ปีที่แล้ว

      natu natil ኣስቴር are u from higdef or tewelge u from oromo

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 4 ปีที่แล้ว

    አርትራዊ ዝኣመነ ማይ ዝሓቆነን ሐደ። እንዳፈለጠ ዝዓበደ ሓሳዊ ወደር ኣልቦ ዝኾነ ህዝቢ እዮ

  • @hawaeritrea441
    @hawaeritrea441 4 ปีที่แล้ว

    White people or chaedu sebat,kit,erquna aytxbe,
    Short answer gixm face face kedka Eritrea baesiyu adlayi,zelo,
    Enough ilkm ab des zblkm adi kmkm,ayxeqmn eyu,
    Haki gn kulu seb yiflx,Eritreawi hmak km zelo,So kedka esayas and filipo,salix osman,charli,hibey nwrad tray eyu,
    Akl ohh ohhhh,
    Ngaxm

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 4 ปีที่แล้ว

    ሰማዒ ዘይረኸበ ኣውያት እዩ ንሰምዖ ዘለና አርትራዊ ባርነት ሽልማተይ ዝብል ከብደይ ጥራሕ ትምላኣለይ ናይ ካለኦት እንታይ ገዲሹና እይታ ሃገር እንተኾነ ኣብኣ እያ ትጸንሓና ዝነፈሰ ንፋስና ዝነገሰ ንጉስና ባሃሊ ህዝቢ

  • @tmg.y.s1787
    @tmg.y.s1787 4 ปีที่แล้ว +1

    EPDP ድግዲጋኣ ተዓጢቓ ኣንጻር ምንቕስቓስ ይኣክል ትሰርሕ ኣላ፡ ምንቅስቃስ ይኣክላ ካብ ህግደፍ ንላዕሊ ንEPDP ሰልፊ ዲሞክራሲ ኣጨኒቑዋ ኣሎ።
    ስለንታይ ኢዩ!

  • @asterkidane2328
    @asterkidane2328 4 ปีที่แล้ว

    አንታ እንታይ ዓይነት አጀዉጀዉ በሐቂ EPDP ለዉጢ ከምጽአ ተጽበዩ አለኩም ብኮልል የሕልፎሞ ዕድሜኦም ሰጋብ ሕጂ ከሰ ዋላሐነቲ አይገበሩን ሸም ምቅያር እዩ ሐየሎም ሕጂ ብቀዕ ንከሉ ኤርትራውያን ዝመርሕ እዩ ተሰአኑ ዘሎ

    • @zowdikidane3760
      @zowdikidane3760 4 ปีที่แล้ว

      ኣንተኤ ሳራመኤ ንዝውም ጅጋንው ኤርትራውያን ኤስከኤ ድርባይ ኣብ ኤርታራኣ ኣብከኤ ክሕደኤ ክውግሕ ኤይው ኤስከኤ ክትህፍረአ ኤከኤ ውያን 👎👎👎👎👎👎👎👎 ኤርትራአ ክትንበር ኤያኣ

    • @alexkahsay3997
      @alexkahsay3997 4 ปีที่แล้ว +2

      Emo nski do dea mrhiyo nezi hzbi ?

    • @floridakibrom6646
      @floridakibrom6646 4 ปีที่แล้ว

      Kbrti hafti mqlas fqad aydlyon eyu emo , haye endo da mrhna tebegesi. mquntsab aygden.

  • @hilallhilall2960
    @hilallhilall2960 4 ปีที่แล้ว

    መቦቀል ዓድኻን ኣዉራጃኻን ኣይሕበርን ዲዩ ኣብ ኤርትራ ናይ ኢሳያስ ሕብብእ ሕብብእ ዘሕለፍናዬ ጾሎት ዶ ቴበን ዶ እንዳ ተባሃለ ኣብ ኩሉ ሓንቲ ትዉልዲ ዘይብሉ ክንሱ ብባዶ 03 ዝተነፍሕናዬ ናይ ጸይቓ ቦለቲካ ዘይኣኽለና ሓቀኛ ቦለትካን ሓቀኛ መቦቀል ሃገርናን ኣዉራጃናን ንምጥቓስ ምስምንታይ ዝተታሓሐዘ ንእቀት ሃገር ዩ መቦቀል ሃገርካ ምሕባእ ኣገብ ኣገብ ናይ ኢሳያስ መቦቖሉ ዝሓበልና መዋኢሉ ይኣኽለና መቦቀል ዓዱን ኣዉራጁኡን ዘይሕብር ኤርትራዊ ኣይ ኤርትራዊን

    • @ነሽነሽ
      @ነሽነሽ 4 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Dxnrw55rgRI/w-d-xo.html

  • @yosephsande8040
    @yosephsande8040 4 ปีที่แล้ว

    Hasewti. Ay Nisikum endikum waeela Geneva Maekeb keyleal , Merahti ab Betfrdi UN kitfeereguom Zifeshelkum. Men ke Kiamnekum. Melkeekum kem Nefiha endakeyayerkum tiklekelou alekum. Hizbi Eritrea bidehan geiru alaliyukum Alo.

  • @mdvi3142
    @mdvi3142 4 ปีที่แล้ว

    አስናኖም ዝወድኡአክላባት 40 ዓመት አብ ሰደት ዝበለዩ ንዱያት በዘለኩማ ጽሐይ ክዓርበኩም እዩ ሐመድ ነሳኩም አንቱም ሐተላ

  • @tedibrhane3881
    @tedibrhane3881 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkk mahber bazo si feluyat ikum kkkk higdef abey kem zelekum keman aey felte kumen eu adekum tedefae han gerer keteblu dea neberu mahber bazo kkk

  • @tesfaldetabraha9906
    @tesfaldetabraha9906 4 ปีที่แล้ว

    እንታይ ዓይነት ገልዳማት ኢኹም ሰራዊት ኤርትራ እወ ናይ ህዝቡ ናይ እንስሳ ዝበለኩም ዶ አሎ እዩ እንታይ ዓይንት ዘረባ እኹም ትዛረቡ ጀልጋፋት