ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብጣዕሚ ጽቡቅ አገላልጻ ተባረክ ክርስቶስ አማለድን ፈራድን ከም ዝኮነ ብንጹር አብሪህካልና ፀጋካ የብዛሐዬ 🙏🙏🙏
ጸጉኡ አይብዛሕ እዚ መምህር ስሕተት
መርቆስ ምላቕ ማይ ጨሎት ካብ ጽበል ምስ ሃድምካ ዘተመለስካ ናይ ታሃድሶ መንፍስ ኣለካ ስለዚ እቲ ኣብ ዉሽጥኻ ዘሎ ጋኔን ከረሓቀልካ ኩሉሻ ኣብ ህልኽ ጥራይ ኢኻ ክትነብር ። ሳጥናኤል መንፈስ ኢኻ ተሰኪምካ ትነብር ዘለኻ።
Hebrews 7 (ትግ) - እብራውያን25: ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
ኣታ ዓንጃል መደናገሪ ጌታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ይፈርድ እምበር ኣየማልድን
ኣጽዲፍኩምና እኮ መንፈሳዊ ሂወተይ ጠጠው ኣቢለዮ መኣዝነይ ጠፊኡኒ ምክሳስ በዚሑ ንዓና እኮ ተጽዱፉና እምበር ኣይትምህሩናን ኣለኩም ንከይናምን ትከፋፉሉና ኣለኩም ኣምላክ ሰላም የውርደልና
ምእንታና ይፈርድ ጌጋ እዩ ምእንታና ይፈርድ ዝብል ንኣምላኽነቱ የጉድሎ ኣሎ እየሱስ ምእንታና ኢሉ ዘይኮነ ዝፈርድ ናይ ምፍራድ ስልጣኑ እዩ ምእንታና ምምላድ ግን ምእንታና ክብል ድኣ እምበር ኣማላዲ ንክከውን ቦትኡ ስለ ዝኮነ ኣይኮነን
Astewil hawey rki Elka hseb dehar keyttas nbat Hargex mnba Trkum yblun Egziabher ab lbka yhdro
ወንጌል ዶ ከይትሰብኩ፡ ዓለም ብውሕዳት ሰባት ተቀዲሳ ሕጂ ግን ብሰንክኹም ተበላሽያ። ዕንቅፋት ዝኾንኩም ኣገልገልቲ።
እሞ እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ኣማላዲ ዲኻ ትብለና ዘለኻ ደፋር ኢኻ ምሕረት የውርደልኻ
Romans 8 (ትግ) - ሮሜ34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
ዝኹንን ኢየሱስ ተኾይኑ ከመይ ኢሉ ይልምን ?
Eway hawey bdewka seytan weriska astewil shi Kab buzu mzrab mstwal yhsheka tarika tarik for on key kewin
ጎይታ ይባርኽኩም ኣባ መጽሐፍ ቅዱስ ናይ ኢትዮፕያ 3 ግዜ ተቀይሩ አቲ ብሉይን ሐድሻ ከም ኣኡ ከኣ ቅጽል ተባሂሉ ዝነበረ ከማን ሕጂ ኣብማአከል ኣትዩ ይገርም ጎይታሐቂ ይግለጽ
ስለኛ ይከራከራል መከራከርስ የለም ሰለኛ በእለተ አርብ ባደረገው ተልእኮ ፍጹም ዋጋችንን የምናገኝ ስለሆነ ነው ትርጓሜ ጳውሎስ አብ ኢደይ ሒዘ እናርኤኹ ዝጸሐፍኩዋ እያ ሰብ አይተደናግር
ሕጂ ትገብርዎ ነንባዓልኹም አብ ሚድያ እናወፃኹም ካብ ትወቃቐሱ ብቃለት ትንተና ጌጋ ንምእራም ደዊልኹም ወይ ከዓ ኮፍ ኢልኹ ትመያየጡሉ እምበር ኡኡ እንዳበልኹም ህዝቢ ኣትበኽሉ ፈረደ ለመነ ኣማለደ ካብ መልሓስ ወለምታ ዘምፍላጥ ዘይምርዳእ ሙኻኑ መስ ተረዳዳኣኹም ኣቃልሕዎ እምበር አትጠቀሙሉ ንጥፋአት ኹሉኹም ደቂ ሓደ ኣቦ ኢኹም ፈጣሪ ዓይኒ ልቦናኹም የብረሀልኹም ነንባዓላትኹም ኣትኸራኸሩ ተመሃሃሩ ብዘረደአኹም ጎታኹም::
Entay gud alewo. Bejeka ba teseter.live atika zeytzareb. Kem seytan tehabika
Behaqe aba Maruks ke
Eta be 2000 amete meheret ne ortthodoxawyan terah tebahilu zetehateme semanyan haden meshaf kedus terah eyu bezuh zetekeyeren zeteweseken zelewo. Wey gud pente kerstos yemaled eyu endabelu nehezebena yewesedulna alewu tebahilu si ne meshaf kedus kedemesesun kemeleun men seltan habom degeded ferdi kem zemsealom ayfeletun. By the way thanks aba keshi Tebareku.
ኣቦይ ቀሺ'ዶ ክንብለኩም ዋላስ ዉሉደ ኣርዮስ ንስጥሮስ ፡ ብግቡእ ክትምለሰለይ ዝደልያ ነገር ኣላ ኣብዚኣ ኣብ ሮሜ 8 ፡ 26 መንፈስ ቅዱስ ድማ ንድካምና ይድግፎ እዩ ፡ ከመይ ጌርና ክንጽሊ ከም ዝግብኣና ኣይንፈልጥን ኢና ፡ ግና እቲ መንፈስ ባዕሉ እዩ ብዘይንገር እኅኅታ ዝጽልየልና ።ኣብ 34 ምስ በጻሕና ከኣ ከምዚ ዝብል ንረክብ ፡ እቲ ዚኹንንከ መን እዩ ፡ እቲ ዝሞተ ፡ አረ ካብ ምዉታት እካ ዝተንሰአ ፡ ኣብ የማን ኣምላክ ኮይኑውን ምእንታና ዝልምን ዘሎ ክርስቶስ ኢየሱስ ኢዩ ይብለና ። ጽቡቅ እሞ መንፈስ ቅዱስ'ከ የማልድ ኢዩ ማሌት ዲዩ ?
nseb fah kab teblwo dewilka msu zeytradadu
ማረቆሰ ሰብ መሰሊ እቲ ፈራዲ ስ ለማኒ ኮይኑ ካብ ትረጉ ምውቃዕ እዩ አጸቢቅካ መረምረ ወለ ወፈፈ ማረቆስ ልዕሊ ዓቅምኻ አይትመጠጥ ሐንሳብ ናይ በሎቲካ ተቃላሲ ትኸውን ሐንሳብ ናይ መንፈሳዊ ትኸውን መልሳንካ ግዘሮ ምስ ንፈስ አይትጉየ ማረቆስ
Ay tedanagr marqos nbaalka menafq eka tewahdo tmesl gn kaa zey towahdo
Abotatka kemey kem zneberun astwilka aser aster Emnetom Tegaaz Ebrawyan 13 Kab fikdi 7 ksab 8
ምስመን ክከራኸር ፈራዲ እዩ ኣምላክ።
gez deyfelte keman weytewakes entay malte mequanu gelux eyu kem delietom yetwaweyuo ember
aboi kishi Amlke yebrekium kimakium yezahio
Ab goni goytana koynu inda belka bikemey da Jesus Christus goytana iu kibehal kilu silezi medhani aykone konani aykone::
Eway gud emu krsto ms men da ariqna
Ms Amlak Arikuna! Ehi mrdae abyuka dyu hawey? Jesus beja hatyatna moytu kulu edana kefilu ms amlak atearikunayu
81 ahadu aykonen abo tegagikum seb aytegagiyu!
weqese= ferede new zebabebae aytbel wegen
ፍርዲ ንመን ተዋህበ
ኣይይ መቃርስ በርኸት ደባስ ኣበይ ናይ መምህር እሞ ተማሂርካ ኣብታት ትህውኽ ዘነበርካ ጨራሕይ
🤣🤣🤣🤣 ኣንታ ኣላ ድያ እዛ ተረዋኢ ቀሺ ኣሰና ማሪቆስ።
Ata rukus kid nabtom jehad, jelefaf akar
Aba emo ety haqi zeytmhrwo nhizbi
ወያናይ ውዕጊን ወያል ሰራቒ መን ቀሺ ጌሩካ
Timbel rukus barya higdef
@@tarikkalsi6749 ሰብ ዲኻ ውዕጊን ዋላስ መጋዓ ፕለይቦይ ክርኢ ዝሓድር ቆፍቋፍ ሌባ ቀሺ ጌርካዮ
እዮሱስ ፈራዲ እዩ ኣማላዲ ኣይኮን
ብቕዓት የብልኻን
ብጣዕሚ ጽቡቅ አገላልጻ ተባረክ ክርስቶስ አማለድን ፈራድን ከም ዝኮነ ብንጹር አብሪህካልና ፀጋካ የብዛሐዬ 🙏🙏🙏
ጸጉኡ አይብዛሕ እዚ መምህር ስሕተት
መርቆስ ምላቕ ማይ ጨሎት ካብ ጽበል ምስ ሃድምካ ዘተመለስካ ናይ ታሃድሶ መንፍስ ኣለካ ስለዚ እቲ ኣብ ዉሽጥኻ ዘሎ ጋኔን ከረሓቀልካ ኩሉሻ ኣብ ህልኽ ጥራይ ኢኻ ክትነብር ። ሳጥናኤል መንፈስ ኢኻ ተሰኪምካ ትነብር ዘለኻ።
Hebrews 7 (ትግ) - እብራውያን
25: ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
ኣታ ዓንጃል መደናገሪ ጌታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ይፈርድ እምበር ኣየማልድን
ኣጽዲፍኩምና እኮ መንፈሳዊ ሂወተይ ጠጠው ኣቢለዮ መኣዝነይ ጠፊኡኒ ምክሳስ በዚሑ ንዓና እኮ ተጽዱፉና እምበር ኣይትምህሩናን ኣለኩም ንከይናምን ትከፋፉሉና ኣለኩም ኣምላክ ሰላም የውርደልና
ምእንታና ይፈርድ ጌጋ እዩ ምእንታና ይፈርድ ዝብል ንኣምላኽነቱ የጉድሎ ኣሎ እየሱስ ምእንታና ኢሉ ዘይኮነ ዝፈርድ ናይ ምፍራድ ስልጣኑ እዩ ምእንታና ምምላድ ግን ምእንታና ክብል ድኣ እምበር ኣማላዲ ንክከውን ቦትኡ ስለ ዝኮነ ኣይኮነን
Astewil hawey rki Elka hseb dehar keyttas nbat Hargex mnba Trkum yblun Egziabher ab lbka yhdro
ወንጌል ዶ ከይትሰብኩ፡ ዓለም ብውሕዳት ሰባት ተቀዲሳ ሕጂ ግን ብሰንክኹም ተበላሽያ። ዕንቅፋት ዝኾንኩም ኣገልገልቲ።
እሞ እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ኣማላዲ ዲኻ ትብለና ዘለኻ ደፋር ኢኻ ምሕረት የውርደልኻ
Romans 8 (ትግ) - ሮሜ
34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
ዝኹንን ኢየሱስ ተኾይኑ ከመይ ኢሉ ይልምን ?
Eway hawey bdewka seytan weriska astewil shi Kab buzu mzrab mstwal yhsheka tarika tarik for on key kewin
ጎይታ ይባርኽኩም ኣባ መጽሐፍ ቅዱስ ናይ ኢትዮፕያ 3 ግዜ ተቀይሩ አቲ ብሉይን ሐድሻ ከም ኣኡ ከኣ ቅጽል ተባሂሉ ዝነበረ ከማን ሕጂ ኣብማአከል ኣትዩ ይገርም ጎይታሐቂ ይግለጽ
ስለኛ ይከራከራል መከራከርስ የለም ሰለኛ በእለተ አርብ ባደረገው ተልእኮ ፍጹም ዋጋችንን የምናገኝ ስለሆነ ነው ትርጓሜ ጳውሎስ አብ ኢደይ ሒዘ እናርኤኹ ዝጸሐፍኩዋ እያ ሰብ አይተደናግር
ሕጂ ትገብርዎ ነንባዓልኹም አብ ሚድያ እናወፃኹም ካብ ትወቃቐሱ ብቃለት ትንተና ጌጋ ንምእራም ደዊልኹም ወይ ከዓ ኮፍ ኢልኹ ትመያየጡሉ እምበር ኡኡ እንዳበልኹም ህዝቢ ኣትበኽሉ ፈረደ ለመነ ኣማለደ ካብ መልሓስ ወለምታ ዘምፍላጥ ዘይምርዳእ ሙኻኑ መስ ተረዳዳኣኹም ኣቃልሕዎ እምበር አትጠቀሙሉ ንጥፋአት ኹሉኹም ደቂ ሓደ ኣቦ ኢኹም ፈጣሪ ዓይኒ ልቦናኹም የብረሀልኹም ነንባዓላትኹም ኣትኸራኸሩ ተመሃሃሩ ብዘረደአኹም ጎታኹም::
Entay gud alewo. Bejeka ba teseter.live atika zeytzareb. Kem seytan tehabika
Behaqe aba Maruks ke
Eta be 2000 amete meheret ne ortthodoxawyan terah tebahilu zetehateme semanyan haden meshaf kedus terah eyu bezuh zetekeyeren zeteweseken zelewo. Wey gud pente kerstos yemaled eyu endabelu nehezebena yewesedulna alewu tebahilu si ne meshaf kedus kedemesesun kemeleun men seltan habom degeded ferdi kem zemsealom ayfeletun. By the way thanks aba keshi Tebareku.
ኣቦይ ቀሺ'ዶ ክንብለኩም ዋላስ ዉሉደ ኣርዮስ ንስጥሮስ ፡ ብግቡእ ክትምለሰለይ ዝደልያ ነገር ኣላ ኣብዚኣ
ኣብ ሮሜ 8 ፡ 26 መንፈስ ቅዱስ ድማ ንድካምና ይድግፎ እዩ ፡ ከመይ ጌርና ክንጽሊ ከም ዝግብኣና ኣይንፈልጥን ኢና ፡ ግና እቲ መንፈስ ባዕሉ እዩ ብዘይንገር እኅኅታ ዝጽልየልና ።
ኣብ 34 ምስ በጻሕና ከኣ ከምዚ ዝብል ንረክብ ፡ እቲ ዚኹንንከ መን እዩ ፡ እቲ ዝሞተ ፡ አረ ካብ ምዉታት እካ ዝተንሰአ ፡ ኣብ የማን ኣምላክ ኮይኑውን ምእንታና ዝልምን ዘሎ ክርስቶስ ኢየሱስ ኢዩ ይብለና ። ጽቡቅ እሞ መንፈስ ቅዱስ'ከ የማልድ ኢዩ ማሌት ዲዩ ?