ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣነ ነባሪ ኸተማ ስያትል አሜሪካ እዬ። ዝናፍቓን ተፈታዊት ኸተማና መቐለ ኸምዚ ዓምቢባ ምርኣይና (ዋላ ደንጉዩ ይኹን) ንመሪሕ ውድብና ሕወሓት/ ሱር ኮንስትራክሽንን ዓብዪ ምስጋና ይብፃሓዮም። ገና ኸነዛርቦም ኢና።
Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇲💚🇺🇲🌿🌿💚 ዓደይ መቐለ ወለላ ናፊቐያ።
ዋውውውውው ፅቡቕ ለውጢ መራመዲ መንገዲ ኩሉ ፅቡቕ እዩ ኣብ ኩሉ ንግድታት መንገዲ ክፅቡቑ ክዕርዩ ኣለዎም ኣብ መላእ ትግራይ ገበያታት መቕመጢ መሸቀጢ ኩሉ መንገዶም ክስረሐሎም ክፅብቕ ክልወጥ ኣለዎ ኩላትና ንረባረብ ኣጆኹም መንግስቲ ትግራይናን ህዝብናን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌳🌳🌳🌳🌱🌱🌱🌱🌱🌱😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️
መንገዲ ዘፅርዩ ሰራሕተኛታት ክፍጠሩ ኣለዎም ዓድና ትግራይ ፅሬታ ዝሓለወት ምርፅቲ ከባብኣ ዝፀረየ ክትኮን ኣለዋ በጃኹም ህዝብና ተሓባበሩ ንዛ ምቕርቲ ዓድኹም ማንነትኩም ሓደራ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌱🌱🌱🌱🌴🌴🌴
ኹሉ ብመደብ ኽብጻሕዩ። ዝቐደመ ግን ነመስግን።
መቀለ ሽኮር❤💛
Masha Allah mekeleway abbley❤❤❤❤
Tigray adeyyyy nezelalim nebarelna❤❤❤❤❤❤❤
መቀለዋኒ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤
ትግራይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️
Mekelle shkor
💛❤💪መቀለዋኒ ፀላም ዓይነይ
አሰይ መቀለና ሽኮር ኪድ ጥራይ ቀድምያ ልአዲስ አበባ
👌👌👌💐💐💐
መቀለ ሽኮር ❤❤❤
መቀለ ዓይኒ ትግራይ
እንታይ ነፊሑኒ ኢልካ ኢኻ ኣብ ከተማ እትነብር ትግራዋይ ኩልኻ ተዋፊርካ ብጉጅለ ኣብ ዝተፈላለየ ገጠር ከይድኻ እኽልታት ዘይትዓፅድ ዘይትሕግዝ ንምታይ እዩ? ኣብ ከተማ ግራት ኣሎ ድዩ? ኣብ ከተማ ዝዕፀድ እኽሊ ዝራእቲ ኣሎ ድዩ? በኣብ ገጠር ዶ ኣይኮነን ዘሎ እቲ ዝዝራእቲ ዝዕፀድ እ? ኣብ ከተማ ብዙሕ መናእሰይ ብዙሕ ህዝቢ ዶ ኣይኮነን ዘሎ ንምታይ እዩ ጉልበቱ ንሓረስቶት ትግራይ ዘይህቡ? ኣብ ከተማ ዘለኻ መላህ ህዝቢ ትግራይ ውፈር ተበገስ ስንቅኻ ሒዝካ ናብ ኩለን ገጠራት ትግራይ ከይድኻ ዝዕፀዱ እኽልታት ዕፀድ ዝኻኣልካዮ ጉልበትካ ኣወፊ ኣይ ተጋሩን ዲኹም ትግራይ ኣይዓድኹምን ድያ እ? ወነ ትግራውነትኩም ኣበይ ኣሎ? ንሓንቲ ማዓልቲ ጉልበትኩም ምውፋይ ክኣብየኩም ኣይኽእልን ዓርሲ ፈተውቲ ከይንኹም ከይትርከቡ ፈጣሪ ፍርሑ ኣስተውዕሉ ንህዝቢ ገጠር ተገደሱ ፈላጣት ጥበበኛታት ለባማት ሰናያት ኩኑ ተስኡ ውፈሩኣብ ወፃኢ ዘለና ድማ ብገንዘብና ብሓሳብና ክነወፊ ኢና ኣጆና ትግራይ ተሓጋጊዝና ፀገማ ንቐንጥጠላ፣ ኣሹንካንዶ ኣብ ዓብዩይ ፀገማ ይትረፍ ብኣፃብዕት ዝቑፀር ኣብ ንኡሽተይ ፀገማ እውን ክንበፅሐላ ክንረባረበላ ክንሻመየላ ኣነ ክሕግዝ ኣነ ኣነ ኣነ ክንብለላ ይግባእ፣ ዝተፈጠርናሉ ምኽንያት ንምስናፍ ኣይኮነን ንሰናይ ጅግንነት እዩ እዙይ ድማ ልጉስ ጥበብ እዩ ንዝተፀገመ ብዓቕምኻ ብክእለትካ ምሕጋዝ። ደግሞ ንመገዛ ዓድና ዘይንኾነሉ ዛዕባ ፈፂሙ ጠጠው ከብለና ኣይኽእልን፣ ሂወት ድማ ኩልሻዕ ቃልሲ እያ ትሕረ ከም ሰናይ እኽልን ከም እንክርዳድን፣ ስለዙይ ጥበብ ዝኸውን ሰናይ ተግባር እዩ ሓቂ ሒዝና ንጓዓዝ ፈጣሪ ይባርኩም ልፍዓቱ ሪኡ ሰናይ ዋጋኹም ይኽፈልኩም ኣሜን ፫። ኣጆና ፣፣፣፣፣፣❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌱🌱🌱🌱🌱🌴🌴🌴🌴🌳🌳🌳🌳🌳💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Amazing !
Tigray adey
ኦም ምትካል አይትርስኡ አመ ንገዲ ንትከተማ ውበት ይህቦዩ:: ንት አየርውን ፅርኤት( ዛፍ )ኦም ያፅር እዩ:: አጆኩም ኑፉአት በለናዬ ቦታ ብከአልናዬ ክንህግሲና:: ተሀጉሴ አብ ኩሉ ቦታ ትግራይ ቀፅሉ::
💛💛❤💛❤
መቐለ ሽኮር🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘💘
My plan to visit Mekelle broken or postpon😢
People of tigray i love , although Tplf is main enemy for us Amhara.❤ Tigray & Tigray ❤🙋♂️
💕💕💕💕መቐለ ሽኳር💛❤💛
Mekelle shekorrrr 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💯👈
Ata entay ekom n sheraro ab yutba zeytetoa ballas ab yutba eitwao sheraro
💛💛💛💛💛💛🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡
ኣብ 91 ካብ ጎዳይፍ ዘይትዓቢ ዝነበረት መቐለ ሎሚ ካብ ኣስመራ ዝበዝሕ ፓላሶታት ኣለዋ
Good focus on developing
Hewehat tigray nekedmit .......ethiopia eza kahedam hager tefres
ነውሪ ትፍረስ ኣይበሃልይ።ዝፈረሰት ኢትዮጵያ ንትግራይ ኣይትጠቕማን።
መቀለ ሽኮር
Mekelle bechu mohona ylbetm byhulam ketamatt mesrat albet
Nab tigray metskum 1 mengde serhkum beka 2 amet mulu tezarbula alekum ab shewa zehntskmwu hntsa da ab tigray mekone tay megibrkum nerkum ne 1 mengde 2 amet tezarbula yeklelo eyu 😏😏😏
ኣየነይቲ ቤት ትምህርቲ፣ ኣየናይ ቤት ትምህርቲ፣ኣየን ቤት ትምህርቲ፣ መን ቤት ትምህርቲ፣ ወዘተ ቃላት ትግርኛና።።።። ትግርኛ ድግንሽነሪ ወይ ድማ ብትግርኛ መዝገበ ቃላት ይባሃል፣ መዝገበ ቃላት ብትግርኛ ክምዕብላ ክምዕብሉ ክምዕብል ኣለዎ። የቐንየልና ኣጀኹም ምቁራት ገጠርን ከተማን ዘለዉ ኩሎም መላእ ትግራይ ዝርከቡ ተማሃሮ ትምህርቶም ክጅምሩ ኣለዎም ካብ ዜሮ ካብ ቐዳማይ ክፍሊ ጀሚሩ ክሻዕ ዩኒቨርስቲ ክሻዕ ዲፕሎማ ኣትሒዙ ስራሖምን ትምህርቶምን ክጅምሩ ኣለዎም ብጥንቀቓ ክሳማሩ ኣለዎም፣ ኣልኮል ፅሬት ኣፍጫን ኣፍን መሸፈኒ ኩሉ ሰፋይ ክዳን ድማ ብእጃሙ ክረባረብ ኣለዎ ንኣፍንጫ መሸፈኒ ርጉድ ዝበለ ጨርቂ ሰፍዩ ከዳሉ ኣለዎ ገሊኦም ብድሌትነት ብፍቓድነት እናዓደሉ ገልኦም ዶድማ እናሸጦ ክዕድሉ ኣለዎም ንተምሃሮ ንተንቀሳቓሲ ሰብ። ሓደራ ብንቕሓት ተጓዓዙ ኣጆኹም ተረጋጉ ንስራሕ ጉየዩ፣፣፣፣💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗😗😗😗🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌴🌴🌴🌴🌱🌱🌱🌱🌱🌱
Hiji emo genzeb yele sigumti nidhrit kikowin eyu
ኣነ ነባሪ ኸተማ ስያትል አሜሪካ እዬ። ዝናፍቓን ተፈታዊት ኸተማና መቐለ ኸምዚ ዓምቢባ ምርኣይና (ዋላ ደንጉዩ ይኹን) ንመሪሕ ውድብና ሕወሓት/ ሱር ኮንስትራክሽንን ዓብዪ ምስጋና ይብፃሓዮም። ገና ኸነዛርቦም ኢና።
Greetings and love from Seattle Washington 🇺🇲💚🇺🇲🌿🌿💚 ዓደይ መቐለ ወለላ ናፊቐያ።
ዋውውውውው ፅቡቕ ለውጢ መራመዲ መንገዲ ኩሉ ፅቡቕ እዩ ኣብ ኩሉ ንግድታት መንገዲ ክፅቡቑ ክዕርዩ ኣለዎም ኣብ መላእ ትግራይ ገበያታት መቕመጢ መሸቀጢ ኩሉ መንገዶም ክስረሐሎም ክፅብቕ ክልወጥ ኣለዎ ኩላትና ንረባረብ ኣጆኹም መንግስቲ ትግራይናን ህዝብናን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌳🌳🌳🌳🌱🌱🌱🌱🌱🌱😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️
መንገዲ ዘፅርዩ ሰራሕተኛታት ክፍጠሩ ኣለዎም ዓድና ትግራይ ፅሬታ ዝሓለወት ምርፅቲ ከባብኣ ዝፀረየ ክትኮን ኣለዋ በጃኹም ህዝብና ተሓባበሩ ንዛ ምቕርቲ ዓድኹም ማንነትኩም ሓደራ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌱🌱🌱🌱🌴🌴🌴
ኹሉ ብመደብ ኽብጻሕዩ። ዝቐደመ ግን ነመስግን።
መቀለ ሽኮር❤💛
Masha Allah mekeleway abbley❤❤❤❤
Tigray adeyyyy nezelalim nebarelna❤❤❤❤❤❤❤
መቀለዋኒ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤
ትግራይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️
Mekelle shkor
💛❤💪መቀለዋኒ ፀላም ዓይነይ
አሰይ መቀለና ሽኮር ኪድ ጥራይ ቀድምያ ልአዲስ አበባ
👌👌👌💐💐💐
መቀለ ሽኮር ❤❤❤
መቀለ ዓይኒ ትግራይ
እንታይ ነፊሑኒ ኢልካ ኢኻ ኣብ ከተማ እትነብር ትግራዋይ ኩልኻ ተዋፊርካ ብጉጅለ ኣብ ዝተፈላለየ ገጠር ከይድኻ እኽልታት ዘይትዓፅድ ዘይትሕግዝ ንምታይ እዩ? ኣብ ከተማ ግራት ኣሎ ድዩ? ኣብ ከተማ ዝዕፀድ እኽሊ ዝራእቲ ኣሎ ድዩ? በኣብ ገጠር ዶ ኣይኮነን ዘሎ እቲ ዝዝራእቲ ዝዕፀድ እ? ኣብ ከተማ ብዙሕ መናእሰይ ብዙሕ ህዝቢ ዶ ኣይኮነን ዘሎ ንምታይ እዩ ጉልበቱ ንሓረስቶት ትግራይ ዘይህቡ? ኣብ ከተማ ዘለኻ መላህ ህዝቢ ትግራይ ውፈር ተበገስ ስንቅኻ ሒዝካ ናብ ኩለን ገጠራት ትግራይ ከይድኻ ዝዕፀዱ እኽልታት ዕፀድ ዝኻኣልካዮ ጉልበትካ ኣወፊ ኣይ ተጋሩን ዲኹም ትግራይ ኣይዓድኹምን ድያ እ? ወነ ትግራውነትኩም ኣበይ ኣሎ? ንሓንቲ ማዓልቲ ጉልበትኩም ምውፋይ ክኣብየኩም ኣይኽእልን ዓርሲ ፈተውቲ ከይንኹም ከይትርከቡ ፈጣሪ ፍርሑ ኣስተውዕሉ ንህዝቢ ገጠር ተገደሱ ፈላጣት ጥበበኛታት ለባማት ሰናያት ኩኑ ተስኡ ውፈሩ
ኣብ ወፃኢ ዘለና ድማ ብገንዘብና ብሓሳብና ክነወፊ ኢና ኣጆና ትግራይ ተሓጋጊዝና ፀገማ ንቐንጥጠላ፣ ኣሹንካንዶ ኣብ ዓብዩይ ፀገማ ይትረፍ ብኣፃብዕት ዝቑፀር ኣብ ንኡሽተይ ፀገማ እውን ክንበፅሐላ ክንረባረበላ ክንሻመየላ ኣነ ክሕግዝ ኣነ ኣነ ኣነ ክንብለላ ይግባእ፣ ዝተፈጠርናሉ ምኽንያት ንምስናፍ ኣይኮነን ንሰናይ ጅግንነት እዩ እዙይ ድማ ልጉስ ጥበብ እዩ ንዝተፀገመ ብዓቕምኻ ብክእለትካ ምሕጋዝ። ደግሞ ንመገዛ ዓድና ዘይንኾነሉ ዛዕባ ፈፂሙ ጠጠው ከብለና ኣይኽእልን፣ ሂወት ድማ ኩልሻዕ ቃልሲ እያ ትሕረ ከም ሰናይ እኽልን ከም እንክርዳድን፣ ስለዙይ ጥበብ ዝኸውን ሰናይ ተግባር እዩ ሓቂ ሒዝና ንጓዓዝ ፈጣሪ ይባርኩም ልፍዓቱ ሪኡ ሰናይ ዋጋኹም ይኽፈልኩም ኣሜን ፫። ኣጆና ፣፣፣፣፣፣❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌱🌱🌱🌱🌱🌴🌴🌴🌴🌳🌳🌳🌳🌳💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Amazing !
Tigray adey
ኦም ምትካል አይትርስኡ አመ ንገዲ ንትከተማ ውበት ይህቦዩ:: ንት አየርውን ፅርኤት( ዛፍ )ኦም ያፅር እዩ:: አጆኩም ኑፉአት በለናዬ ቦታ ብከአልናዬ ክንህግሲና:: ተሀጉሴ አብ ኩሉ ቦታ ትግራይ ቀፅሉ::
💛💛❤💛❤
መቐለ ሽኮር🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘💘
My plan to visit Mekelle broken or postpon😢
People of tigray i love , although Tplf is main enemy for us Amhara.❤ Tigray & Tigray ❤🙋♂️
💕💕💕💕መቐለ ሽኳር💛❤💛
Mekelle shekorrrr 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💯👈
Ata entay ekom n sheraro ab yutba zeytetoa ballas ab yutba eitwao sheraro
💛💛💛💛💛💛🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡
ኣብ 91 ካብ ጎዳይፍ ዘይትዓቢ ዝነበረት መቐለ ሎሚ ካብ ኣስመራ ዝበዝሕ ፓላሶታት ኣለዋ
Good focus on developing
Hewehat tigray nekedmit .......ethiopia eza kahedam hager tefres
ነውሪ ትፍረስ ኣይበሃልይ።ዝፈረሰት ኢትዮጵያ ንትግራይ ኣይትጠቕማን።
መቀለ ሽኮር
Mekelle bechu mohona ylbetm byhulam ketamatt mesrat albet
Nab tigray metskum 1 mengde serhkum beka 2 amet mulu tezarbula alekum ab shewa zehntskmwu hntsa da ab tigray mekone tay megibrkum nerkum ne 1 mengde 2 amet tezarbula yeklelo eyu 😏😏😏
ኣየነይቲ ቤት ትምህርቲ፣ ኣየናይ ቤት ትምህርቲ፣ኣየን ቤት ትምህርቲ፣ መን ቤት ትምህርቲ፣ ወዘተ ቃላት ትግርኛና።።።። ትግርኛ ድግንሽነሪ ወይ ድማ ብትግርኛ መዝገበ ቃላት ይባሃል፣ መዝገበ ቃላት ብትግርኛ ክምዕብላ ክምዕብሉ ክምዕብል ኣለዎ። የቐንየልና ኣጀኹም ምቁራት ገጠርን ከተማን ዘለዉ ኩሎም መላእ ትግራይ ዝርከቡ ተማሃሮ ትምህርቶም ክጅምሩ ኣለዎም ካብ ዜሮ ካብ ቐዳማይ ክፍሊ ጀሚሩ ክሻዕ ዩኒቨርስቲ ክሻዕ ዲፕሎማ ኣትሒዙ ስራሖምን ትምህርቶምን ክጅምሩ ኣለዎም ብጥንቀቓ ክሳማሩ ኣለዎም፣ ኣልኮል ፅሬት ኣፍጫን ኣፍን መሸፈኒ ኩሉ ሰፋይ ክዳን ድማ ብእጃሙ ክረባረብ ኣለዎ ንኣፍንጫ መሸፈኒ ርጉድ ዝበለ ጨርቂ ሰፍዩ ከዳሉ ኣለዎ ገሊኦም ብድሌትነት ብፍቓድነት እናዓደሉ ገልኦም ዶ
ድማ እናሸጦ ክዕድሉ ኣለዎም ንተምሃሮ ንተንቀሳቓሲ ሰብ። ሓደራ ብንቕሓት ተጓዓዙ ኣጆኹም ተረጋጉ ንስራሕ ጉየዩ፣፣፣፣💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗😗😗😗🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌴🌴🌴🌴🌱🌱🌱🌱🌱🌱
Hiji emo genzeb yele sigumti nidhrit kikowin eyu