ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን ኤርትራ 🫴🏽 www.gofundme.com/f/support-debre-bizens-modern-agriculture-project?lang=en_US
Haye bel hizbey.shama shama nbel nhaimanotn bereketn.ab semayat.❤❤❤
Amen amen amen➕⛪🙏🙏🙏🇪🇷🌹💖💙🌿💐❤🌻🌼🌿💙💖🌹💚🌷💒👍🇪🇷⛪➕🙏❤🌿💐🌻🌼💙🌿💖🌹💚🌷💒👍🇪🇷⛪💌🙏🏼🙏🏻🌷💚🇪🇷⛪🇪🇷💙🌷🌿
ጸሎቶም አይግደፈና: ተመስገን: ፈጣሪ:ሳላኦም እዩ: ሰላም ዝዓሰላ ሃገር ዘላትና ።❤❤❤
Meabeley hawey natey admen tanan yhabka fetari 🙏🙏🙏❤️❤️❤️Egzabiher bilbi tekberkan tfkrekan bealti biet yhabka 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Amlak yhgzkum ❤❤❤
Amen Amen Amen abotatna kalehiwet yesmealna 💒💒💒🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ኩሉኹም ኣሕዋት ገበርቲ ሰናይ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ነገር ኣብ ዓንደ ወርቁ ይጽሐፈልኩም ኣብታ ንፈትዋን ንብህጋን ዓድና ካኣ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና
ኣምካኽ ዝተመስገነ ይኩን
Amen Amen Amen kalehiwet ist tesfit hawna 💒💒💒🙏🙏🙏
Amlak Xeguo yebzahalka maebelino🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷
ቃል ህይወት የስምዓና ።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም የብዝሐልና ።❤❤❤
ጸሎቶምን በረኸቶምን አይፈለየና። 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
Thanks Mabel hawey egabher edmen tenan yhbka xletot abtatn ayfleyka ❤🙏🙏🙏
Amlak xegiyo yebizhalna 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ቃለ ሂወት የስምዓና። 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
Great job Maebelno I am so proud of you well done 👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉!!!!!!!
kale hiwet yesmaana 🙏🙏🤲🤲
Tesfay hawey admen tanan yhabka fetari zewtakayo atsfn drbn geru yhabka fetari 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Amlak Ybarka Maebelino Bmezmur Mjimarka K qexli wedi Erey jigna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Nei Eritrea Orthodox gedamat leiten malten zelyom Eritrea hzbi Eritrean zehakofu eyom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kale Hiwet yesmana Abona Amen Amen Amen 🇪🇷🙏⛪️🙏🇪🇷
Temesgen!
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️
🇪🇷🙏👋
Aytelagetsu behaimanotna nab gedam zeykone nab maebel dibelan hgdef eu zeatew ASTEBHEL ERITRAWI!!!!!!
Amen Amen Amen kale Hiwet yesmalna
🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🏻♥️🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki Eri kulaten be be zekalena ab Eritrea nezelow deki sewaten agelglot nezelow ne hade Famili 100 wei 50 zetehalen nehagz🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️
🙌🙌🙌❤⛪️❤☝️☝️☝️🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏👍👍💯💯💯💚❤️💖🇪🇷🇪🇷💖❤️🇪🇷💖❤️💪💪💪👌👌👌🇪🇷💖❤️💚🙏🙏
Amlak zewxakumo ytekalkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ካብዚ ሕብረተሰብ ምውላደይ ሕጎስ እየኣብዚ ኢዮርሳሌም ሓብትና ዝበለትና ናይ ብሓቂ ወርቂ ሓሳብ!!!በተለይ ኣብ ኣካያይዳና ኮምኡ ክኣ ኣብ ኣለባብሳና ቦዶ ኮይና ኣለና ምክንያቱ ሰብኣይ ሰብአይ ክመስል ኣለዎ ብምታይ እንተ ኢልና ክኣ ብኣላባብሳና ብኣትሓሳስባና ነቦታትና ክንመስል ኣለና ኮምኡ ክኣ ኣዋልድ ኣሕዋተይ በጃክን ኣለባብሳክን ከተማሕይሻ ኣለክን ወላውን መጽሓፍ ቅዱስ ዝብለና ሰብኣይ ክዳን ሰበይቲ ኣይልበስ ሰበይቲ ውን ክዳን ሰብኣይ ኣይትልበስ እቲ ከምዚ ዝገብር ክኣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኹም ፍንፉን ይኹን!!! ዘዳግም 22 :5 ንመልከት
መዓበሊኖ!!! ብሓፈሻ ኹልሃኹም ኣብዚ ማስሚዳ ትሳተፉ ናይ ብሓቂ ከየመስገንኹም ክሓልፍ ኣይደልን እየ ተባዓት ኢኹም ኣምላከ ቅዱሳን ይርድኣና ❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽⛪⛪🙏🏽🙏🏽❤
Kemey amsikum kuburat sdrana eta zereba ksab mewedaeta qs elka smaya aynzgzomn aykonne ntehagagez maletom eyu
Selam Mabel hawna abza gofondme bi PayPal aynkefiln dina malet kidmi hji paypal ab kulu neyru abzia yelen mesleni alo yelen pls nigereni bzuh seb wn sile zihatt zisemaku
ማዕበል ሓወይ ንሕና ካብቶም ነድንቐካ ሰዓብትና ኢና። ቀዳማይ ነገር ኣብዝሓለፈ ግዜ ከምዝሓበርና ኣብ ኤርትራ ልዕሊ ሰማእታት ክኽበር ዝግበኦ ማንም ክስተት የለን። እቶም ብሂወት ዘለዉ ወለዲ ሰማእታት ክርድኡ ዝግበኦምን ልዕሊ ኩሉ ንዓኣቶም ምሕጋዝ ልዑል ፈጣሪ ዝሓርዮን ዝባርኾም ተግባር እዩ ኔሩ። ካልኣይ ጉዳይ ከኣ ኣብ ኤርትራ ምስልምና ካቶሊካዊት ቤተክርስትያንን ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያንን ኣለዋ፡ ብምንታይ መለክዒ ንኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ጥራይ ትሕግዙ ኣለኹም? እዚ ንሓንቲ ሃይማኖት ጥራይ ሓገዝ ምግባር ዘይሚዛናውነትኩምን ዘይኤርትራዊ ስነምግባርነትኩምን የመልክት። መስጣ ሰማእታት የውርደልኩም።
ኩሓሊ ተመሲልካ ምንቋርሲ ኣየድክመኩምንዶደሓርከኣ እስከ መኣስያ ካቶሊክ ሓግዙኒ ኢላ ሓገዝ ዝተኣበየትመኣስያ ንመስጊድ ሓጉዙና ተባሂሉ ኣይንሕግዝን ዝተባህለንኹሉ ሰብ ብሩህ ክኾነሉ ኸኣ እታ እንኮ ዝኾነ ግዳማዊ ሓገዝ ዘይብላ እምነት ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ጥራያ።
Entay tzarebi alki foooo eddd bseli eski
ክቡር ሓው እቲ ጸርፊ ይጽንሓልካ፡ እዚ ዘይኤርትራዊ ጠባይ እዩ። ንሕና ንብል ዘለና ምእንቲ ነዓይን ነዓኻን ክብሉ ሂወቶም ዝኸፈሉን ዝሰንከሉን ጀጋኑ ናይ ቅድምያ ቅድምያ ሓገዝ ምግባር ሰናይን እቲ ከሃሌ ኩሉ ዝኾነ ሰማይ ወምድር ዝፈጠረ ኣበው ኩልነ እግዚኣብሄር ዝፈትዎ ተግባር እዩ። ኣነ ክትፈልጥ ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኣማኒ ጥራይ ዘይኮንኩ መዓርገ ድያቆን ዘለኒ ሰብ እየ፡ ግንከ ኣብ ሓቂ ምምርኳስ ከድልየና እዩ። ጸሎት ከኣ ካብ ማንም ንላዕሊ ወለድና ብሕልፊ ኣዴታትና ናብቲ ለዋህ ኣምላኽና የዕርጋልና ስለዘለዋ ንኣዓተን ክብር ወስብሃት ይኹነን፡ ስለዚ ሓቂ እንተለኩም ነተን ኣዴታት ሰማእታት ሓግዝ። ብዝተረፈ ኣምላክ ለክብረ መንግስቱ ያብቅኣነ ሰላም ወሰናይ ዝሓወይ።
@@azaziyohannes8873 ደዛቆነ ሰይጣይ ከየቀሸሸ ነይተርፍ ኢዩ ናትካ ነገር። እሞ ክኣ ድያቆን ከለካ ኢካ ነዚ ምርዳእ ኣቢካ። ኣየነይቲ ሃይማናት ኢያ ሓግዙኒ ኢላ ሰብ ምሕጋዝ ኣብይዋ ? ኣየናይ ኤርትራዊ'ዩ ከ ሓግዙኒ ኢሉ ምሕጋዝ ዝተኣብየ? ርኩስ መሳርሒ ሰይጣን ኣምሰሉ ድኣ ኮንካ እንበር ጥዑይ ሰብ ኔርካ እተትከውን ይትረፍ ድናቆን ኮንካ ኣማኒ ካልእቲ ሃይማኖት ኮንካ ውን ዘለውዎ ስቃይ ናይዞም ኣቦታት ርኢካ ብንጹህ ልቢ ምሓገዝካ ተዘይ ሓገዝካ ክኣ ምሓዘንካሎም ወይ ምደንገጽካ ኢድካ ጠውዩ ሃባ ዝበለካ ውን የለን ። ኣምላክ ትብል ግን ቤት ኣምላክ ኣይትሓግዙ ትብል ርኢካ ከምዚ ከማካ ይሁዳታት ድያቆናትን ኣቅሽሽትን ኢኩም ኣብ ማእከል ቤተክርስትያን ኮንኩም ንምእመናን ፋሕ ተብሉዎ ዘለኩም። ኣብ ቤት ክርስትያን ዝከበርኩም ቆርበት በጊዕ ዝተከደንኩም ቶካሉ ። ነቶም ጥዑያት ኣገልገልቲ ምስራሕ ከሊእኩሞሞ ዘለኩም ። እንታዩ ዘራግመካ ዘሎ እቲ ኣንጻር ክርስቶስ ዝኮነ ርኩስ መንፈስ ኣብውሽጥካ ኮይኑ ከምዘንጸርጸረ ኢዩ ዝርአ ዘሎ። ስድራ ስውኣት ኩሉ ሰብ ብሓባርን ብውልቅን ይሕግዝ ኣሎ ተኪኢልካ ብውልቅካ ሓግዝ። ዝኮነት ሃይማኖት ሓግዙኒ እንተ ኢላ ክኣ ዓቅምካ ሓግዝ ተዘይኮይኑ ብጸሎት ሓግዝ ካብዚ ወጻኢ ግን ውልቀሰብ ይኩን ሃይማኖት ስለ ዝተሓገዘ ከም ቡዳ ዓይንካ ደም ኣይምላእካ ። ናይ ብሓቂ ግን ጸሎት ግበር ሓደገኛ መንፈስ ተቆጻጺሩካ ኣሎ ። ሕቶ ግን ክሓተካ ኣብ ኤርትራ ዘለው ኦርቶዶኩስ ኤርትራውያን ኣይኮኑን ድዮም ?ንስውኣት ኤርትራን ንምስልምና ንካቶሊክን ካልኦት ሃይማኖታትን ይተሓገዛ እንተ ኢልኣ። ንምንታይ ኣብ ኦርቶዶኩስ ምስኮነ እቲ ሓገዝ ማዕረ ክንድዚ ሓሪቅካን መስጣ ስውኣት የውርደልኩም ኢልካ ተራጊምካ። እቶም ንኦርቶዶኩስ ትረግሙ ናባኩም ድኣ ተመሊሱ ኣጣፍኣ ሰይቲ ሎጥ ከጥፍኣኩም እንበር መርገምኩሙን ሕማቅ ፋልኩሙን ኣብ ቤት ክርስቶስ ኣዮሰርሕን'ዩ።
መቸም ገለ ገለ ሰባት ካብ ጽቡቕ ኩፍእ ከተውጽኡን ድቃስ ትስእኑ አለኩም ዓይንኩም ዘይክእል እዚ ከአ ሕማም እዮ እቶም ትብልዮም ዘለኩም ሃይማኖት እንተ ሓቲቶም ኤርትራዊ ዜጋ ድሕር አይብልን እዮ ነገራት ካብ ምጥምዛዝ ወጽእኩም እንተኪእልኩም አበርክቱ እንተ ዘይክእልኩም ስቅ እውን ጭውነት እዮ ነቶም ኩቡራት ሰውአት ኤርትራ ሰማአታት ሽም አይተራክሱ ሰማአታት ኤርትራ ኩብራት እዮም ብሽሞም እንዳአላዕልካ ሃለውለው ወይ ንጽቡቅ ዝሰርሑ ከተዳክሙ መሳርሒ አይትጠቀምሎም።
Xlotmn berktnn eyfaleyena 🙏🙏🙏
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇦
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🎉🎉🇪🇷🎉🎉❤️🎉🎉🇪🇷❤️🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️
❤❤❤❤❤
ሓገዝ ንገዳም ደብረ ቢዘን ኤርትራ 🫴🏽 www.gofundme.com/f/support-debre-bizens-modern-agriculture-project?lang=en_US
Haye bel hizbey.shama shama nbel nhaimanotn bereketn.ab semayat.❤❤❤
Amen amen amen➕⛪🙏🙏🙏🇪🇷🌹💖💙🌿💐❤🌻🌼🌿💙💖🌹💚🌷💒👍🇪🇷⛪➕🙏❤🌿💐🌻🌼💙🌿💖🌹💚🌷💒👍🇪🇷⛪💌🙏🏼🙏🏻🌷💚🇪🇷⛪🇪🇷💙🌷🌿
ጸሎቶም አይግደፈና: ተመስገን: ፈጣሪ:ሳላኦም እዩ: ሰላም ዝዓሰላ ሃገር ዘላትና ።❤❤❤
Meabeley hawey natey admen tanan yhabka fetari 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Egzabiher bilbi tekberkan tfkrekan bealti biet yhabka 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Amlak yhgzkum ❤❤❤
Amen Amen Amen abotatna kalehiwet yesmealna 💒💒💒🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ኩሉኹም ኣሕዋት ገበርቲ ሰናይ በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ነገር ኣብ ዓንደ ወርቁ ይጽሐፈልኩም ኣብታ ንፈትዋን ንብህጋን ዓድና ካኣ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና
ኣምካኽ ዝተመስገነ ይኩን
Amen Amen Amen kalehiwet ist tesfit hawna 💒💒💒🙏🙏🙏
Amlak Xeguo yebzahalka maebelino🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷
ቃል ህይወት የስምዓና ።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም የብዝሐልና ።❤❤❤
ጸሎቶምን በረኸቶምን አይፈለየና። 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏
Thanks Mabel hawey egabher edmen tenan yhbka xletot abtatn ayfleyka ❤🙏🙏🙏
Amlak xegiyo yebizhalna 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ቃለ ሂወት የስምዓና። 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
Great job Maebelno I am so proud of you well done 👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉!!!!!!!
kale hiwet yesmaana 🙏🙏🤲🤲
Tesfay hawey admen tanan yhabka fetari zewtakayo atsfn drbn geru yhabka fetari 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Amlak Ybarka Maebelino Bmezmur Mjimarka K qexli wedi Erey jigna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Nei Eritrea Orthodox gedamat leiten malten zelyom Eritrea hzbi Eritrean zehakofu eyom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kale Hiwet yesmana Abona Amen Amen Amen 🇪🇷🙏⛪️🙏🇪🇷
Temesgen!
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️❤️
🇪🇷🙏👋
Aytelagetsu behaimanotna nab gedam zeykone nab maebel dibelan hgdef eu zeatew ASTEBHEL ERITRAWI!!!!!!
Amen Amen Amen kale Hiwet yesmalna
🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🏻♥️🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Deki Eri kulaten be be zekalena ab Eritrea nezelow deki sewaten agelglot nezelow ne hade Famili 100 wei 50 zetehalen nehagz🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️
🙌🙌🙌❤⛪️❤☝️☝️☝️🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏👍👍💯💯💯💚❤️💖🇪🇷🇪🇷💖❤️🇪🇷💖❤️💪💪💪👌👌👌🇪🇷💖❤️💚🙏🙏
Amlak zewxakumo ytekalkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ካብዚ ሕብረተሰብ ምውላደይ ሕጎስ እየ
ኣብዚ ኢዮርሳሌም ሓብትና ዝበለትና ናይ ብሓቂ ወርቂ ሓሳብ!!!
በተለይ ኣብ ኣካያይዳና ኮምኡ ክኣ ኣብ ኣለባብሳና ቦዶ ኮይና ኣለና ምክንያቱ ሰብኣይ ሰብአይ ክመስል ኣለዎ ብምታይ እንተ ኢልና ክኣ ብኣላባብሳና ብኣትሓሳስባና ነቦታትና ክንመስል ኣለና ኮምኡ ክኣ ኣዋልድ ኣሕዋተይ በጃክን ኣለባብሳክን ከተማሕይሻ ኣለክን
ወላውን መጽሓፍ ቅዱስ ዝብለና
ሰብኣይ ክዳን ሰበይቲ ኣይልበስ ሰበይቲ ውን ክዳን ሰብኣይ ኣይትልበስ እቲ ከምዚ ዝገብር ክኣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኹም ፍንፉን ይኹን!!! ዘዳግም 22 :5 ንመልከት
መዓበሊኖ!!! ብሓፈሻ ኹልሃኹም ኣብዚ ማስሚዳ ትሳተፉ ናይ ብሓቂ ከየመስገንኹም ክሓልፍ ኣይደልን እየ ተባዓት ኢኹም ኣምላከ ቅዱሳን ይርድኣና ❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽⛪⛪🙏🏽🙏🏽❤
Kemey amsikum kuburat sdrana eta zereba ksab mewedaeta qs elka smaya aynzgzomn aykonne ntehagagez maletom eyu
Selam Mabel hawna abza gofondme bi PayPal aynkefiln dina malet kidmi hji paypal ab kulu neyru abzia yelen mesleni alo yelen pls nigereni bzuh seb wn sile zihatt zisemaku
ማዕበል ሓወይ ንሕና ካብቶም ነድንቐካ ሰዓብትና ኢና። ቀዳማይ ነገር ኣብዝሓለፈ ግዜ ከምዝሓበርና ኣብ ኤርትራ ልዕሊ ሰማእታት ክኽበር ዝግበኦ ማንም ክስተት የለን። እቶም ብሂወት ዘለዉ ወለዲ ሰማእታት ክርድኡ ዝግበኦምን ልዕሊ ኩሉ ንዓኣቶም ምሕጋዝ ልዑል ፈጣሪ ዝሓርዮን ዝባርኾም ተግባር እዩ ኔሩ። ካልኣይ ጉዳይ ከኣ ኣብ ኤርትራ ምስልምና ካቶሊካዊት ቤተክርስትያንን ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያንን ኣለዋ፡ ብምንታይ መለክዒ ንኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ጥራይ ትሕግዙ ኣለኹም? እዚ ንሓንቲ ሃይማኖት ጥራይ ሓገዝ ምግባር ዘይሚዛናውነትኩምን ዘይኤርትራዊ ስነምግባርነትኩምን የመልክት። መስጣ ሰማእታት የውርደልኩም።
ኩሓሊ ተመሲልካ ምንቋርሲ ኣየድክመኩምንዶ
ደሓርከኣ እስከ መኣስያ ካቶሊክ ሓግዙኒ ኢላ ሓገዝ ዝተኣበየት
መኣስያ ንመስጊድ ሓጉዙና ተባሂሉ ኣይንሕግዝን ዝተባህለ
ንኹሉ ሰብ ብሩህ ክኾነሉ ኸኣ እታ እንኮ ዝኾነ ግዳማዊ ሓገዝ ዘይብላ እምነት ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ጥራያ።