ምስክርነት ታሪኽ ዛንታ ግሩም ዕዮ ወንጌል ናይ እምነት ጅግና ኣቦና ፓስተር ጆርጆ ገብርኣብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 มิ.ย. 2024
  • MSECBN - is a television broadcasting network in spreading biblical messages and Christian values to Eritrean people and its surrounding nations.​If you want to donate to help Maezer Semay please clike the link below
    www.paypal.com/donate?token=y...
    ኣገልግሎት ማእዘር ሰማይ፡ ናብ ብዘሎ ቐርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን፡ ከምኡ ድማ ብዝተፈላለየ መራኸቢ ብዙሓን ናብ ብዘሎ ዓለም መንፈሳዊን፡ ማሕበራውን ኣካዲያሚያውን ዘመሓላልፍ ናይ ቴሌቪዝን ኣገልግሎት እዩ።
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 40

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 10 วันที่ผ่านมา

    Ya Amlka ka ab adna woengel ysfahalna Goyta NEritra Edu Yzerghalna❤🙏🙏🙏

  • @aaronseium1732
    @aaronseium1732 11 วันที่ผ่านมา

    Goita yibarka Pastor Georgo Thank you.

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 10 วันที่ผ่านมา

    Amen haleluya❤

  • @GodisGoodAllatime12
    @GodisGoodAllatime12 15 วันที่ผ่านมา

    Amelak yibarka Paster jorej Goyita be kulu yidegfka ❤

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 2 วันที่ผ่านมา

    ኢታ ሓቂ ወገል ናይ ክርስቶስ ጎይታ ኢዩ ተባረኩ

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 10 วันที่ผ่านมา

    Amen halluya ❤

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 10 วันที่ผ่านมา

    Hahhhhh ya 🙏🙏🙏💖

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 10 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 10 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 10 วันที่ผ่านมา

    Wow amazing job blssed family❤❤❤

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 2 วันที่ผ่านมา

    ብሩካት ተባረኩ ወንገል ክስ አር ዩ

  • @abrahammehari8727
    @abrahammehari8727 24 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ፕሮግራም ሃናጺ ታሪኻዊ ሓዘል መድብ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ ። ን ኣቦና ድማ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦምንሶም ናይ ወንገል ሓርበኛታትን እዮም መስረትን ኣቦታትን እዮም ፡ ታርኾም ድማ ከይጉደሉ ምንጋሮም ድማ መግለጺ ቅንዕኦም እዩ ሞ ካብቲ ዝሓለፍዎ ን ሕና ዞም ን ኣሽቱ ወለዶ ክንምሆሮ ዝግባእ ዩ ፡ ኣቅራቢት መድብ ድማ ኣዱ ኣምላኽ ጽግኡ ይብዝሓልኪ ኣምላክ ሞጎሱ ይሃብኪ ፡ ጽቡቅ መድብ ቀጽልዩ ፡ ሓንቲ ግን ክብልኪ ኣቦና ፓስተር ጀርጆ ከም ኣቦ እንተትጽውዕዮም ከም ባህልና ኣኽብር ኣቢልኪ ጽቡቅ ነይሩ ንዝካተተል ንኩሉ ዉን ስናይ ምኻነ ይብል ። ኣምላኽ ዘመንኪ ይባረኽ ።

  • @rutaghebrezghi6410
    @rutaghebrezghi6410 24 วันที่ผ่านมา

    Wawwww Zegerm Mskrnet Goyta Wbarka Pastor Jorjo ❤❤❤❤❤❤

  • @MariaBer-pk6yz
    @MariaBer-pk6yz 26 วันที่ผ่านมา

    God bless u des zebel mesekerenet .

  • @kudusanhaile2890
    @kudusanhaile2890 24 วันที่ผ่านมา

    Waww.God.blessed.youthank youmy.lordin.jesus.namesomuchforeverything

  • @user-wn1wx4og8w
    @user-wn1wx4og8w 20 วันที่ผ่านมา

    God bless paster gorgo

  • @elimweldugebremedhin3668
    @elimweldugebremedhin3668 25 วันที่ผ่านมา

    God bless u pastor Georgo.

  • @yosieftekiemengistu8684
    @yosieftekiemengistu8684 24 วันที่ผ่านมา

    Very interesting message may God bless you abundantly Pastor and Adiam

  • @fioriasmerom7996
    @fioriasmerom7996 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Gidaygoitom
    @Gidaygoitom 25 วันที่ผ่านมา

    Amlak ybarka Paster jorjo tebarikna Amlak zeben hiwetka ybark Adyam haftna kea Amlak ybarki ❤

  • @Awet-sd7fi
    @Awet-sd7fi 25 วันที่ผ่านมา

    Amlak ybarkki Adam hafety. Kmziom emunat agelgelti emoka bzuh temekro zelewom amtselna. Amlak ybarka agelgali Gergo

  • @user-yt9dz3iq3h
    @user-yt9dz3iq3h 27 วันที่ผ่านมา +2

    አምላክ አብዚሕ አቢሉ ይባርካ እቲሽግር ከምዝመስለኒ ቤተክርስትያን ናህና ብወሽጥኢ በምንግስቲ ስለዝዝወር ነቲ ገንዘብ ናብውልቆም ስለዘውዕልዎ ዳአ ምበር ናገልጋሊ ደመዙ ዘይረክብ ስለዝኮነ እዩ አብ ባንኪ ይታአከብ ዝብል የለን ከምዝ አቦና ዝበልዎ አገልጋሊ ክቃያየሩ ይግባእ ነገልገልቲውን ግቡእ ወፃኢ ታት ክግበረሉ ይግባእ ስለፅባሕ አይትሸገሩ ስለ ሎሚ ጥራሕ ሕ ሰቡ ኢልካ እንዳማሀርካ አብ ባንኪ ይታአከብ ምባል ንዓመፅ ምትብባዕ ይኸውን አሎ አቦና ብትክክል ሎሚ ገሊ ፀሞ አለዉ እቲሐቂውን ንሱኤዩ
    አገልጋሊ ደሞዝ ተጌርሉ ሰበይቱውን አብገዛ ብፆሎት ክትሕግዞን አብገዛውን ከተገልግሎ ንደቆምን ካልእነገራት ክትሰር ሕ አብገዛ ተኮነት ነቲአገልጋልን ስድርኦም ሐጋዚ እዩ

  • @asmerettesfay1783
    @asmerettesfay1783 25 วันที่ผ่านมา

    Pastor jorjo naeka bm

  • @makdaissak-he1og
    @makdaissak-he1og 24 วันที่ผ่านมา

    አቦና ወነጌላዊ ጆርጆ ተባረኽ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤

    • @kudusanhaile2890
      @kudusanhaile2890 24 วันที่ผ่านมา

      www.goyta.ybarak.pastar.tabare.adeym.

  • @shalom7161
    @shalom7161 17 วันที่ผ่านมา

    My favorite Bible teacher when I was 3rd, 4th and 5th grade Bible teacher in Finland mission elementary school . He planted on his students that’s why we came to the Lord.Always I thank God for being my teacher.

    • @shalom7161
      @shalom7161 17 วันที่ผ่านมา

      You look great may the Lord give you more years to leave. Pastor George is very kind person.

    • @shalom7161
      @shalom7161 17 วันที่ผ่านมา

      You can not talk as a member because the leaders are not approach able and always the money goes to bank for what? They think they owned church money.

  • @fioriasmerom7996
    @fioriasmerom7996 21 วันที่ผ่านมา

    Bizuh zibehal alewom, kaliee mealti amxielina adu haftina. Tebareku abona

  • @christwarrior7823
    @christwarrior7823 14 วันที่ผ่านมา

    We need full Video :i don't why the cut esp.11:29
    This is the our primary source.
    Thank you father P.Jorjo❤

  • @aziebhagos2635
    @aziebhagos2635 26 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይባርክኩም ፓስተር & አዱ ሐፍተይ ንሐውካ ምርአይ ከም ነብስካ: ጾር ሕድሕድካ ምጽውዋር እግዚአብሔር ጸግኦ የብዝሐልና መነፈሳዊ የዒንትና ይከፈትደ

  • @asmerettesfay1783
    @asmerettesfay1783 25 วันที่ผ่านมา

    Pastor jo

  • @aronberhane1594
    @aronberhane1594 24 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ መደብ፡ ደስ ዝብል ምስክርነት። ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን! ኣቱም ኢልካ ምሕታት ወይ ምጽዋዕ ኣብ ሚዲያ ጽቡቕ ይመስለኒ፡ ስለምንታይ ኣብ ሕብረተሰብና ናይ ክብሪ ኣጸዋውዓ ስለዝኾነ። ከምኡ ኣይደለኹን እንተኢሉ ድማ ኣቐዲምካ ምሕባር ይለመድ። ጋዜጠኛ ከኣ ዛንታ ኢልኪ ናብ ካልእ ኣርእስቲ ኣእቲኽዮም። ኣብነት፦ ካብ 10 ክሳብ 24 ደቒቕ ምስቲ ኣርእስቲ ዘይከይድ ኢዩ ነይሩ። ምናልባት ዋሕዚ ዛንታ ኣብ ቃለ-መጠይቕ ከመይ ይግበር ገለ ስልጠና ጽቡቕ ኢዩ ምውሳድ።

  • @kudusanhaile2890
    @kudusanhaile2890 24 วันที่ผ่านมา

    Adym.goyta.yesus.ybarak.amlak.ybarak.

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 21 วันที่ผ่านมา +3

    ነዚ አገልጋሊ ትዕምጽዎ አለኹም . ንአምላኽ ፍርሑ ብሏሳኑ መጋበርያ አይትግበርዎ . ከምዘለዎ ምሰክርነቱ አቅሩቡዎ .

    • @homesweethome8716
      @homesweethome8716 17 วันที่ผ่านมา +1

      thank,u bro ኣፉ ዓቢሶሞ ቆራሪጾም እዮም ኣምጺኦሞ፡እዚ

  • @tiebezere6579
    @tiebezere6579 27 วันที่ผ่านมา

    ተስፋ ይገብር ኣጎልጉሎት ንኹሉ ብስምምዕ ተራ ክህልዎ ኸምዚ ተዛረብካዮ ኣምላኽ ዝተረፋ ዘ በ ንካ ይባርኽ

  • @zufanmicael6070
    @zufanmicael6070 25 วันที่ผ่านมา

    ከተጽሪ እርእዩካ ነይረ

  • @sabatsehaye4252
    @sabatsehaye4252 10 วันที่ผ่านมา

    Amen haleluya❤