ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ልበይ ከተማ ተመላለሰሉይረግእ ህይወተይ (ንስኻ ክትሓልፈሉ)(2)ናብ ዉሻጠይ እቶ ዕረፍ ኣብ ምንጻፈይከምልኸካ ጎይታይ (ሓቢሰ ንብዓተይ)(2)በዓል ጸጋ ክትኮን ኣብ ዙርያኻ ድኻታትኣድጊ ዝመረጽካ ንዙፋን ንግስነትዓጃቢ ኣይትደልን ይፈልጥ የ’ጎይታይ በይንኻ ኢኻ ኔርካ ክትኩሕኩሖ ቤተይ(መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ)(ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ)ጽልግልግ ምንባረይ ብምብራቕካ ይብራህጸልማት ኣይሕዘካን ንስኻ ክትሰርመሓረኒ ዝብሉ ኢድ ክዝርግሑልካሰሚዐ ኣየተረፍኩን ብብርሃን ርእየካ(መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ)(ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ)ናይ ሂወተይ ማዕበል የማን ጸጋም ዝብል ከይኣዘዝካ,ስኻ ከመይ,ሉ ጸጥ የብልሕለፎ ንልበይ ብሞገስ ብግርማኢየሱስ ንስኻ ንነፍሰይ ሰላማ(መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ)(ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ)ካብ ያይቆብ ጉድጓድ ተቐዳሕኩ ኣብዚሐ ሎሚ ዉን ጽሙእ የ መዓስ ሞ ረውየ ዛራዪ ማይ ህይወት ንነፍሰይ ተተርክስ ኣብ በረኻ ልበይ ንዘልኣለም ፍሰስ(መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ)(ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ)ናይ ልበይ ከተማ ተመላለሰሉይረግእ ህይወተይ (ንስኻ ክትሓልፈሉ)(2)ናብ ዉሻጠይ እቶ ዕረፍ ኣብ ምንጻፈይከምልኸካ ጎይታይ (ሓቢሰ ንብዓተይ)(2)
ፀጉኡ የብዘሕ እግዚአብሔር ኣምላክ 🤲🥰የቀኒየልና❤❤❤🥰
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክትየስመዐልና ክቡር ሓውና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤🎉
ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤ ኣምላከ ቅዱሳን ዘመንኩም ይባርክ ❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቁራት ይሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ዘመን ኣጎልጉለትኩም የጽንዕኩም ❤❤❤
ኣሰይ መንፈስካ ዝሕደስ መዙምሩ ተባረኩ amlak ጽጉኣኡ ይብዝሓሉኹም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉
Amen zmarie melaekt yesmealna Egziabhier amlak xegeu yebzhalkum yehwat nay agelglot zemenkum ybarkn yqedsn amen ⛪👈❤🌹
ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና👏👏👏💟💟 💟💟
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ❤❤❤
ከይሰማዕክዋ ዘይውዕል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና አምላክ❤❤
Thank you
ናይ ልበይ ከተማ ተመላለሰሉይረግእ ህይወተይ ንስኻ ክትሓልፈሉ ናብ ውሻጠይ እቶ ዕረፍ ኣብ ምንጻፈይከምልኸካ ጎይታይ ሓቢሰ ንብዓተይ በዓል ጸጋ ክትኮን ኣብ ዙርያኻ ድኻታት ኣድጊ ዝመረጽካ ንዙፋን ንግስነት ዓጃቢ ኣይትደልን ይፈልጥ የ' ጎይታይ በይንኻ ኢኻ ኔርካ ክትኩሕኩሖ ቤተይ መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካጽልግልግ ምንባረይ ብምራቕካ ይብራህጸልማት ኣይሕዘካን ንስኻ ክትሰርሕመሓረኒ ዝብሉ ኢድ ክዝርግሑልካሰሚዐ ኣይተረፍኩን ብብርሃን ርእየካ ናይ ሂወተይ ማዕበል የማን ጸጋም ዝብል ከይኣዘዝካ,ስኻ ከመይ,ሉ ጸጥ ይብል ሕለፎ ንልበይ ብሞገስ ብግርማ ኢየሱስ ንስኻ ንነፍሰይ ሰላማካብ ያዕቆብ ጉድጓድ ተቐዳሕኩ ኣብዚሐሎሚ ውን ጽሙእ የ መዓስ ሞ ረውየዛራዪ ማይ ህይወት ንነፍሰይ ተተርክስኣብ በረኻ ልበይ ንዘልኣለም ፍሰስ
❤🎉😢 nay lbey ketema zmari melakt yesmealna yhwateyy❤
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤amwn amen amen zmariw melaekty yesmalna xgu yeb❤zah❤a❤l❤k❤um❤ yewateye.❤❤🎉❤🎉❤🎉
Amen Amen Amen zmare melakit yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalkum daykon and zemari merhawi hawey
Amen amen a men ❤❤❤❤❤
አምላክ ቅዱሳን ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ንሕና ኣሕዋትኩም እዉን ሰሚዕና ናቤቱ ክንምራይ ይሓግዘና❤⛪⛪
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጋውን ይብዛላችሁ
❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ማራ ዓርከይ ብሉጽን ጽፍፉን ስራሕ ርግኣት ዘልዎ ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኩቡራት ኣሕዋትና ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ጥዕም ዝማሬ ❤❤❤
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥዑም መዝሙር ❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራን ኣሕዋት፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤❤❤
Amen zemare melaekti yesmalena ❤❤❤
❤❤❤❤ zmare mekaekt yesmealna brukatey❤❤❤❤
Amen Amen Amen zemare melakti yesmalen xegu yebzhalkum
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክቡራት እሕዋትና❤❤🎉🎉
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ብሩኻት ኣሕዋትና ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ክቡራት አሕዋትና ✝️💒❤️👏👏
🙏🙏🙏 qale hiwet yesmealna
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሉፃት
Amen zmare makti yesmalna❤❤❤❤❤❤❤
⛪🤲🤲🤲
⛪️ ⛪️ ⛪️ ❤❤❤❤
ምስጋናኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ
ዝማሬ መላአክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
❤❤❤zemer mlakti yesmalna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Zmare melakit ysmelina gitimi aba xhaflina bejakum❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤🎉🎉🎉🎉
❤❤
❤❤❤⛪️💐👏🙏🙏🙏
❤❤❤❤🎉🎉😮😮
its good job
ቃለ ህይወት የስመዐልና
Ellllll
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤💜🖤🖤💛💛💚💙💚🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌼🌼🌼🌼🌼🍀🍀🍀🍀🍀🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🍀🍀🍀🍀🍀❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ልበይ ከተማ ተመላለሰሉ
ይረግእ ህይወተይ (ንስኻ ክትሓልፈሉ)(2)
ናብ ዉሻጠይ እቶ ዕረፍ ኣብ ምንጻፈይ
ከምልኸካ ጎይታይ (ሓቢሰ ንብዓተይ)(2)
በዓል ጸጋ ክትኮን ኣብ ዙርያኻ ድኻታት
ኣድጊ ዝመረጽካ ንዙፋን ንግስነት
ዓጃቢ ኣይትደልን ይፈልጥ የ’ጎይታይ
በይንኻ ኢኻ ኔርካ ክትኩሕኩሖ ቤተይ
(መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ)
(ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ)
ጽልግልግ ምንባረይ ብምብራቕካ ይብራህ
ጸልማት ኣይሕዘካን ንስኻ ክትሰር
መሓረኒ ዝብሉ ኢድ ክዝርግሑልካ
ሰሚዐ ኣየተረፍኩን ብብርሃን ርእየካ
(መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ)
(ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ)
ናይ ሂወተይ ማዕበል የማን ጸጋም ዝብል
ከይኣዘዝካ,ስኻ ከመይ,ሉ ጸጥ የብል
ሕለፎ ንልበይ ብሞገስ ብግርማ
ኢየሱስ ንስኻ ንነፍሰይ ሰላማ
(መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ)
(ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ)
ካብ ያይቆብ ጉድጓድ ተቐዳሕኩ ኣብዚሐ
ሎሚ ዉን ጽሙእ የ መዓስ ሞ ረውየ
ዛራዪ ማይ ህይወት ንነፍሰይ ተተርክስ
ኣብ በረኻ ልበይ ንዘልኣለም ፍሰስ
(መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ)
(ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ)
ናይ ልበይ ከተማ ተመላለሰሉ
ይረግእ ህይወተይ (ንስኻ ክትሓልፈሉ)(2)
ናብ ዉሻጠይ እቶ ዕረፍ ኣብ ምንጻፈይ
ከምልኸካ ጎይታይ (ሓቢሰ ንብዓተይ)(2)
ፀጉኡ የብዘሕ እግዚአብሔር ኣምላክ 🤲🥰የቀኒየልና❤❤❤🥰
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክትየስመዐልና ክቡር ሓውና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤🎉
ዝማረ መላክቲ የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤ ኣምላከ ቅዱሳን ዘመንኩም ይባርክ ❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቁራት ይሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ዘመን ኣጎልጉለትኩም የጽንዕኩም ❤❤❤
ኣሰይ መንፈስካ ዝሕደስ መዙምሩ ተባረኩ amlak ጽጉኣኡ ይብዝሓሉኹም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉
Amen zmarie melaekt yesmealna Egziabhier amlak xegeu yebzhalkum yehwat nay agelglot zemenkum ybarkn yqedsn amen ⛪👈❤🌹
ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና👏👏👏💟💟 💟💟
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ❤❤❤
ከይሰማዕክዋ ዘይውዕል መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና አምላክ❤❤
Thank you
ናይ ልበይ ከተማ ተመላለሰሉ
ይረግእ ህይወተይ ንስኻ ክትሓልፈሉ
ናብ ውሻጠይ እቶ ዕረፍ ኣብ ምንጻፈይ
ከምልኸካ ጎይታይ ሓቢሰ ንብዓተይ
በዓል ጸጋ ክትኮን ኣብ ዙርያኻ ድኻታት
ኣድጊ ዝመረጽካ ንዙፋን ንግስነት
ዓጃቢ ኣይትደልን ይፈልጥ የ' ጎይታይ
በይንኻ ኢኻ ኔርካ ክትኩሕኩሖ ቤተይ
መሳርሒ ኮይነ ናይ ጸላኢ ጫካ
ቤተመቅደስካ,የ ስርሓኒ ደጊምካ
ጽልግልግ ምንባረይ ብምራቕካ ይብራህ
ጸልማት ኣይሕዘካን ንስኻ ክትሰርሕ
መሓረኒ ዝብሉ ኢድ ክዝርግሑልካ
ሰሚዐ ኣይተረፍኩን ብብርሃን ርእየካ
ናይ ሂወተይ ማዕበል የማን ጸጋም ዝብል
ከይኣዘዝካ,ስኻ ከመይ,ሉ ጸጥ ይብል
ሕለፎ ንልበይ ብሞገስ ብግርማ
ኢየሱስ ንስኻ ንነፍሰይ ሰላማ
ካብ ያዕቆብ ጉድጓድ ተቐዳሕኩ ኣብዚሐ
ሎሚ ውን ጽሙእ የ መዓስ ሞ ረውየ
ዛራዪ ማይ ህይወት ንነፍሰይ ተተርክስ
ኣብ በረኻ ልበይ ንዘልኣለም ፍሰስ
❤🎉😢 nay lbey ketema zmari melakt yesmealna yhwateyy❤
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤amwn amen amen zmariw melaekty yesmalna xgu yeb❤zah❤a❤l❤k❤um❤ yewateye.❤❤🎉❤🎉❤🎉
Amen Amen Amen zmare melakit yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzhalkum daykon and zemari merhawi hawey
Amen amen a men ❤❤❤❤❤
አምላክ ቅዱሳን ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ንሕና ኣሕዋትኩም እዉን ሰሚዕና ናቤቱ ክንምራይ ይሓግዘና❤⛪⛪
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጋውን ይብዛላችሁ
❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ማራ ዓርከይ ብሉጽን ጽፍፉን ስራሕ ርግኣት ዘልዎ ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኩቡራት ኣሕዋትና ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ጥዕም ዝማሬ ❤❤❤
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥዑም መዝሙር ❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራን ኣሕዋት፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤❤❤
Amen zemare melaekti yesmalena ❤❤❤
❤❤❤❤ zmare mekaekt yesmealna brukatey❤❤❤❤
Amen Amen Amen zemare melakti yesmalen xegu yebzhalkum
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክቡራት እሕዋትና❤❤🎉🎉
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ብሩኻት ኣሕዋትና ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ክቡራት አሕዋትና ✝️💒❤️👏👏
🙏🙏🙏 qale hiwet yesmealna
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሉፃት
Amen zmare makti yesmalna❤❤❤❤❤❤❤
⛪🤲🤲🤲
⛪️ ⛪️ ⛪️ ❤❤❤❤
ምስጋናኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ
ዝማሬ መላአክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
❤❤❤zemer mlakti yesmalna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Zmare melakit ysmelina gitimi aba xhaflina bejakum❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤🎉🎉🎉🎉
❤❤
❤❤❤⛪️💐👏🙏🙏🙏
❤❤❤❤🎉🎉😮😮
its good job
ቃለ ህይወት የስመዐልና
Ellllll
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤💜🖤🖤💛💛💚💙💚🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼
💟💟💟💟💟💟💟💟💟💟
🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌼🌼🌼🌼🌼🍀🍀🍀🍀🍀🌻🌻🌻🌻🌻🌻
🌹🌹🌹🌹🌹🍀🍀🍀🍀🍀❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤