ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
I proud of you. You are smart young man keep it up . Please you will be visit to everywher all our tigray , we will see our rich culture and the peopls live. I love you so much :-*
አታይ ጋዘጣኛ በጣዕም ጅግና አዩ አስክ ተጋሩ አለን ዶ ለይክ ለይክ
ነዚ ጋዤጠጝ ዘይምዲናቅ አይካልን ብጣዓም ደሲ ዚብል አቀራሪባ ደሲ ባሀሊ ቀጺለሉ
ማራ እየ ዝፈትወካ ጋዜጠኛ ጀግና ኢካ ግና ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነ አለ ዓይነት እየ ዝፈትወኩም ልኩልኩሞ ቀፅልሉ ጥራሕ አሕዋተይ ደቂ ትግራይ
ዋውውውውውውውውው ደስ ክብለካ ንፉዕ ቀጽሎ.ስኪ ነዚ መደብ
ብጣዕሚ ንፉዕ ጋዜጠኛ ቀፅለሉ መንግሰቲ አብ ቅርሲ ምዕቃብ ፅዑቕ ጠመተ ይግበር.
ደቂ ዕጥቅ ሰንበት ዓዲ ጀጋኑ ኢሮብ ዝዓደይ❤❤😍😍😍
ዋይ ስደት ረሳሕ ዓደይ አማዓድየ ይርአኪ ለኩ እስቲ ከምዝ ከማይ አብ ስደት ዘለኩም አሕዋተይን አሐተይን ላይክ ሃቡኒ.. ሓሳብና ሰሚሩልና ናብ እንፍትወም ስድራና ብሰላም ይምለሰናካዓ 🙏🙏🙏💝💝💝💖💖💖❤️❤️❤️💕💕💕💕💕💕💕💕💕
Thanks more DW
Nice..I..See...Irop.....iam.fromIrop...thanks...From...U.S.A...
Nice
ኢሮብ ኣሰራርሓ ገዛውትኩም ፡ደስ ክብልል
በጣዕም
❤❤❤❤thanks
Way agomgikana, beyzakum ketsululu!!
ዋውውው ተወልደ ለገሰ ብጣዕሚ ንፉዕ ጋዜጠና ኢካ ቀፅለሉ
Proudly Tigrayan!
Betami betami zegerem bota eyu nab abba zewengeyel kemese enkeleku rieyo erope malet betami open air museum eyu ♥️
Great program 👌 this the way we can understand tigiray
thanks እስከ ካብዚ ናይ ኮረና ጭንቀት ቁርብ ንታሃደስ
Miss you erobey natey sitamir eko nafikeeeee adey
ናዓካ እና ል ፀዴና ማራ እየ ዝፈትወኩም ጀጋኑናናናናና
I am from ereatera i miss you erob no tigray love ኢሮብ deki saho
❤❤❤✋
thank you so much tewe.....
ካብቶም ብጣዕሚ ዘድንቆም professional ጋዜጠኛታት:: ሓሪፍ ዝኾነ ኣገላልጻን ኣተቃቅማ ቃላትን ዝጥቀም ብፍላይ ድማ እቲ ሃገርና ትግራይ ንምፍላጥ ድኻም ተጻዊርኩም እትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ የድንቀኩም:: ፊልም እና ድራማ ካብ ምርኣይ ሰሓባይ ታሪኻዊ ቦታታት ዓደይ ምርኣይ ክንደየናይ ከም ዘርከዓኒ ንምግላጽ ይሓጽረኒ... keep it up
እዚ ጋዜጠኛ ነተባባዓዮ ተጋሩዋይ ትግራይ ዓደይ ምድረ ገነት ሰላም ኩኑለይ ኢሮብ ዓዲ ግዕዝምን ማዓርን ተስፋ ኣለኒ ሓንቲ ማዓልቲ ኮሊለ ክሪኣ ቀደም ዓይጋ ዓሊተናየ ናትናያ ናትናየ ኢልና ንደርፍ ኔርና
ኢሮበታይ ደግ ህዝብ የአባቴ አገር I hope one Day I will visit Adi-Europ
❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ
ብሉፅ ጋዜጠኛ. 2ክፍል መደብካ. ዶንግካና ትፅብት በርትዑና ኣብቀረባ እዋን ከም ትምለሰና. ብዓልሙሉእ ተስፍ እየ
Here we go smart 👏👏❤️❤️
❤❤❤❤👍👍👍👍ኤርብ ደስ ባህል
eza wedi mara kief alewo girl friend tihilyo do tkewun fonka hizuni😃😃😃😃bzkone kexilelu hobez eka we respect you
ዋውውው ኢሮበቶት ካመይ ድዮም ሽኮራት
ተወልደ ለገሰ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነክብረካን ግን ኣብሰደት ዘለዉ ኣሕዋትና ድምጺ ክትኮነም ብትሕትና ይናገረካ ዝሓውይ ብዘይ ደቃ ክትኮረዕ ኣይትከልን ትግራይ ብዝተርፈ ከጽለሉ
Wawwww
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ጋዜጠኛ
እሰይእሺ ንኽተለካ አለና ምቁር ነብሲ ነገር ንበሩለይ ደቂታ ለዋህ መሬት
❤️❤️
ብጣዕሚ ክጽብቅ ናይ ወዲ ወረደ እባ ስደድልና ብጃኹም
wawwwwwww asay asayasayyyyyy🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍😍
ኣቲኹም ኢሳያስን ኾራኹሩን ዘይምነቀልኩምልና ግዳ እዞም ለያቡ ህግደፍ መርየት ዓጋመቶት ኢሮብ ክወሩ ልቦም ጠፊእዎም ሎምውን ከም ትማሊ ንመሽረፈትን ኣረጊት ኢሳያስን ናብ ትግራይና ዘወር ከይብሉ ንሕበር .. ጋዜጠኛ ማራ ኢኻ ጎበዝ ❤❤❤👏👏
Keep working on visiting 👍 tigiray village
ንፍዕ ጋዜጠኛ ብሓቂ ሰሓቢ ማራኪ ድምጺ አቃራርባ አለካ
2 ክፋል ዶንግኳና. ናይ ንፍዓትካ ምስጋናና ኣብ ቦቱኡ ከምዘሎ ክንሕብረካ ንፎቱ
ባዓል ቅጫ አታሕዛኻ ናይ'ውን ከይትውስኸኒ ፈርሐ ነይረ።
ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ
ብየማናይ ኢድካ ብላዕ
ኑፉዕ ጋዘጠኛ ቀጽለሉ
Tigray marey asey erob adey marey
gezay embey astawiskumni hidmo mis reaku
❤💛❤💛❤👍👍👍👍🙏
ፕርግራም ሳሆ ጀምሩ
ኣሎ እዩ ስሚዕካ ዘይትፈልጥ ኮይንካ እንበር
ኢሮብ ኢሮብ ኣይትበሉ ንሕጂ ተዘናግዕሉ ንጽባሕ ግን ዋና ኣለዋ ፈሰስ ፈሰስ ኣይትበሉ 📌
ከመይ ማለትካ እዩ
Samuel Michael ክላ ሕሱር ንስኩም ደኣ ዘይ ክትጃሃሩ እዩ መሬት ዝኣርበኩም
Hiጂ ኢዊን ኢሮብ ፍኪር miss you
ኻልኣይ ክፋል ተሎ በሉ ፍቕሪ ዝኾነ ህዝብን ፍቕሪ ዘትሕዝ ከባብን እዩ
It is unfortunate that there is no urban development. Roads, hospitals. Why is all this marginalization? Because they are only Erob.
ዋው ብሩክ ጥዑምት ቅጣ
እዚ ወዲ ኣነ ክፈትዎ መዓቴ ክእለት ኣለዎ ቀዛሕታ ንስኻ ክትሕዛ ኔርካ ንፉዕ ኢኻ።
ናይ ብሐቂ አብ ቀዛሕታ ዘሎ በጣዓም አሲልቻው ዚኮነ ዩ
@@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ entay.geyrukum bereket.ke.
የቀኒየልና
የቀንየልና ጋዜጤኛ ተወልደ ለገስ
ፈንቅል ፈናቂሉ ናብ ነብርኩምዎ
ሰላም ሰላም
ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ኩናማ ሳሆ ጀምሩ
❤❤❤❤
Tewyeye ketlelu btami kab zednko gazetena hade eyu
አሰይይ ትግራይ ዓደይ❤❤💛💛❤❤💪💪💪❤❤💛💛❤❤
Please mengisti Tigray nharesitot tsibuk gerikum raayu.
Irobettay eye gen quwanquwa ayk'elen. AdinaTanito - Negea - Yewo only I guess
I am from irob and i can speak irob good what i can help you guys what langoge you can tollk tigrgna or Amaharic?
@@ጓልእሮብኦሮባ ንገርየን
Yo driving like crazy? Safety first
You’re doing a wonderful job! But please use ትግርኛ songs for your soundtrack 🙏
Dw please please y we lesn music or wahcn history
ቦሎው ከለው መጠራ ኣበይ እዬ
Argolo is not tabya weratle, it is Tabya Aleitna
ፈነወ ቋንቋ ሳሆ ጀምሩ ንህዝቢ ኢሮብ ክጠቅሙ እንተ ሓሲብኩም ኢሮብ ዳይሎ ሳሆ ቋንቋ ዓርሳህ ናሕሳቦይ
እዚ ጋዜጠኛ ወዲ ቱርንጊ ሙኳኑ ትፈልጡ ዶ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ብዙሕ ዓይነት ሞያ አለካ ግን ከምቲ ክእለትካ አይሰራሕካሉን
እዚ ድዩ ወዲ ትሩንጉዋይ kkkk
@@ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ ewe ensu eyu kedem ab FM radio yeserih neyeru
Kotobakum abeles tederita terifa
❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ግን ሹፌር ነዳጅ ቀስ በሎ ዛላምበሳ ምስበፅሓ ዓድታት እናኣርኣየና ክከድ ነይርዋ እንበዓል👉 ሰማዝ ለምለም👉ምድርባ ፃዕዳ👉ሰበያ ከርእየና ነይርዎ ፓርቲ 2 ብተስፋ ክንፅበ ኢና ቀፅለሉ ብጣዕሚ ዘኩርዕ ስራሕ እዩ ጉሎምኻዳ ዘይፈልጥ ታሪኽ ዘይፈሊጥ እዩ
ኽፈ ዝልው ግዝይጥች ቅጽልልል
Abet getar zelo hezbina tsedet zebel tigergn eyom zezerebu ab ketama zelewu gen herfena meseluwom amhereherom
ጽድት ዝበለ ጽርይ ዝበለ
የቀንየልና ጋዜጠኛ ተወልደ ለገሰ ጋዜጠኛታት ድወት ብጣዕሚ ንፉዓት ኢኹም መብዛሕቲኹም።ኢሮቦቶቶ ጀጋኑ እዮም። ብባህሎም ብዓዶም ሕቡናት ሰብ ታሪኽሰብ ቅያ የቀንየልና።
ኣይ ራያ መንግስት ግን ል ራያ ስለ ምንታይ ኮን ዝጮቆነና
EZH KULU MAREAT BE JIGINA MEKILKAL ERITREA 🇪🇷 TETHEZU EYU KEBREN MOGESEN NE JIGINA SERAWETINA MOTE NE AGAME
ተካል ቃንቆኦም እንታይ ማለት እዩ እንዳ ሃወጽና ማለት ከ።
ሕቶ ትቕበሉ እንተ ኾይንኩም ንተከዘ ካብ መወዳእታ ናይ ትግራይን መጀምበርታ ናይ ትግራይን ተተላሉዩና ጽቡቅ ነይሩ
She geza tekone heyway aytmen tegrway kkkkk
Neskatm eikm zeysteimn
l love you Tagiry aidy
ሐሳዊ አጋሜ ፈትክን ከይፈተክን ክትለቃ ኢክን !!!
ብስንኪ ሕወሓት በለስ ወጀራት ነበረያ ነበረ ኮይኑ ተርፉ።ብስንኪ ብልፅግና ፓርቲ ከዓ ኑሮ ሕወሓት ኣብ ኣ/ኣ ....እንኳዕ ናይ እድኩም ረኸብኩም ኣቱም ሌባቡ።
Tegaru megbukum beles tray mkana da nfelt edina
Msknay tdngxe
merhawi ፡ሓውና እስካቱም ከ ኣይ ተጋሩ ዲኪም ወይስ ፡ተጋሩ ናይ ጥልያን ተረፍ ፡በላዕቲ ፓስቲኖ ክክክ
@ሰላም tube ኣብደኡ ፈልጥዎ
Merhawi Samuel ድብራይ
ክክክክክክክክ ናትኻ ከም ፀብሒ ደርሆ ምስ 10 እንቁላሊሓ ንጠቕላይ ሚንስቴር ዝቐርብ ምግብኹም በለስዶ አይኮነን እዩ?
I proud of you. You are smart young man keep it up . Please you will be visit to everywher all our tigray , we will see our rich culture and the peopls live. I love you so much :-*
አታይ ጋዘጣኛ በጣዕም ጅግና አዩ አስክ ተጋሩ አለን ዶ ለይክ ለይክ
ነዚ ጋዤጠጝ ዘይምዲናቅ አይካልን ብጣዓም ደሲ ዚብል አቀራሪባ ደሲ ባሀሊ ቀጺለሉ
ማራ እየ ዝፈትወካ ጋዜጠኛ ጀግና ኢካ ግና ጋዜጠኛታት ድምፂ ወያነ አለ ዓይነት እየ ዝፈትወኩም ልኩልኩሞ ቀፅልሉ ጥራሕ አሕዋተይ ደቂ ትግራይ
ዋውውውውውውውውው ደስ ክብለካ ንፉዕ ቀጽሎ.ስኪ ነዚ መደብ
ብጣዕሚ ንፉዕ ጋዜጠኛ ቀፅለሉ መንግሰቲ አብ ቅርሲ ምዕቃብ ፅዑቕ ጠመተ ይግበር.
ደቂ ዕጥቅ ሰንበት ዓዲ ጀጋኑ ኢሮብ ዝዓደይ❤❤😍😍😍
ዋይ ስደት ረሳሕ ዓደይ አማዓድየ ይርአኪ ለኩ እስቲ ከምዝ ከማይ አብ ስደት ዘለኩም አሕዋተይን አሐተይን ላይክ ሃቡኒ.. ሓሳብና ሰሚሩልና ናብ እንፍትወም ስድራና ብሰላም ይምለሰናካዓ 🙏🙏🙏💝💝💝💖💖💖❤️❤️❤️💕💕💕💕💕💕💕💕💕
Thanks more DW
Nice..I..See...Irop.....iam.from
Irop...thanks...From...U.S.A...
Nice
ኢሮብ ኣሰራርሓ ገዛውትኩም ፡ደስ ክብልል
በጣዕም
❤❤❤❤thanks
Way agomgikana, beyzakum ketsululu!!
ዋውውው ተወልደ ለገሰ ብጣዕሚ ንፉዕ ጋዜጠና ኢካ ቀፅለሉ
Proudly Tigrayan!
Betami betami zegerem bota eyu nab abba zewengeyel kemese enkeleku rieyo erope malet betami open air museum eyu ♥️
Great program 👌 this the way we can understand tigiray
thanks እስከ ካብዚ ናይ ኮረና ጭንቀት ቁርብ ንታሃደስ
Miss you erobey natey sitamir eko nafikeeeee adey
ናዓካ እና ል ፀዴና ማራ እየ ዝፈትወኩም ጀጋኑናናናናና
I am from ereatera i miss you erob no tigray love ኢሮብ deki saho
❤❤❤✋
thank you so much tewe.....
ካብቶም ብጣዕሚ ዘድንቆም professional ጋዜጠኛታት:: ሓሪፍ ዝኾነ ኣገላልጻን ኣተቃቅማ ቃላትን ዝጥቀም ብፍላይ ድማ እቲ ሃገርና ትግራይ ንምፍላጥ ድኻም ተጻዊርኩም እትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ የድንቀኩም:: ፊልም እና ድራማ ካብ ምርኣይ ሰሓባይ ታሪኻዊ ቦታታት ዓደይ ምርኣይ ክንደየናይ ከም ዘርከዓኒ ንምግላጽ ይሓጽረኒ... keep it up
እዚ ጋዜጠኛ ነተባባዓዮ ተጋሩዋይ ትግራይ ዓደይ ምድረ ገነት ሰላም ኩኑለይ ኢሮብ ዓዲ ግዕዝምን ማዓርን ተስፋ ኣለኒ ሓንቲ ማዓልቲ ኮሊለ ክሪኣ ቀደም ዓይጋ ዓሊተናየ ናትናያ ናትናየ ኢልና ንደርፍ ኔርና
ኢሮበታይ ደግ ህዝብ የአባቴ አገር
I hope one Day I will visit Adi-Europ
❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ
ብሉፅ ጋዜጠኛ. 2ክፍል መደብካ. ዶንግካና ትፅብት በርትዑና ኣብቀረባ እዋን ከም ትምለሰና. ብዓልሙሉእ ተስፍ እየ
Here we go smart 👏👏❤️❤️
❤❤❤❤👍👍👍👍ኤርብ ደስ ባህል
eza wedi mara kief alewo girl friend tihilyo do tkewun fonka hizuni😃😃😃😃bzkone kexilelu hobez eka we respect you
ዋውውው ኢሮበቶት ካመይ ድዮም ሽኮራት
ተወልደ ለገሰ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነክብረካን ግን ኣብሰደት ዘለዉ ኣሕዋትና ድምጺ ክትኮነም ብትሕትና ይናገረካ ዝሓውይ ብዘይ ደቃ ክትኮረዕ ኣይትከልን ትግራይ ብዝተርፈ ከጽለሉ
Wawwww
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ጋዜጠኛ
እሰይእሺ ንኽተለካ አለና ምቁር ነብሲ ነገር ንበሩለይ ደቂታ ለዋህ መሬት
❤️❤️
ብጣዕሚ ክጽብቅ ናይ ወዲ ወረደ እባ ስደድልና ብጃኹም
wawwwwwww asay asayasayyyyyy🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍😍😍
ኣቲኹም ኢሳያስን ኾራኹሩን ዘይምነቀልኩምልና ግዳ እዞም ለያቡ ህግደፍ መርየት ዓጋመቶት ኢሮብ ክወሩ ልቦም ጠፊእዎም ሎምውን ከም ትማሊ ንመሽረፈትን ኣረጊት ኢሳያስን ናብ ትግራይና ዘወር ከይብሉ ንሕበር .. ጋዜጠኛ ማራ ኢኻ ጎበዝ ❤❤❤👏👏
Keep working on visiting 👍 tigiray village
ንፍዕ ጋዜጠኛ ብሓቂ ሰሓቢ ማራኪ ድምጺ አቃራርባ አለካ
2 ክፋል ዶንግኳና. ናይ ንፍዓትካ ምስጋናና ኣብ ቦቱኡ ከምዘሎ ክንሕብረካ ንፎቱ
ባዓል ቅጫ አታሕዛኻ ናይ'ውን ከይትውስኸኒ ፈርሐ ነይረ።
ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ
ብየማናይ ኢድካ ብላዕ
ኑፉዕ ጋዘጠኛ ቀጽለሉ
Tigray marey asey erob adey marey
gezay embey astawiskumni hidmo mis reaku
❤💛❤💛❤👍👍👍👍🙏
ፕርግራም ሳሆ ጀምሩ
ኣሎ እዩ ስሚዕካ ዘይትፈልጥ ኮይንካ እንበር
ኢሮብ ኢሮብ ኣይትበሉ ንሕጂ ተዘናግዕሉ ንጽባሕ ግን ዋና ኣለዋ ፈሰስ ፈሰስ ኣይትበሉ 📌
ከመይ ማለትካ እዩ
Samuel Michael ክላ ሕሱር ንስኩም ደኣ ዘይ ክትጃሃሩ እዩ መሬት ዝኣርበኩም
Hiጂ ኢዊን ኢሮብ ፍኪር miss you
ኻልኣይ ክፋል ተሎ በሉ ፍቕሪ ዝኾነ ህዝብን ፍቕሪ ዘትሕዝ ከባብን እዩ
It is unfortunate that there is no urban development. Roads, hospitals. Why is all this marginalization? Because they are only Erob.
ዋው ብሩክ ጥዑምት ቅጣ
እዚ ወዲ ኣነ ክፈትዎ መዓቴ ክእለት ኣለዎ ቀዛሕታ ንስኻ ክትሕዛ ኔርካ ንፉዕ ኢኻ።
ናይ ብሐቂ አብ ቀዛሕታ ዘሎ በጣዓም አሲልቻው ዚኮነ ዩ
@@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ entay.geyrukum bereket.ke.
የቀኒየልና
የቀንየልና ጋዜጤኛ ተወልደ ለገስ
ፈንቅል ፈናቂሉ ናብ ነብርኩምዎ
ሰላም ሰላም
ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ኩናማ ሳሆ ጀምሩ
❤❤❤❤
Tewyeye ketlelu btami kab zednko gazetena hade eyu
አሰይይ ትግራይ ዓደይ❤❤💛💛❤❤💪💪💪❤❤💛💛❤❤
Please mengisti Tigray nharesitot tsibuk gerikum raayu.
Irobettay eye gen quwanquwa ayk'elen. AdinaTanito - Negea - Yewo only I guess
I am from irob and i can speak irob good what i can help you guys what langoge you can tollk tigrgna or Amaharic?
@@ጓልእሮብኦሮባ ንገርየን
Yo driving like crazy? Safety first
You’re doing a wonderful job! But please use ትግርኛ songs for your soundtrack 🙏
Dw please please y we lesn music or wahcn history
ቦሎው ከለው መጠራ ኣበይ እዬ
Argolo is not tabya weratle, it is Tabya Aleitna
ፈነወ ቋንቋ ሳሆ ጀምሩ ንህዝቢ ኢሮብ ክጠቅሙ እንተ ሓሲብኩም
ኢሮብ ዳይሎ ሳሆ ቋንቋ ዓርሳህ ናሕሳቦይ