Jstudio ~| እስራኤል ሎሚ ዓቢ ዕንወት ፈጺማ። ዘደንቕ ስልቲ ሞሳድ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 31

  • @Bini-e8v
    @Bini-e8v หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኻ ፡ካብዛ ዘቅረብካያ ጽቡቅ ኣሎኻ ታሪክ ምሓሙድ ሓምጃሪን የሓያ ዓያሽን 👍

  • @dudy8366
    @dudy8366 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @fisaha434kidanekidane4
    @fisaha434kidanekidane4 หลายเดือนก่อน +2

    እስራኤል❤❤❤❤❤❤

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome j studio Andemariam

  • @محمدالمهدلي-ظ6ل
    @محمدالمهدلي-ظ6ل หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @sebeynatey9126
    @sebeynatey9126 หลายเดือนก่อน +3

    አስራኤል ዓደይ ጸባ ስተዪ ጸባ ኣሲትክና ቪቫ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @0mohammed703
    @0mohammed703 หลายเดือนก่อน

    God bless tigray... Tigray tisEer. (almost all the commentators here are deQi Adatna Tigaru)

  • @mussiemehari5482
    @mussiemehari5482 หลายเดือนก่อน +1

    God bless Israel

  • @tesfamichaelfshaye4265
    @tesfamichaelfshaye4265 หลายเดือนก่อน

    ደጊም ሞባይል ንሰብ ከምዘይ ኣድልያ ፣ እስራኤል ንዔለም ገሊጻትላ ፣

  • @htsstudioHtskafna
    @htsstudioHtskafna หลายเดือนก่อน

    Viva Israel.... 👍👍

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 หลายเดือนก่อน +1

    Viva Israel 🇮🇱 ❤ ♥ God bless 🙌 🙏 ❤ Israel.

  • @DejenHabtay-b2r
    @DejenHabtay-b2r หลายเดือนก่อน

    Israel ❤❤❤❤❤ win

  • @MuluGermay
    @MuluGermay หลายเดือนก่อน

    😢ከም ሎማዓንቲ አቀጥቂጣ አይትፈልጥን

  • @michaelweldemicheal5081
    @michaelweldemicheal5081 หลายเดือนก่อน +2

    Israel ንዘላኣለም ትንበር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ኣንጻር እዞም ሸይጣውን ሕጂ ኤሮጳ ከማን ምስ israel ክከኑ እዮም

  • @embasoyrafenqil6575
    @embasoyrafenqil6575 หลายเดือนก่อน

    Huti Yemen 🇾🇪 one day .

  • @SamsomSami-r4t
    @SamsomSami-r4t หลายเดือนก่อน

    Israel. Bnbrun. Zynbrun. Gra koxtirtom. :🔌🌠😮😮😮

  • @frezgi1356
    @frezgi1356 หลายเดือนก่อน

    hji grm

  • @Bini-e8v
    @Bini-e8v หลายเดือนก่อน

    ቀኒስኻዮ ኣስተኻክሎ ፡ 5ሺሕ እዮም ወተሃደራት ህዝቡላ ተፈንጂሮም ።

  • @Bini-e8v
    @Bini-e8v หลายเดือนก่อน

    ወተሃደራዊ ቴለፎን መራኸቢ ብምኳኑ ፡ኩሎም ህዝቡላ አካየድቲ ሽበራ እዮም ሞትን መቁረጽትን ስንክልናን ዘጋጠመ ፡

  • @abrnyiosasfha7698
    @abrnyiosasfha7698 หลายเดือนก่อน

    esril ketbel mekeraka beleka kendi kelbom keman aykosrkan kkkkk

  • @AWELKER6542
    @AWELKER6542 หลายเดือนก่อน

    እታ ሽበራዊ ቃል ትብል እለያ ።ሊባኖሳዊያን ሽበራውያን ኣይኮኑን። ዘረባኻ የዕሪ።እስራኤ ኣሽሓት ሰልማዊያን ሰባት እንዳ ኣጥፈአት ሽበራዊ ቃል ትብል ተጠቂምካ ኣይትፈልጥን ኢኻ፡ ብዝኾነ ግን ደሓን ዓለም እብቲ መጀመርታ እያ እስራኤል ኣዳናጊራታ እምበር ሕጂስ ቀስብቀስ ግበር ሽበራ መን ሙኻኑስ ተፈሊጡ እዩ።እስራል ኣብዚ ሕጂ ሰዓት እዚ ንኣመሪካ ኣሚና ዓለም ተናውጽ ኣላ ፡ኢራን እንድሕር ደኣ ኣቶም ቦምብ ወኒና ግን እስራኤል ጠባይ ክትገብር እያ።እመነኒ ይብለካ እለኹ ግዜ ክቕየር እዩ።ነዊሕ ኣይኮነን ግዜ ክቕየር እዩ። ሩስያ እንድሕር ምስ ኣመሪካ ናይ ምጨርስታ ተቖጢዓ ፡ንኢራን ኣቶም ቦም ክተዕጥቃ እያ፡ ብድሕሪኡ ዓለም ሰላም ክትረክብ እያ ።እዚ ናተይ ኢልካ ተጸበዮ።

    • @SimonSultan-i8m
      @SimonSultan-i8m หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂

    • @bahlbtesfalem5905
      @bahlbtesfalem5905 หลายเดือนก่อน

      ክክክክክ ሕልሚ ደርሆ 360 ዲግሪ ተጸበይኒ ዝበለቶ ኢራን ደኣ ኣበይ ኣሎ እዞም እኩያት ኣዕራብ ኣብ ማይ ከምዘኣተወት ኣንጭዋ ኮይነን ኣለዋ እንተክኢልካ ኪድ ሓግዘን

    • @AWELKER6542
      @AWELKER6542 หลายเดือนก่อน

      ​​​​@@bahlbtesfalem5905 ኩናት ጽቡቅ ኣይኮነ ኣብዚ ኹናት እዚ ብዙሓት ሰለማውያን ኣይሁዳውይን ክጠፍኡ እዮም፡ከምኡውን ሰልማውያን ሊባኖሳውያን፡ህዝቡላህ ከም ሓማስ ከይ መስለካ ኣዝዩ ገዚፍ ዝኾነ ሓይሊ ኣለዎ ሰርዊት ውን ክሳብ 3000000 ብውሕድ ኣለዎ። ምስ እስራኤል ዝዳረግ ሓይሊ ኣጽዋርት እዩ ዘለዎ። እስራኤል ኣብ መወዳእታ 70ዓታት ዓመተ ምህረት ኣብ ሊባኖስ መርየት ሊባኖስ ጎቢጣ ሒዛ ኔራ እያ እንተኮነግን ህዝቡላህ ኣብ 1982 ካብ መርየት ሊባኖስ ጸሪጉ እዩ ኣውጺእዋ፡ኣብ 2006 ውን ካልኣይ ግዜ ውን ኩናት ጌሮም ኔሮም እዮም፡ እንተኾነ ግን ብሞንገኝት ተዛዚሙ እስራኤል ሓንቲ ስድሪ መሬት ሊባኖስ ኣይ ሓዘትን፡ሕጂ ውን 3ይ ግዜ ክትፍትን እያ ትመስል ግዜ ግን ክምልሶ እዩ። እቲ ዝገርም ነዚ ኹናት ህዝቢ እስራኤል ኣይደልዮን እዩ፡ስርዓት ነታንያሁ ጥራሕ እዩ ዝደልዮ ነዚ ኹናት፡መታን ካብ ውሽጣዊ ጸቅጢ ክገላገል።በዓል ክማኻ ደናቑር ከኣ ንኹናት ብኣካል ዘይሳትፍዎ ክንሶም ብሞት ሰልማዊ ህዝቢ ግን 😢 ትላገጹ።

    • @biniamokbe8238
      @biniamokbe8238 หลายเดือนก่อน

      Hizbulah gibreshibera eu .

    • @AWELKER6542
      @AWELKER6542 หลายเดือนก่อน

      ​@@biniamokbe8238 ክክክክክክክ ዓጋመ😂😂😂 ትግራይ ሕማቅ ኣላ ዜና ተካታተል ብዛዕባ ዓድኻ ጽቡቕ ጌርካ ንቅድም።