Brother Magyy , really admire you for all the hard work overall try to make peace with the Eritrean people and Tigray people and the all Ethiopian people, I like the suggestion you gave as a young man now we tried to introduce TH-cam to the rest of young Tegai people. This is a plus God bless you you are the man of the year.
ናይዚ ስልጠና ተሳተፍቲ ኽትኮኑ ትደልዩ ብዚ ስልኪ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም👇
0962626272
Ok
@@maggyshow እሺ ማግየይ
አሺ ማጊተይ❤
ብonlen ከ ykeal do ykon
ደምሪኒ❤🎉
ማጊዋይ የኔ ጠንካራ መሊሰ ፍትውውው ኣቢለካ❤🎉
2000,k ንምለእያ ያላ ሕቡሸይ❤
ደምርኒ መዓረይ🎉🎉
@@MashoGalber ደምርኒ ሓፍተይ 🥰
@@ክነፈርግብቲቪ-KNEFERGBTV ናዓይ ዉን ደምራኒ ቆናጁ🎉🎉
ደምሪኒ ጀመርት አየዋ❤🎉
@@LemLe-t7iድሕሪ 24 ሰዓት ክድምረኪን .አየ ንኵልከን እብ ከሞት ፅሓፉለይ 🤲🤲
ኣቦኻ ግን ኣመስግኖ ጠንካራ ኽትኮን ገይሩካ
❤❤❤❤❤
ደምርኒ መዓረይ 🎉
@@MashoGalber demireki
Niski ewun demrni
ደሙሩኒ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤
Demreni
@zaydaZeray ደሚረኪ ደምርኒ
ካብ ውድቀት ብዙሕ አኻ ትምሃር ብጣዕሚ ገበዝ አኻ ቀጽሎ ዝ ሓወይ🎉❤❤🇪🇷🇪🇷
እወ ደምርኒ
@@ሜሪጓልካናዳ ደምርኒ ሓፍተይ
@@TesfaXbah1 መልሲ
@@ሜሪጓልካናዳtay malet eyu demrneni ab comment kemu zxhfu sebat bzuhat rie aleku
ክክክክ ገሪሙና ኮ ብደምሩና ተረብሽና ሳብስክራይብ ይመስለኒ😂😂
ጅግና ኢካ ኣድናቂትካ እየ እቶም ኣበይ ከይበፅሕ ኢሎም ዝረአዩካ ሰባት ኣብዚ ደርጃ በፂሕካ ምልኣይካ ጅግና ኢካ❤
@@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ ደምርኒ
ገረም ዝበለኒ ነገር ብወላደካ ግን ብጣዕሚ አካ ጀግና ማጊየይ ኣጀካ ኣብ ጎነካ ኣለና ደማ ኣብ ቀረባ ውን200Kክንእተወካ እና💪🥰
ደምርኒ ማዓረይ🎉
መልስ❤🎉
ዶሙርኒ ንማጊ ሽው ልትፎትዩ ከትሓልፍኒ😢
ናዓይ እውን ከይትሓልፍኒ🙏
ደምረክ ደምርን❤
እሺ ቢዶ ናረእክን ደመራ ኣነ ከምኡ የ ዝገብር ላይክ እውን ኣትረሳዓ
@@sinduTube-jtqv19 ደመርኒ ክምልስ እየ
@sinduTube-jtqv19 እሺ ቢዶ ረኣይለይ
ንፉዓት ናይ በሓቂ ከምዚ ገርኩም ንዑ ምሳና ሓቢርኩም ዕበዩ ምባልኩም ክትድነቑ ይግበኣኩም
ደመርኒ
@@Brzaf21GeBremeskelመልሲ ማዓረይ🎉
ደምርኒ@@Brzaf21GeBremeskel
ማጊተይ ጠንካራ እንካዕ ዝኩሉ ከርተት ኢልካ ዓቢካ ፈረፃማእካ ረኣካ በሊሕ ባዓል ነዊሕ ራኢ ኣበ ዝበለፀ ደረጃ የብፅሕካ🎉🎉❤❤
ደምርኒ መዓረይ❤
@@merizetewahdotigray1758 ደምርኒ ሃፍተይ🥰
ደምሪኒ❤🎉
@@LemLe-t7i ደሚረኪ ደምርኒ ሃፍተይ 🥰🥰🥰
በርትዕ
ከማኻ ዝበለ የብዛሓዮ መኣርገይ ለባም ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ የኔ ውድ❤🙏🏻❤
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉
ጎበዛት ጠንካራ መንእሰይ ልምፍጣር ምስቲ ኩነታት ውን ዕድል ስራሕ ፀዕንቶ ምፍጣር ወን ዩ❤❤
ማጊዋይ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢካ እና ፋዘርካ እባ ኣምፀኣልና ንሓቶም ኣንሕና ለ ❤❤
ደምርኒ ወለላይ 🎉🎉🎉🎉
ብሂወት የለን😢😮😮
ብቐዳምነት በታ ቋንቋ ኣዴኻ መኽፈት ልሳንካ ብዘይ ሰገጥ ብምልኣት ልቢ ከይተሰከፍካ ብምዝራብካ ኣዚኻ ጻዕረኛን ኣርኣያ ክትከውን እትኽእል ፍጥረት ኢኻ። ኣድኒቐካ። እንተ እቲ ኣቦ እትብሎ ዘሎኻ ግን ኣቦይ ኣይግበሮ። ወላዲ'ኳ ክትብሎ ኣዝዩ የሰከፈካ። እንተ ንስኻ ግን ነቲ ኩሉ ዓቐብ ወጺእካ ኣብ ኣምላኽካን ጉልበትካን ተመርኲስካ ጉዕዞ ምድረ-በዳ ሂወት ዝተሳገርካ ትመስል። ድሕር ደጊም ንድሕሪ የልቦን ኣጆኻ ንቕድሚት ' ብጥንቃቐ ' መርሽ። " ልተደርበኹ ስብየ " ኣይትበል ሰብ ደርቢዩካ ኣምላኽ ግን ኣይድርብየካን'ዩ። ' ናይ ሰብ ነገር !'
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉🎉
ማጊተይ ካብቶም ጠንካራታት መናእሰይ ሓደ
ኢኻ ናየ ጅግና dear respect❤😊
100k ነብጸሓዮ ብሩካት✊🥳
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤🎉🎉🎉
ማጊ ሓወይ ብጣዕሚ ትገርም መንእሰይ ኢኻ ብሓቂ ካባካ ብዙሕ ክንማሃር ኢና ፈጣሪ ካብዚ ንላዕሊ ዓወትን ክብርን ይሃብካ❤🎉
ሽግር ብጣዕሚ እዩ ለጠንክር ብተግባርለ ሪኢካዮ ጅግና ኢካ ዝሓወይ ጠንክር
ደምርኒ መዓረይ❤
@ እሺ ውዴ
@@Meri.2146 😍
ደሙሩኒ ጎተተይ❤
ደምርኒ❤
ማጊ በሓቂ ፀገሙ ዘይርስዕ ሰብ ክፍቲ መዓት. እና እንካዕ ላብዚ ደርጃ እዚ በፀሓካ ዘሓዎይ. ኣብ ዝለዓለ ደርጃ የብፅሕካ
እንካዕ ሓላፍልካ❤❤❤
ኣነለ ሰኣን ልገዛ ክራይ ልዲብዛ. ክብል ገዲፎዮ ልስደት ዎፂአ
ግን ተመስገን ኣምላክ ጥዕና ዘሃብካኒ❤❤ይብል❤❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤
Magiye natey anbesa mejemerya gn nboka amesgno tnkara ktkon gerka eyu ena tsegem halafay eyu ena nhnam abgonka ena nskam nana degfena ab kereba ewn 200k 🎉🎉🎉 tetsebe ....((ልኣናም ላይክ ባ ግበሩና ኣሕዋተይ 👍👍👍))
ማግየ ካባኻ ክንደይ ተማሂረ ብጣዕሚ ኢኻ ጠካራ በእውነት❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ ማዓረይ🎉
ማጊ ለባም ዓብይ ሰብ ❤እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልካ ካብዚ ንላዕሊ ጎበዝ
ደምርኒ ወለላይ ❤❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ እሽኒ ዛምበይተይ
Maggy bruk nay hiwet jegna keep going broye❤❤
ማጊየ ቁኑዕ ሰብ እካ ብሓቂ ምክንያትስ ንብዓልካ ተጠቅምካስ ናይ ሰብ ፅብቅ ትደል እካ ከምኡ ዝበለ ካዓ ይዕወት እዩ ብሓቅ መራኣያ ኢካ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ደምርኒ ወለላይ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ጀግና ኢካ ናይ ብሓቂ ❤❤❤ ወዲቅካ ምትሳእ ከም ዘሉ ካባካ ተማሂረ❤❤
ደምርኒ እባ❤
ማዓርገይ ጅግና ንፈትወካ ኢና ጠንካራ ጎበዝ ኢካ ቀፅሎ ዝሓወይ ❤❤❤🎉🎉🎉
ማጊዋይ ጅግና ❤❤❤❤
Brother Magyy , really admire you for all the hard work overall try to make peace with the Eritrean people and Tigray people and the all Ethiopian people, I like the suggestion you gave as a young man now we tried to introduce TH-cam to the rest of young Tegai people. This is a plus God bless you you are the man of the year.
ንፍዘርካ አመስግኖ ብሮ ንፅቡቅካ ኾይኑ እዪ ጀጋና ብጣዓሚ😔🥰
ደምርኒ ክብረተይ 🎉❤❤❤❤❤
ልፃዓረ ኩሉስ ይፍጠረሉ ማጊየይ እንኳዕ ደስበለካ እግዝኣብሔር ኣምላክ ይሓሊካ😘🥰
አብ ቀረባ እዋን200k ማጊ ጅግና😘😍❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ
ማግዋይ ጠንካራ ሽግር መጠንከሪ እዪ 👌❤❤❤
ንፋዓት ናይ ብሓቂ ከምዚ ገርኩም ንዑ ምሳና ሓቢርኩም ዕበዩ ማለት ብጣዕሚ ፅብቅ
መጀመሪያ ላይክ ባዕለ😂😊
ደምረኒ🎉
ደምርን❤😂
ደምሪኒ❤🎉
ኢለኪ መልሲ@@zewduzewduzewduzewdu-k2q
@sinduኢለኪ መልሲTube-jtqv19
ማግየይ ጀግና ዐደመና ጥዕና ይህብካ ፍጣር❤❤❤🎉🙏
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ዝገርም ማጊ ሓውና መምህር መንገዲ ኢኻ ኣነ ደሞ ሐዚ ከፊተ ኣለኹ በዚኣ እናኣተኹም ርኢኹም ኣተባብዑኒ የሕዋተይ መዓረይ ተጋሩዋይ ሰሰናዩ ንዓኹም ሰናይ ናይ ዘመን ስራሕ ይግበረልና ንኹላትና ❤❤❤1:30
መልሲ
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢካ
ደምርኒ
ብራዘረይ ቆንጆ ይመቸካ❤🎉
ደምረኒ
say thank for your father he gives you the way of bright to success
Seb elama tesfa zey mikuratsika kebareka entelo aboka🎉🎉🎉🎉🎉enkuae des beleka jigna🎉
Maggy Ajuka 😢😢😢 ጸላኢካ ይደርበ 🥺
ማጊተይ❤❤
Derni
መንኣሰያትና ከምዚ እይልኩም ሓቢርኩም ተሓጋጊዝኩም ኣብ ዓድኩም ሰሪሕኩም ዕበዩ
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤
ሐዚለ በርትዒ መዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ ወለላይ❤
ማግየ ብልፅ ሓወይ♥️♥️
Wawwww Nayebuhaqe 🎉🎉🎉qexelewe GOOd ❤🎉
እግዚአብሔር ድማ ምስ እቲ ውፅዕ እዩ ማጉዋይ ኣጆኻ
Maggi shikor qexelo gigna 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
congratulations🎉 magi I'm so proud of you brother
ጎተዋይ❤❤❤
ብጣዕሚ ፅብቅ ጀማሩ እዩ
ደምርኒ ወለላይ❤
ዋውውው ማጊ❤❤
ብሓቂ ጠንካራ እካ ማጊዬ 💖💖💖💋❤️❤️🥰💘💘💘💘💘💘😊
ደምሪኒ❤🎉
@@LemLe-t7iድምርኒ እሺ
ደምርኒ
@@RgbeTewelmedhn አሺ ዝያደይ🙏💞
ማግዋ ብጣዕሚ ዓውይ ትምህርቲ እዩ ይግበኣካ እዩ❤❤
ማርያምን ማጊ ሓወይ ንስኻ ጥራይ ብዛዕባ ክፍሊት ተዛሪብኻ አምበር ሓንቲ ኣይዛረቡን ኢዮም ኔሮም አቲኦም ኻልኦት ግልጽነትኻ ፈትዮዮ ኣምላኽ ወሲኹ ይሃብካ ዝሓወይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉❤❤❤
Abzia natey sabiscirb gberuley burukatey 🙏🙏🙏
ጠንካራ ማጊዋይ
ደምርኒ እባ ወለላይ
ልገርም መክፈቲ ኔሩ ሓሪፍ ሓሳብ እዩ ተመዝገቡ ሰልጥኑ🤝
ጎበዛት በርትኡ ናንባዕልኩም ተሐጋገዙ ፅብቅ ሐሳብ
ጠንካራ መርኣያ መንእሳያት ❤
ደምርኒ ወለላይ❤
ጅግና ኢኻ ብጣዕሚ ዝሓወይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ከማኻ ዝበለ ቅኑዑን ሓቀኛን የብዝሐልና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ዓብ ጽቡቅ ደረጃ የብጽሕካ
ደምርኒ ወለላይ❤
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ቀፀለሎ ማዓረይ
ደስ ዝብል ምድላው,ዩ።
ደምሩኒ
Wow Bravo God bless you 🙏🙏🙏🙏🙏❤
ማጊ❤🎉
ደምርኒ ወለላይ❤
ማጌ ጅግና🎉❤
ደምርኒ ወለላይ❤
ደምርኒ ወለላይ❤
Keep going bro🎉🎉❤
ደሙሩኒ ተጋርዋይ ፈቃራት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
እሺ ደምርኒ
(2000,k ማጊ ጅግና ነበረተዓየ ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰💪💪💪💪
የኔ ጀግና ❤❤
ደምርኒ
ብጣዕም ጣንካራ❤
Btaemi tsbuk tesfa eyu deki adey🙏💊❤
ማጊየ ምዓረይ ዕድመ ጥዕና ፈጣር❤🤲
ደምርኒ ወለላይ❤
Tselaeka yderbey zahawey maggy
ማጊየ ምዓረይዕድመ ጥዕናፈጣር💕🙏❤
ደምርኒ ወለላይ❤
ማርያምን ትብል ግን ምዓዝ ኢኻ ክትገድፋ ክቡር ሓወይ ማጊ ሽም ቅዱሳን ብኸንቱ ኣይተልዕል ዝብል ትእዛዝ ኣሎ ሞ ክትገድፋ መኩር 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጅግና ኢኻ ሺ
❤❤❤❤❤❤ቀፅሉ ኣጆካ ማዓረይ
የኔ ማር ናየይ ድያ ክትብል ከለካ ከብደይ ገለ እልኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 እንካዕ ደስ በለካ ማጊተይ❤❤❤❤❤
ደምርኒ ወለላይ❤
ማጊዋይ የኔ ጠንካራ🥰♥️ ደሙሩን እባ ተጋሩዋይ🤲🥰
ደምርኒ ወለላይ❤
ማጊጀግናየ❤❤❤❤🎉🎉
Maggy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bravo 🎉❤Maggy 🎉🎉
wow ማጊተይ ጅግና❤😊
ይመችኻ ማጊ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ ወለላይ❤
መጊ ብጣዕሚ 27:01 ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ካብኡ ንዓድዋ ኣኩሱም ከ መኣዝ ኢኩም ትመፁ
Magi hawey zmzgeba ksab meaz eyu kremti temhru dikum
ማግዋይ የኔ🍫
ደምሪኒ❤❤🎉
Magi ke hulum titorat betam madenkh ena makeh ante neh demo tilik sew neh egzabher ewuketu yichemerlih Berta
ማጊየይ ደስ ባሃሊ ቀፅለሉ ኣምላክ ያሓግዝኩም መንኣሰይና ዝቅየርሉ ይኩን ኣነ ይቱብ ይፈቲ እየ ክካፍት ዶሞ ሑቡሸይ ሸር ቶብሉኒ ገዛ ሳሓቅ ከይዱ ድዩ ዓዱ ለባመይ❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤
ማጊተይ ለባም🎉🎉🎉🎉
ኣበይ ቦታ ኣዩ ከኣሕዋተይ በይዛኹም ሓቡሩን
Waw Maggy bravo💙💙💙
መግ ልባም አብሽር አነውን ወደይ ተሰልጡንለይ ይደል እየ ሞ ከመይ ገይረ ክረክበካ ናብ ራያ ከ ትኮዱ ዶ❤
ዶሙርኒ ተጋርዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ደምርኒ በሊ
ንፉዕ ኣብነታዊ መንእሰይ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ፡ ንሕና ከኣ ካብ ድቃስና ንበራበር ሕቡሸይ ንዝሰርሕ ከነተባብዕ እምበር ክንሕስድ የብልናን ዌክኣፕ❤
ደምርኒ ወለላይ❤
Etom ab adarash dabista gerom zelewu kk
0:49 maggy ለባም❤
❤❤❤ማጊ
Margaret, weday, please thank your father because he made you think twice what he did made you strong.🎉🎉🎉🎉🎉
ምሰ ኣተካ ይቱብ ክትከፍተለይ ኢካ ማጊ ሓወይ❤❤❤
ጠያቂው ግን ግምገማ አደረገው እኮ