አብ ዓባይ ሰበይቲ ትስራሓ ካበይ ትማሃራ😢😭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 294

  • @SdKn-z2b
    @SdKn-z2b 12 วันที่ผ่านมา +67

    እግዚአብሔር አምላኽ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ደቂ እመብርሃነይ ብስም አምላከይ ደምራኒ ክምልስ. እየ

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 12 วันที่ผ่านมา +1

      መልሲ❤🎉

    • @Geni5e7p
      @Geni5e7p 12 วันที่ผ่านมา

      አሜን ❤❤❤ናዓይለ ደምራኒ

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR 12 วันที่ผ่านมา +1

      ኣሜን❤እሺ❤

    • @Oppoa18-g6p
      @Oppoa18-g6p 12 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርና ደሚሪናኪ ኢና ዋኢ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 วันที่ผ่านมา

      ደምረን መዓረይ🎉❤​@@Geni5e7p

  • @ساراع-ص1ث
    @ساراع-ص1ث 12 วันที่ผ่านมา +30

    ኣጀኽ ማዓረይ ንፎልጦ እና ናይዝ ዓድ ሰራሕ ማርያምን እፉፉፉ ማኣዝ እዩ ዝሓልፈልና ኣብ ሰደት ወድእናዮ ዕድመና 😢😢😢

  • @fananohomi5597
    @fananohomi5597 12 วันที่ผ่านมา +11

    አብራሃ ወሃፅባሃ ይባሃሉ ማዓረይ ሰላሴ ኣይኮኒ ሓለውትኪ ዩኩኑ

  • @mona4633
    @mona4633 6 วันที่ผ่านมา

    ዕድለኛ ኢያ ከማኺ ብርኽቲ ኣላይት ዝነበረታ። ኣጆኺ ዝሓፍተይ እግዚኣብሄር ዝሓሸ ስራሕ ይፍጠረልኪ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SAl-w4i
    @SAl-w4i 12 วันที่ผ่านมา +5

    እግዛቢሄር ምሳኪ የኩን ወለላይ ኣድናቅትኪ እየ ብጣዓሚ እየዉን ዝፈትወኪ

  • @ፅላልወይኒ-i8e5e
    @ፅላልወይኒ-i8e5e 12 วันที่ผ่านมา +19

    አረ ኣሕዋተይ ነብሰክን ዝዉፅዕ ሰራሕ ኣይትሰርሓ ተመልሰና ሓምምና ተደቅሰና ድዩ ዝሐሸና ወይለከ ልዕል ኩሉ ነብሰና ነከባክብ 😢❤

  • @Brtu-m9v
    @Brtu-m9v 12 วันที่ผ่านมา +7

    ኣጀኪ ዜድየይ😢ዝፈቶኖ ብቻ እዩ ዝፈልጦ ዋ ሰደት ኣሕፂሩ ብሰላም ይመለሰና♥️🥺😢

  • @yxsd5359
    @yxsd5359 12 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጀኪ ዘድየይ ምሕረት የውርደልከመ🙏🙏

  • @HayatAhmed-j9m
    @HayatAhmed-j9m 8 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ኢኺ ብኡነት ዜድዋይ እዚ ኩሉ ስራሕ ክኢልኽዮ 😢😢😢😢😢ስደት ክፉ😢😢😢😢 ኣነ ናይ ክልተ ቆልዑ ሕፋዛ ይቅይር ሃሰስያ ኣለኒ ማዓልታዊ ስኣል ይሓምም😢😢😢

    • @TamkAhjns
      @TamkAhjns 4 วันที่ผ่านมา

      ዊዊ መዓረይ ከማየይ ክልተ ቆልዑ እየ ንሕዝ ህፃዉንቲ እዮም ሓሳስያ ሒዝኒ ምስቶም ቆልዑ ድሕሪ 7ተ ወርሒ ገዲፍኒ ንስኽለ እንትሕፀቢ ማይ ዉዑይ ብጨዉ ገይርኪ ትሓፀቢ

  • @Abrht
    @Abrht 12 วันที่ผ่านมา +6

    ከቢድ እዩ ኣሕዋተይ ተጠንቀቃ ኣነ 4ዓመት ከምኡ ሰሪሐ ግን ሕማም ሕቆ ፈጢረ 💔ካብ ዝወጽእ 2ዓመት ገይረ ግን ትሕማም ኣይገደፈንን ብጣዕሚ እየ ሕቆይ ዝቅንዞ ብጣዕሚ እዩ ሕማቅ ልቅርሺ ኢልና ጥዕናና ንስእን ኣለና ንጠንቀቅ 🙏 ዜድዋ ለ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን 🙏

  • @ሳራመሓሪ
    @ሳራመሓሪ 12 วันที่ผ่านมา +6

    አይዞኪ ዘዲዋይ ናተይ ክአ አለዉ ክልተ ቆልዑ ሕሙማት እዛስበይቲ ካዓ ርግምቲ እያ ነፀረፈት ተከክ ተብለኪ እሕስደት ሕሱም😢😢😢

  • @DadddDazs
    @DadddDazs 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀኪ ዘድየይ ስደት ሰልችይና እዩ ስደትና የሕፅረልና እበይ❤❤😢

  • @bryEthup
    @bryEthup 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀኪ ዜድዋይ ፍቅር😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ZxcvZxcvm-r3w
    @ZxcvZxcvm-r3w 8 วันที่ผ่านมา

    እፍ ስደት ረሳሕ😢😢😢አጆኺ ዜዱየ ❤❤❤እንታይ እሞ ክንገብር😢😢😢

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆና እስኪ አየ ዓለም እም አምላክ ምስ ኹልና ትኹን ስደትና ያሕፀረና 😢😢😢

  • @rozar227
    @rozar227 12 วันที่ผ่านมา +15

    ኣዞኺ ዛይድ ሓፍተይ ምሉእ ምሕረት ይግበረኺ ኣብ ሰደት ዘላ ኩሉ ክእላ ትከይድ ጅግና 😢

  • @Bethial
    @Bethial 5 วันที่ผ่านมา

    በርትዒ ዝሓፍተይ ❤እግዚአቢሔር ምሳኺ ይኹን

  • @SuehajAhcng
    @SuehajAhcng 12 วันที่ผ่านมา +6

    ኣጀኺ ጓልነዋይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ሓይሊ ብርትዐ ይሃበና እግዚአብሔር ንኩልና😢😊

  • @Hdhv-x9w
    @Hdhv-x9w 7 วันที่ผ่านมา

    ውይዊ ናየይ እንያ ከምኡ ደም እዩ ዝፈሳ ብኩሉ ነብሳ ማራ እያ ተጣራጥረኒ😢😢😢❤🎉

  • @HxBx-wo5ki
    @HxBx-wo5ki 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣዞኪ ዜድየይ ምሉእ ምሕረት ይግበረኪ ዛሓፈተይ አይ ሰድቲ መን ይፈለጠልካ ❤❤

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዜዱዋይ ምሕረት የውርድልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ 🤲

  • @eritreaaman4212
    @eritreaaman4212 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ሓፍተይ እንታይ እሞ ክንገብር ንሕና ሓበሻ ስደት ኮይኑ መነባብሮና ንጸሊ ጥራይ ኣምላኽ ሎውጢ ከምጽኣልና ኣጆኺ ሓፍተይ

  • @gchg6974
    @gchg6974 12 วันที่ผ่านมา +8

    በይዛኽን ኣሕዋተይ ተጠንቀቃ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ኣነ ከምናትኪ 4ተ ዓመት ሰሪሐ ማኣገረይ ሓማመ ምንም ክድቅስ ኣይክእሊይ ሓዚ ሰብይቲ ሞይታ ዓሪፋ ነብስኽን ኣይትጉዳኣ ኣሕዋተይ ❤

  • @HagusheWelegbrial
    @HagusheWelegbrial 11 วันที่ผ่านมา +1

    ዋላ ኣነ ኡይ ናበልኩ ዊዒለ ሹኮርያን በዝሒደምን ኣለዎ ወዲቃ ፀኒሓትኒ ቀቲላታ ክብሉኒ እዮም ኢለ😢 ዳሓር ተሲኣ ተመስገን

  • @RoveocjkSocekcie
    @RoveocjkSocekcie 9 วันที่ผ่านมา +2

    ንዓይ ዝገጠመኒ ዶ ገጢሙኪ ኣብ ዓበይቲ ምስራሕ ከቢድ እዩ ኣሕዋተይ ኣነ ከምኡ ኢላ ሓሚማትኒ ንዓዓ ካብ ዝርኢ ተበሻጭየ ሒሚኒ ኣምላክ እመስገን ግን ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ሒሹኒ ግን ክወፅእ ካብ ዝብል ሓሙሽተ ወርሒ ገይረ ይፈርሕ እየ ነይረ ምስ ናይ ዚ ዓዲ ሕጊ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ምክንያቱ ኣብከምዚ ኩነታት ዘለዋ ምማተን ስለ ዘይቀርየን ከቢድ እዩ ኣነግን ደቃ ፀዊዐየን ምስመፃኒ ሞይታ ኣብ ዓበይቲ ምስራሕ ጥንቃቀ የድሊ ኣምላክ ምሳና ይኩን🙏💕💞

  • @ygg949
    @ygg949 10 วันที่ผ่านมา

    ኣየይ ሰደት ርጉም ኣብዚይ መላሓስና ወለዉለዉ ተበልና ፅቡቅ ናብራ ንነብር ዘለና ዝመሰሎ ማዓት ሰብ ኣሎ😢😢😢😢

  • @ሳራመሓሪ
    @ሳራመሓሪ 12 วันที่ผ่านมา +12

    ድርሳን ሚካኤል ተሓፀቢ አነከምኡ ሒቀይ ሒዙኒ ነይሩ ሕክምና ክአ ምንም አይፈልጥዎን ድርሳን ሚካኤል አዲጊመ ተሓፂበግን እግዚአብሄር ይመስገን ዳሓን ኮይነ

    • @alemKido
      @alemKido 12 วันที่ผ่านมา

      ተገዲስኪ መልስለይ ማዓረይ ኣበይ ይግነ ድርሳን ሚካኤል

    • @Samira-s8h
      @Samira-s8h 11 วันที่ผ่านมา

      መለሰይ

  • @tirhasasefa640
    @tirhasasefa640 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤🎉🇪🇷❤ኣጆኪ ሓፍቲ ኣምላኽ ዝሓሸ ይፍጠረልኪ

  • @ፃዕራም
    @ፃዕራም 12 วันที่ผ่านมา +8

    ኣትዮ ዘድዋይ መዳሓንት ናይ እድኺ ተረኸብኽ ሓብርን ብማርያምኺ 😢😢😢😢😢😢

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 12 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 12 วันที่ผ่านมา

    ኣይዞኪ ዜድዋይ ማዓርይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን❤❤

  • @DghxHdhd
    @DghxHdhd 4 วันที่ผ่านมา

    እንጀራ ሑሱም ዜዱዋ አይዝክ ❤❤❤😢😢😢

  • @samidrgh565
    @samidrgh565 12 วันที่ผ่านมา +3

    😢😢😢😢😢ኣጀኪ ዜድዋይ ፍቅር😢😢😢😢

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኪ ዋላ ኣኣነ. ከምኡ ይሰርሕ ኣለኩ ግን ልኪዳና ምህርት አሚነ እየ ዝሰርሕ መማረፂ ሰለ ዘየለ

  • @حسن-ظ3ن1ل
    @حسن-ظ3ن1ل 12 วันที่ผ่านมา +9

    ዜዴዋይ ወላ ኣነ ዓባይ ሰብይቲ እየ ዘላዓል ልዕሊ 6ተ ዓመት ሰሪሓ እየ ሕቆይ ተገመየ ይሕመኒ እዩ ሓደ ሓደ ጊዜ ወላ ኢደይ😢ከምቲ ናትኪ ደማ ኣጋጢሙኒ ቅድሚ 2ተ ዓመት ናብ ሽንቲቤት ውሰድኒ ኢላትኒ ኣይክእለክን ደቅኪ ይሙፁኡ እንተበልክዎ ትኣቢየኒ እሞ ኣነ ከዓ እሺ ኢለ ሓፍ ኣቢለ ናብ ዓረብያ ከቅምጣ ክብል ወዲቃትኒ😢 ውይ ዝደንገፅክዎ ድንጋፅ😭ኣምላክ ኣቦይ ናዓ እምበይ ንሂወተይ ኣይሓሰብኩን ደንጊፀ ሓፍ ክብላ ተበልኩ ካቢዳትኒ ሕቆይ ኢደይ እግረይ ተገመየ ብጣዕሚ ቃንዛ ገይሩለይ ብድሕሪኡ ደቃ መፂኦሞ ኣደና ከም ገለ ተኮይና እስኪ ኢኪ ትጥየቂ ኢለም ኣፋራሪሐሙኒ ወሲደያ ኣይፈልጢ በይነይ ጊን ወላ ከዚ ብጣዕሚ እየ ዝፈርሕ የልዕላ የደቅሳ ስለ ዝኮንኩ😢ተመስገን ክሳብ ለማዓንቲ ኣለኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩላትና ሓይሊ ይሃበና👏

  • @ወጋሕታYouTube
    @ወጋሕታYouTube 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆኪ ዜድዋይ ከምዚ ከማይ ጀመርቲ ዝኮንክን ደመራኒ ክምልሰ እየ ተጋሩዋይ ሓቢርና ንዕበ❤

  • @ኣምልሻዩቱብ
    @ኣምልሻዩቱብ 10 วันที่ผ่านมา

    ዊይዊይ በስምኣም ኣጆኪ ዛይደይ ዘይሓድገነ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣለና😢

  • @እየሩሳሌምገብረመዲሂን
    @እየሩሳሌምገብረመዲሂን 12 วันที่ผ่านมา +7

    ዜዱ ሓፍተይ ኣነ ዉን ዓባይ ሰበይቲ እየ ዘላዕል ብጣዕሚ ክብደት ኣለዋ ሽንትቤት ናብ ኩሉ ባዕለይ እየ ዘንቃሳቅሳ ብየማናይ እደይ እየ ኩሉ ግዜ ሓፍ ዘብላ ሞ ብጣዕሚ ዛእደይ ሕቆይ ሓዊሳ ትሕመኒ እና መዳሓኔት እንታይ ተጠቂምኪ ሓደራ ንገርኒ♥️

  • @HadasgalTawhdo
    @HadasgalTawhdo 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀኺ ዘደይ ናይተይ እዉን ከምኡ ነይራ ኸዚ ግና እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ኣነ ግን እደይ ሕቀኤይ ይሕመን ነይሩ እስካብ ኸዚ

  • @HahaHshs-u2h
    @HahaHshs-u2h 7 วันที่ผ่านมา

    ዜዱየ ለባም ኣጆኽኒ😢😢😢😢

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይዘክ😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራውይቲ
    @ትግራውይቲ 12 วันที่ผ่านมา +5

    ንዜዱ ትፎትያ ደምራኒ ጠውቃኒ ኣሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Selamዩቱብቻናል
    @Selamዩቱብቻናል 12 วันที่ผ่านมา +11

    ወይይ ዜድዋ ኣነ ኣለኩ ከማኪ ይሰርሕ ሰበይቲ እየ ምንም ኣይተቀሳቀስን ባዕለይ የዉርዳ ኣቅንዐ የብልዓ የስትያ 3ዓመት ገይረ ትሓምም ከላ ቦሚት ትብል በቃ ተፍረሐኒ ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ እስካብ ዝብል ትገብረኒ ብእዉነት ሓደ መዓልቲለ ልሓፀብክዋ ከለኩ ወዲቃትኒ ግን ብሓይሊ እግዚአብሔር ናተጠንቀቁ እምበር ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ሕፋዛ ምስራሕ ብቻ እግዚአብሔር ብሰላም ገላጊሉ ንዓድና ይምለሰና እምበር😥

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 12 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 12 วันที่ผ่านมา

      ​@@SdKn-z2b ደምርኒ❤🎉🎉

  • @Ifi4Jru
    @Ifi4Jru 12 วันที่ผ่านมา +4

    ኣይኪ ማዓረይ ሓላፊ እዩ ኩሉ ኣነ እውን ሕፋዛ እየ ዝሰርሕ ብዙሕ ዓመታት ገይረ ኣለኩ ሓንቲ ሕፊዛ ዝቅይረላ ሰበይቲ ኣብ በይነይ ኣብ ገዛ ማይየታ 4 ዓመት ሰሪሐላ ኩሉ ጊዜ በይንና ኢና ኣብቲ ገዛ መካን እያ ነይራ ኣሓታ ሞይታ ኢለዬም መፂኦም ዓሸራ ኣሊዒለምዎ ሕክምና ወሲዶም ምንም የበልኑይ ብሕማማ እያ ሞይታ ሐዚ እውን 2 ዓመት ሕፊዛ ኣለኩ ብጣዕሚ ድካም ኣለዎ ቀደም እውን ይሰርሕ ነይረ ሕፋዛ ብኦክስጅን ተተንፍስ 3 ዓመት ሰሪሐላ ንምንታይ ድየ ሕፊዛ ዝፎቲ ቀዋሚ ስራሕ ብምኳኑ ንነብስካ ፅቡቅ የኮነይ ኣካላትካ የዳቅቅ እዩ ብጣዕሚ ግን ከቢድ እዩ ሕፋዛ

  • @HiwetKidane-c7p
    @HiwetKidane-c7p 8 วันที่ผ่านมา

    ዋየ ሕፋዛ ከፍርሐኒ ሰሪሐለ የፈልጥይ ቅልል ዝበለ ስራሕ ሓዛ ከይትሓማ አሕዋተይ

  • @Medi-k3d
    @Medi-k3d 12 วันที่ผ่านมา +4

    ዜድዋይ ኣጆኪ ጓልነይ 😢

  • @ReheRehe-gj3jx
    @ReheRehe-gj3jx 12 วันที่ผ่านมา +7

    ኢነስ ስሪሕ ቀቢፀ😢ርዪድ ግን ኢነ ድየ ጠፊኢ ዋሊንሱ ተስፊ ቆሪፀ ሎሙስ 😢😢

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 12 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤🎉🎉🎉

    • @MariSad-u9v
      @MariSad-u9v 12 วันที่ผ่านมา +1

      fbኪ ላኣክለይ ስራሕ ክሪአልኪ ጋልኖ

  • @AaAa-gi5kb
    @AaAa-gi5kb 12 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዝሓፈተይ ❤ስደትና ይሕፅረልና ንኩላትና😢❤❤❤

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 12 วันที่ผ่านมา +4

    ኣምላክ ስደትትና ይሕጽረልና ስደት ስዲ ደምራኒ ይሕዋተይ ክምልስ አየ ዘንናተይ❤❤❤🎉🎉

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 12 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤🎉🎉

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 12 วันที่ผ่านมา

      @ሶሲናግሬስ ደሚረኪ ወለላይ

  • @KhanKhan-xw1hn
    @KhanKhan-xw1hn 12 วันที่ผ่านมา

    አምናክ ይመስገን ዓባይ የብለይ👏🥺

  • @MeryM-u7h
    @MeryM-u7h 2 วันที่ผ่านมา

    አጀኽ😢😢😢

  • @GenetTeame-k8f
    @GenetTeame-k8f 8 วันที่ผ่านมา

    ናመዳም ስራሕ ሰልሽይናዋ ሳብስክራይብ ገበራለይ ተጋሩዋይይ😊❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 12 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ዛይደይ ቱስራሕማ ይጽናሕ ንፈልጦ ኢና ግን ካሜራ ተልይዎ አነ አይምሰራሕኩን ምክንያቱ ንእሽቶንኮ ክተዕርፍ አይትክእልን አብ ቂድሚ ካሜራ😢😢ክንደይናይ ጠንካራ ምካንኪ ተገንዚበ አጆኩኒ ወለላይ ስደትና የሕፅረልና
    ካሜራ?😢😢

  • @SaraS-p8t
    @SaraS-p8t 11 วันที่ผ่านมา

    አይሺእህታችን እግዚአብሔር አምላክ ያሐሊየና

  • @FyeriKiros-f5y
    @FyeriKiros-f5y 10 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዝያዳይ ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @SalmaSndayo-kn3cl
    @SalmaSndayo-kn3cl 12 วันที่ผ่านมา +5

    ኣጀኪ ዛሓፍተይ😢😢አግዚአብሔር አምላኽ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ኣሕዋተይ😢😢

  • @MeryGifknk-gz1em
    @MeryGifknk-gz1em 12 วันที่ผ่านมา +15

    ዜድዋይ ቪድዮ ትትለቂ ተለኺ ድሕሪ 12ሰዓት ልቐቒ ምእንቲ ክረአየልኺ ❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 12 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ❤🎉🎉

    • @MeryGifknk-gz1em
      @MeryGifknk-gz1em 12 วันที่ผ่านมา

      @ሶሲናግሬስ ደሚረኺ😘

  • @Geni5e7p
    @Geni5e7p 12 วันที่ผ่านมา

    አይዞና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ስደትና ይሕፅረልና😢😢

  • @AsmeretWeldigabrielAndom
    @AsmeretWeldigabrielAndom 8 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaki xebuk temhrti zhafety ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉✅✅✅

  • @MireMari
    @MireMari 11 วันที่ผ่านมา

    ኦጆኪ ዜደይ ኣየ ስደት ረሳሕ 😢😢

  • @brahnluel
    @brahnluel 12 วันที่ผ่านมา +4

    ኣጀኺ ማዓረይ😢❤

  • @Kedulove-t1e
    @Kedulove-t1e 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጆኪ ምዓረይ❤ስደትና ይሕፅረልና ንኩላትና😢🙏💓

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 11 วันที่ผ่านมา

    Ya fekuse serah serha selmentay kebde teserha tetenikeka awalide ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 11 วันที่ผ่านมา

    ከማይ ካብ ደገ ምግቢ ኣይፍለጡን እኽሊ ኣይበልዕን ብሽታ ምግቢ ይጸግብ ግን ሕፋዛ የብለይ ግን ተመስገን ንኹሉ ጥዕና

  • @fevenGebretinsae-q6v
    @fevenGebretinsae-q6v 6 วันที่ผ่านมา +1

    ዛይድ ሓፍተይ ከመይ ከ ሰራሕ እባ ኣልሸለይ ኣብ ርያድ ተገሰኪ መልሰለይ

  • @Bhu-h5k
    @Bhu-h5k 12 วันที่ผ่านมา

    ውይ ዜድዋይ፡ኣነለ፡ከምኡእየ፡ዝሰርሕ፡ፈሪሐ፡ሜሩሞት፡እዩ፡ዝቀሳቀስ፡ውይ፡ፈጣሪ🎉🎉

  • @Arsema-hf5jr
    @Arsema-hf5jr 12 วันที่ผ่านมา

    ኣረዜድየይ ሰራሕ ረኣይለይብማርያምኪሪያድ

  • @Fhgv-n4c
    @Fhgv-n4c 11 วันที่ผ่านมา

    አይ ስደት አጆኪ ዜዱየ❤❤😢

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 12 วันที่ผ่านมา +3

    ዘይት ወፂ ቅልል ዝበለ ስራሕ ዘይት
    ሰርሒ ኣቲ ሓፍተይ ዋይ ወሪድኒ

  • @تنت-ي2ظ
    @تنت-ي2ظ 12 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ዜደይ ኣነለ ከምኡ እየ 2 ይድቅስ😢😢

  • @SlamaAlhhgf
    @SlamaAlhhgf 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪይ ማዓረይ ❤❤

  • @MazerGerepmedihapn
    @MazerGerepmedihapn 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኪ ዜዱዋይ ምቅርቲ😢❤❤❤❤❤

  • @ኪዱሓፍቲtdf
    @ኪዱሓፍቲtdf 12 วันที่ผ่านมา +1

    Aejoki aeb sedet zelena kulu kahalaf eyo aejona eina demreni aehawatey haftkan sadet tselieinyowa❤❤❤

  • @ትግራይትዕወት-ጰ3ረ
    @ትግራይትዕወት-ጰ3ረ 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጀኪ ዜድዋይ ማዓርይ

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 12 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 12 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጅኪ ዜዲየይ😢😢

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 12 วันที่ผ่านมา +1

    አጅኪ ማዓረይ ኣይ ሰደት😢😢😢😢

  • @Alame-e5w
    @Alame-e5w 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኺ ዜድዋይ❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @በገናሂወተይእዩ
    @በገናሂወተይእዩ 12 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ዓይና ፈትሐት

  • @AaaSss-z1m
    @AaaSss-z1m 10 วันที่ผ่านมา

    አይዞና ሰከ ታይ ደአ ከንገበር 😢😢😢😢😢😢

  • @EyobMiki-b5f
    @EyobMiki-b5f 11 วันที่ผ่านมา

    ኣይ ኣነስ ባሕረኛ እየ ምንም ኣይፈልጥን ግን ስረሕይ ኸም ናትኺ እዩ ዛሓፍተይ ኸዝስ ፈሪሕ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ😭😭😭

  • @سمره-ع9ب
    @سمره-ع9ب 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኺ ማዓረይ❤❤❤

  • @صليعلىمحمد-ه5ك
    @صليعلىمحمد-ه5ك 12 วันที่ผ่านมา +2

    ግንሲ ድምንታይ እኺን ከምዚ ዓይነት ስራሕ ትሰርሓ ቅልል ዝበለ ዘይትሰራሓ አሕዋተይ ወላ 1500 ፀፈፍ ውላ ዘይትስርሓ

  • @FyeriHagos-k6z
    @FyeriHagos-k6z 12 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዘድየ ማዓረይ ደምሩኒ እባ ኣሓዋተይ❤❤❤

  • @amohfgFgjiooi
    @amohfgFgjiooi 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣይዛኽ💔😥

  • @ፀጋደስታ
    @ፀጋደስታ 9 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ የኔ ማርርር🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GgGg-r7u8g
    @GgGg-r7u8g 12 วันที่ผ่านมา +3

    ዜድዋይ አነ ተረደአኪ እየ አብ ዓድ አረግት ወይ ኳአ እዞም ብዓረብያ ዝንቀሳቀሱ ገዛ ምስራሕ ብጣዕም እዩ ከብድ አነ መጀመሪያ ክአትይ ከለኹ ናብዚ ገዛ ጋል 18&19 ትኾን እያ ረኽበያ ብእግራ አየትኸድይ አነ እየ ኹሉ ነገር ዘላዕላ አብ ገዞኦም 8ዓመት ገይረ ሐዚ ሐዚ ግን ተዳኺመ እሳዉን ናዓበየት ኸይዳ ብጣዕ እያ ትኻብደን ሓፍ ከብላ ከሎኹ ሕቀይ የሕመን ዋላ ማህፀነይ አረ ድንግልነአይ ኸይዳ ከይትኾን ይፈርሕ አሎኹ😁 ዜሮ ግን ተመስገን እዛ ዓመት እዚአ ናይ መጨረሻይ ክትኾን ተስፋ ይገብር ስለኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ሓይልን ትእግስት ስለ ዚሃበን ጌታየ🥰

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 12 วันที่ผ่านมา

    እጆኪ ፍጣር ምሳኪ ይኩን

  • @ህንፃገብሪሃንስ
    @ህንፃገብሪሃንስ 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ዜድዋይ❤😢

  • @iffufv3190
    @iffufv3190 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጀኪ ሓፍተይ ናተይ😢

  • @HiwetGebrekidan-l9v
    @HiwetGebrekidan-l9v 12 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዜዱየ

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 12 วันที่ผ่านมา +3

    ኣጀኪ 😢😢

  • @Heronei
    @Heronei 12 วันที่ผ่านมา +2

    ስልክኪ ዜዱዬ ደልየኪ የ ዋ

  • @Sary-f9c
    @Sary-f9c 12 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዜድየይ ፅሪቲ❤

  • @ራህዋተዋህዶእያእምነተይ
    @ራህዋተዋህዶእያእምነተይ 12 วันที่ผ่านมา

    ደምርኒ ኣሕዋተይ ማዓረይ ብቅንዕና ክምልስ እየ

  • @HvVc-j4x
    @HvVc-j4x 12 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጀኪ ሰደት ሕሱም😢😢😢

  • @bege8567
    @bege8567 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኽ ዛይደ😢😢❤❤❤❤

  • @anjoudalqahtani4770
    @anjoudalqahtani4770 12 วันที่ผ่านมา

    ኣጀኪይ ማዓርይ❤

  • @tgitsge7636
    @tgitsge7636 12 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢ዋይ ዜድየ እግዛቤሄር ይፈልጠልኪ ውፂ😢😢😢

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 12 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

    • @SolyanaSolyana-n4d
      @SolyanaSolyana-n4d 12 วันที่ผ่านมา

      Admen tanan yhabki zhaftey🙏🙏🙏

  • @SaraaNajai
    @SaraaNajai 11 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ማዓረይ❤🎉🎉🎉

  • @arz9027
    @arz9027 12 วันที่ผ่านมา +1

    አጅኪ ዜሮየ😢🥰🙏
    ደምራኒ ተጋሩዋይ❤🙏

  • @tarikteklay
    @tarikteklay 10 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ