TMH - ነበርቲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ናብ ህዝባዊ ዋዕላ እንትኣትው

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 97

  • @TaklyeTaklye
    @TaklyeTaklye 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አብ ግዜ መኸተ አብ ትሕቲ ዓራት አብግዜ ሠላላም ዕግርግር ብገንዘብ ዝተሸጠ ሕልና እዚአ እያ ምልክታ ተኽላይ

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኢትዮጵያውያንስ አዲስ ሆኖባቸው ነው መንጋነት በመንጋ አስተሳሰብ ነው ህዝብ ትግራይ የተጨፈጨፈው በስሩ ትግራዋይ አይደላችሁም እንዴ???? ጄኖሳይድ እናንተን አልነካም እንዴ??? በሚልዬን የተፈናቀለ ህዝብ እናንተን አይመለከትም እንዴ???

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    500brrrrr

  • @AsimbaGelalta
    @AsimbaGelalta 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ከንቱ ብንጉሆ ኡ ዝሞተ አብ ትግራይ ተቋም የግለፅ አበር ግለሰባት እናፀወዓካ ሰልፌ ምግባር ትግራይ ዘይምፍላጥ

  • @ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ
    @ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሕጅም መራሕቲ ትግራይ ካብ ኸባብን ፣ ዓልየትን ጥቅምን ወፂእኩም ቅድሚ ኩሉ ህዝብኩም አድሕኑ ብጎጥ አይትኸፋፍልዋ ታ ንእሽተይ ትግራይ

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ትሰልፍኹም ባዕለ መምለኽቲ ውልቀሰብ ምዃንኹም ቁልጭ ኣቢሉ የርእይ፣ ነገር ዕስለ

  • @AsimbaGelalta
    @AsimbaGelalta 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ህዝቢ ትግራይ እዙኹሉ መስዋእቲ ትማሊ ዝመፀ አብ ትግራይ ጉሉህ ታሪክ ዘይብሉ ገለ ሰብ ስም መልዓሊን መሸብረኺን ኩኾን አይግባእን ለብሙ መናእሰይ ፀገም ሐላፋይ እዩ ዐዲ ከይትስእን

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋይ መህፈሮ ጌቾ ራያ፣ መን ኹናት ኢሉኹም፣ መለኽቲ ሀደ ሰብ ናይ አብይ መገዲ እዩ።

  • @TesfayNegasi-vd6vx
    @TesfayNegasi-vd6vx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተረዉኡ fakkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @SeadaIbrahim-eq6us
    @SeadaIbrahim-eq6us ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መንጋታት

  • @AhmedMseid-cr2tx
    @AhmedMseid-cr2tx 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌች Viva

  • @jobergEven
    @jobergEven 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አየኸዉንይ

  • @SibagadsAkubay
    @SibagadsAkubay ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምጭፋር መፍትሒ አይኮንን ካብ ስምዒት ንውፃእ ሕቶታት ብአግባቡ ንጠይቅ ነዳምፅ ፀርፊ መፍትሒ አይኮንን

  • @desalegnwesekkebede5125
    @desalegnwesekkebede5125 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክንደይ ተኸፊልኩም ሃውስ?

  • @ፍትሒንህዝቢ
    @ፍትሒንህዝቢ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዛ ንሰብ እና ፀዋዕኻ ምድናቅ ናበይ ከምተብፅሓኩም ተዓዘቡ

  • @KingmLast
    @KingmLast ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዕዱጋት ብውልቀ ሰባት ትአምኑ ደናቑር መሬትናማ ከመይ ትብሉ ዓናጅል

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌቾ አቆርሚሙዋ መፂኡ እኮ፣ መፈኽር ጥራይ ኾይንኩም ከም ጌቾ

  • @tester8090
    @tester8090 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ሰላም ኢና እንደሊ ናበልካስ ሰላም ዝኸልእ ጫው ጫው እዝ ትገብርዎ ዘለኹም ዕግርግር ፀረ ሰላም እዩ ትግራይ ሓንቲ እያ ከባቢ ናፀዋዕካ ፈኸራ ደው ክብል ኣለዎ

  • @JdvbDjut
    @JdvbDjut 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንታይ ዓይነት ስርዓት እዩ ዘርአና ዘሎ ሰላም እና ንደሊ እናበልካ ናብ ጡርነት ዘአቱ ስርዓት

  • @BirukAbraham-o1m
    @BirukAbraham-o1m 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም ጥራይ ህዝበይ

  • @Tblets-st8wu
    @Tblets-st8wu ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መን ኢዩ ሰላምዶ ኪናት ይሐሸኩም ኢሉ ለማርፀኩም ዘሎ🙄🤔

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 52 นาทีที่ผ่านมา +1

    አብዚ ሚድያ TMH ደቂ ፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልከወል 24/7 አብ ትግርኛ ሚድያ ይህርንኩ አለው ትግርኛና Google translate እንዳገበሩ ብህሶት ቃላት ተወዲእዎም የጉርኡ አለው ኦሮማይ ሁቄኩም ተቆሪፃ እያ 😂

  • @abadikidane9078
    @abadikidane9078 45 นาทีที่ผ่านมา +1

    ዕላማ ናይዝ ሰልፊ እንታይ ንምንታይ እዩ ?
    1: ጎቹ ጎቹ ንውልቀ ምጎሳ ንትግራይ እንታይ ይጠቅም ?
    2:መሬትካ ንወረርቲ ንዕዳጋ ድርድር ኣቅሪብካ ዶ ሰላም እዩ ሕርያና ይበሃል ?
    3:ሕዚ ቅድሚያ ንስልጣን ዋጋ ዝህብን ንናይ ህዝቢ ተመረፅቲ ብናይ ውልቀ ተሸየምቲ ዝትክእ ዘሎ መን ድዩ ? መልሲ ካብ TMH

  • @yalemtsegaye4746
    @yalemtsegaye4746 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አይ መንጋነት በትግራይ

    • @GoitomGmariem
      @GoitomGmariem ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ያለም ፀጋይ

  • @AsmelashGobezay
    @AsmelashGobezay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምስላ እጨገ ፀሃይቱ : ውጅ ጎሲዑ ታሓግ ኣስፋሕፊሑ ቁሪ ወዲኡና ብስሜን ነፊሑ ኣምሓራይዶ ካብ ትግራዋይ ጎራሑ ሓዳራን ናብራን እንዳእዩ ኣጋፊሑ ኢለን ይባሃል: ነገሩ ግን ኣምሓራይ ጎሪሑ እሰንሳትና ብጉጅለ ከፍፊሉ የባለዐና ኣሎ ሁራ ኣይትበል መንእሰይ ትገራይ ኣስተውዕል

  • @Tigray_moms
    @Tigray_moms 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    What is the purpose of the demonstration? Is it to support the power of two individuals while Western Tigray, Southern Tigray, and Tselemti are on their last stage to be handed over to Amhara? Sad.

  • @selamawitgidey2708
    @selamawitgidey2708 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ጌቾ ኔትወርክ ክብተን ኣለዎ።

    • @hewanTewelde
      @hewanTewelde 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መፂኪ ደኣ ዘይትብትንዮ መዓረይ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Abyi

  • @equarenderta7521
    @equarenderta7521 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሓደ ሓደ ፀፋፋት ተጋደልቲ ኣይኾኑን ዝበልኽን ክትፈልጡ ኣብዚ ዋዕላ ዘሎ መንእሰይ 70% ብኽብሪ ዝተሰናበተ ኣባል ሰራዊት ትግራይ እዩ ።

    • @aeron2708
      @aeron2708 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አገንዕ እሰይ እንዃዕ ተሠለፍኻ ሪብዒ መሬት ትግራይ ሓጊርኻ ስውአት ረሰዒኻ ጉድአት ኹናት መሓኸሚ ሲኢኖም ንስኻ ብሠላም ስለዝተረፍኻ ምግዳልኻ አሠኪፉኻ ንምንታይ ኸምተጋደልኻ ከይተረደአኻ ተደናጊርኻ ከተደናግር ግዜን ገንዘብን አሚኒኻ እንዃዕ ተሠለፍኻ አገንዕ

    • @equarenderta7521
      @equarenderta7521 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@aeron2708
      ልዕሊ አደመ ፀላኢ የብለይን ኣብዚሐዚ ስዓት ።

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Koro😊

  • @merhawiethu6113
    @merhawiethu6113 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እዛ ኹላ አብቲ ጦርነት ታሓቢአ ዝነበት እያ

  • @Gemechis-m2u
    @Gemechis-m2u ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    የትግራይ ወጣት የሰለጠነ ምሳሌ ነው አሁን እያየነው ያለነው ግን በስምየት መነዳት አደጋለው ና ቆም ብላችሁ አስቡ

  • @Ashie725
    @Ashie725 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መንእሰይ ትግራይ ሰላም እዪ ዝደሊ❗️❤

    • @meri3353
      @meri3353 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😅😅😅😅

  • @abadytesfa3717
    @abadytesfa3717 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጌጋ ኣከያይዳ ኢዩ
    ሰልፊ ዘየድሊ ትገብሩ ኣለኩም
    ድሕረት ኢዪ

  • @GoitomGmariem
    @GoitomGmariem ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ኢና ንደሊ !!!!! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tirhashagos-lp2xp
    @tirhashagos-lp2xp 13 นาทีที่ผ่านมา

    TMH ተሕዝኑ ህዝቢ ኣይትበትኑ

  • @elyasg-w6q
    @elyasg-w6q ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከክንደይ ተከፊልዎም እዩ

  • @KuwaitKuwaitKuwait-z5c
    @KuwaitKuwaitKuwait-z5c ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egzabher yhalkum dletkim ewun yesmrelkum.

  • @BirishAmare
    @BirishAmare 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ንክልተ ተገሚዓ ቻው

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Esey eta hmaq gbrukum eneho nenhddkum ktwadu ekum

  • @MulualemTadese-h7p
    @MulualemTadese-h7p ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓሻ ሀዝቢ ኣብይይ ሰላም ክበካ እዩ

  • @ፍትሒንህዝቢ
    @ፍትሒንህዝቢ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መዓኮርኩም ሓልዉ መን ናብ ኩናትከምዝእትወኩም ፍለጡ ምድረ ዘይርድኦ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሰል መንእሰይ ሽረ ኣብ ቀረባ።

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌች ራያ ነክብረክም ኢና ህዝቢ እንደርታ መቀለ ዓዲ ጉደምን ከባቢአን❤❤❤

  • @john7630
    @john7630 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Unsubscrib

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 3 นาทีที่ผ่านมา

    ንደገፍቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ: ጌታቸው መሬት ትግራይ ንወረርቲ ዘረክበሉ ሓድሽ ሽርሒ ሰሚዕኹም ገምግምዋ: አቱም ሰላም ኢና ንደሊ ትብሉ መናእሰይ ሰላም ዘይደሊ ትግራዋይ የለን አይንትዓሾ: ጌታቸው ረዳ መሬትና ምስ ፀላኢ ተሰማሚኡ ሸይጥዋ: ካብ አፋ ስምዑ ምዓስ ተወዓዒሉ መዓስ የፈፅሞሎ ርአዩ: ካብ ስልጣነይ አይወርድን ዝብል ዘሎ ክሳብ ምርጫ ትግራይ ዝካየድ ፀላእቲ ሕጋዊ ነበርቲ ትግራይ ገይሩ ከደላድልሞ ንሪፈረንደም ከዳልዋም እዩ: ነዚ እዩ ጌታቸው ባንዳ ተባህለ:
    th-cam.com/video/zieRF92Es20/w-d-xo.html
    ወረርቲ መምሓደሪኦም ምስ መረፁ ናይ ጊዚያዊ ምምሕዳር አካል ይኾኑ ማለት: ወረርቲ መምሓደሪኦም መሪፆም ሕጋዊ ነበርቲ ትግራይ ኾይኖም ይፀንሑ ይብል: እዚ ኸም ሕጋዊ ነበርቲ ትግራይ ግን ብሄረ አምሓራ ስለዝኾንና በቲ ሕገመንግስቲ ሪፈረንደም ይፈቐደልና ንክብሉ ዘመቻቹ እዩ:
    ነዚ ዘይርዳእ ጸላኢ ሕውሓት ጉዳዩ ናይ ሕውሓት ስልጣን ሕረፍ እዩ ይብል ግን አይኾነን : ጉዳዩ ናይመሬትን ህዝብን ትግራይ ምዃኑ ርአይዋ::
    መትዓረቕትውን እዚ ሓሳብ ዝዕረቕ ኸምዘይኾነ ስምዕዋ: ጌታቸው ረዳ ብህፁፅ ካብስልጣን ወሪዱ ይትአሰር:
    እዚ ተግባር ጌታቸው እዩ ናብ ውግእ ዝወስደና: ሰላም ተደሊና በታ አብ ፕሪቶርያ ተገብረት ውዕል ብሳልሳይ ወገን ጥራይ እቲ ፀገም ይፈታሕ: ብልፅግና መሬትና ክመልስ አይደለየን ትግስትና ተወዲኡ ክንዋጋእ እዩ ዝደሊ: ተዘይኾነ በባንዳነት ትግራይ ትሓጊዙ መሬትና ምምንጣል እዩ ወሲኑ: እዚ እዩ ናይጌታቸው ረዳን ናይ አብይ ሽርሒ:

  • @AlulaTinsae
    @AlulaTinsae 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tay eyu ezi

  • @equarenderta7521
    @equarenderta7521 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    edit እኳ 'ዶ ግበርዎ ዞባ ምብራቅ ከይኾነስ ፤ ዞባ ደቡብ ምብራቅ እዩ ።

  • @aranshitesfay3145
    @aranshitesfay3145 21 นาทีที่ผ่านมา

    ወይዘይምፍላጥ ካብዚ ንላዕል ኔትወሪክ እንታይ አሎ ,አብይ አብይ እዩ ዝመስል ሰላም መሬትካ ሕዝካ ጨፍጨፍቲ ፍሪዲ ረኪቡ,ስርዓትን ሕጊን ፀፀታ ነጊሱ ,ስለልምዓት ኮነ ካልእ ዝጭራሕ .እዚ ናይ ራያ ግን ን ባዶ ፍረ ዝተስአኖ ውፂኢት ናይ ፕሪቶሪያ ዘባከነ , ብስልጣን ዝለወጠ ሰላም ፕሪቶሪያ ከም ሓደ ጅግና አብ ፍሪቂ መሬት ትግራይ ዝላ ማለት እቲ ኔትወሪክ ወገንነት ንዝበኸተ አሎ ዝቡሉ ደናቁር ፍጥረት.ዝተሰወአ ወይ ነቲ መሪሪ ብ ዝግባእ ብገንዘብ ረሲዐሞ እዩ ዘብል.ንመን ትጎዲእ ይመስለካ ከምዚ ኢልካ ትሃልል ንብዓልካ.

  • @Honest-d8u
    @Honest-d8u ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂 denakur

  • @GebretadiousGebreagziabher
    @GebretadiousGebreagziabher ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ጌታቸው ኮራኹር

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😏👎👎👎

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway ezi amlak kitm nenhdom zballu malti mexiyu

  • @KuwaitKuwaitKuwait-z5c
    @KuwaitKuwaitKuwait-z5c ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hzbi baka emnet nkgebr nezom ztefenaqelu nenaberebetom melsom .

  • @genetbrhane7433
    @genetbrhane7433 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aye wedi wered ab qalu zeyrkeb selfi anynfeqdn do yebeln day ketsilu degfti tplf kea yeelquwa etamdri

  • @adoniys
    @adoniys ชั่วโมงที่ผ่านมา

    kulom quiha

  • @JustDear-f7v
    @JustDear-f7v 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አንቱም ሰባት ገቾ ገቾ ማለት በዚሃ እንድዒ ከ እዚ ኩሉ ሆይ ሆይ እንታይ ንምውላድ ይኩን?

    • @Ashie725
      @Ashie725 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ነዞም ሽማግለታት ትግራይ ብረት ገዲፎም ናብ ፀሎትን ቤተክርስቲያን ንክኸዱ ይሕግዝ።
      ጌቾ ክውስኸላ እንበር ኣየጉድላን❤❗️

    • @meri3353
      @meri3353 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂

  • @weldufisehadesta5220
    @weldufisehadesta5220 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፍርቃ ትግራይ ገታር ከዳ ሸይጥዋ አሎ ካብ ሓዚ ከዓ መላእ ትግራይ ንምሻጥ ላዕላይ ታሕታይ ይብል አሎ

    • @GoitomGmariem
      @GoitomGmariem ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሰይ

  • @abadihalfom6089
    @abadihalfom6089 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መሳክን ክክንደይ ቅርሺኾን ተዋህቦም የኾነ?

    • @GoitomGmariem
      @GoitomGmariem ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጆቶኒ ሓማካ አይኮኑን

    • @GoitomGmariem
      @GoitomGmariem ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብሽሽቅ ለ ኢዩ

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኮራኹር ጌታቸው ይነብሑ ኣለው ሒዝዎም ክፀድፍ እዩ

  • @PapaMan-d2f
    @PapaMan-d2f 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይሞችኹም ጌች ጀግና

  • @jobergEven
    @jobergEven 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አበል

  • @betig3972
    @betig3972 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ከትግራይ ባንዳ ደጋፊ አለ። በርግጥ 500 ከ አብይ በጌ ተልኩላችሁ ነው።ያሳዝናል

  • @desalegnwesekkebede5125
    @desalegnwesekkebede5125 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣቱም ደናቁረት ትግራይ ኣብምፊራስ ዘለኩም
    እጃም መራሕት ምድያ ኣክንዲ ተፋናቀልት
    ይመለሱ ግዝኣታዊ መርየትና ይራጋገፅ
    ምባል ትግራይኣምሕማሰ ተፀምዲኹም😢

    • @GoitomGmariem
      @GoitomGmariem ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ስዲ

    • @tirhashagos-lp2xp
      @tirhashagos-lp2xp 14 นาทีที่ผ่านมา

      ገንዘብዩኮ ተነስኒስሎም

  • @Tblets-st8wu
    @Tblets-st8wu ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ምርጫ ቅስቀሳ ይመስል😂

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ቻ በሎ😂 አዴካ ሀትኖካ እያ 😂

    • @tirhashagos-lp2xp
      @tirhashagos-lp2xp 18 นาทีที่ผ่านมา

      አረ ምርጫ ይሐሽ ዋጭዋጭ ህፃናት

  • @maashonegash3121
    @maashonegash3121 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    This is wrong way,Getachew stop this madness

    • @Me-cy2un
      @Me-cy2un 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Fikre hizbe mebzehetuu kaa menaesseye kemeye lekaa ekka temelesso. Getachew ema temali ekko mebrehe gebu selefe aydeleyen ellu emmo entay yegeber? Nesattom kaa meselomm eyu

  • @temesgentemesgen1310
    @temesgentemesgen1310 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቻው ትግራዋይ 40%መሬትካ ተሼጡ!!!!!!

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አይተጉርእ ፈካሪ ክትውቀጥ ኢካ

    • @temesgentemesgen1310
      @temesgentemesgen1310 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሙውት ዝሞትካ👎👎👎👎

    • @notyours733
      @notyours733 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Getachew and his frinds 7:27 working for Pp! Make sure that before you come out on the street, very disappointed, shame of you!

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሰይይይ ደቅ ትግራይ ማለት 🙏💪

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሰይይይ ደቅ ትግራይ ማለት 🙏💪

  • @weldufisehadesta5220
    @weldufisehadesta5220 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከምዙይ ንምባል ከክንደይ ቅርሺ ኮን ተከፊልዎም ይከውን

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌች ጀግና💪🌅💊🤲

  • @merhawiethu6113
    @merhawiethu6113 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፈከርቲ በሉ ብገንዘብስ አደ ትግራይ አይትስኮንን ዋይ ገንዘብ ሓያል ነዴኻን ንአቦኻን የፅርፍ ዩ ለካ ስድታት

  • @AsmelashGobezay
    @AsmelashGobezay ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንእሰይ ትግራይ ናይ ዕስለነት አሰር ተኸቲልካ ናይ ሰላም ጉበእየ ሕወሓት ንምፍንጫል ስላም እና እንደሊ ኪናት ኣይንደሊ እንዳበልካ እትገብሮ ዘለኻ ሰልፊ ምናልባሽ እንተወዲቓ ኣብይን ዕስባት ኣብይን ቀይሕ ባሕሪ ንምምላስ ባዕልኻ ኣንጨብጪብካ ብዘምፃእኻዮ መከራ ናብ ኪናት ንዓ እቶ ክትባሃል ምኻንካ ኣይትዘንግዕ ሽዑ መን ሰላም ከምዝደሊ ክርደኣካ እዩ ዘይምለስ ጣዕሳ ክኾነካ እዩ ሕዚ ውን ሃየ መንእሰይ ናብ ልብኻ ተመለስ ሕሰበሉ ትፀድፍ ኣለኻ 😂😂😂

  • @abadytesfa3717
    @abadytesfa3717 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌች እናበልካስ ኩናት ኣይንደልን
    ደብረጽዮን ከ ኩናት ኢና ንደሊ ድዩ ኢሉ

    • @equarenderta7521
      @equarenderta7521 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@abadytesfa3717
      እወ ብግልፂ ኩናት ከምዝደሊኮ ተዛሪቡ ።

  • @notyours733
    @notyours733 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    wow, what is going on? it just look like to me when Abei ahemed came to the power.! May be one day you are going to regret. We feel so embarrassed , I cannot believe those young believe, i hope they know what they doing?? Sad😅😂

    • @aronyonas7563
      @aronyonas7563 58 นาทีที่ผ่านมา

      ጥፋእ ቆራፂ ጡብ ቻ በሎ we are ready you for ever no caution in every TIGGER TIGRIYANS mind stupid foolish silly dabble standard dabble face we are TIGGER TIGRIYANS TIGRAY 😂