መንፈሳዊ ድራማ ኣነ'ኮ መዘምራን'የ ነይረ Part 1| Menfesawi Drama

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 97

  • @muzitfixum7507
    @muzitfixum7507 3 ปีที่แล้ว +10

    ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ
    ፈቃር ኣምላኽና ሰለ ዘፍቀረና እበር ሰለ ዘፍቀርናዮኦ ኣይኮነን ዝሓቅፈና ዘሎ ዝተበጀውናን ብምሕረቱ ኩሉ ግዝየ ምስ ጸወዓና እዩ የግዳኣ የዕንቲ ሰጋና ይራኣ የዕንቲኢ ልቦናና ግን ተደፊኑ እዩ እሞ ቁድስ ኣምላኽና ንልቢኢ ልድያኣ ዝኽፈተ ንኩልና ህዝቢ ክርስትያን የዕንቲኢ ልቦናና ይኽፈተልና እቶም ብስሪኢ ጸላኢ ሰናያት ኣብ ዝተፈላለየ ጠፊእና ዘለና የሕውት ኣምላኽ ከምቲኢ ንሱኡ ዝደልየ ክንከውን ብምሕረቱኡ ይጠምተና ኣማላድነት ቅድስቲኢ ቁድሳን እመ ኣምላኽ ናይ ክሎም መላእኽቲ ናይ ኩሉም ቁዱሳን ኣቦታትና ጾሎት ኣይፈለየና

  • @WS-Media553
    @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว +75

    መሃሪት እንተረኺብኩማ ካሎት ማታን ካብ ስኽራንን ስርቅን፡ ዝሙትን ክድሕኑ ተሓልይሎም እንተኾንኩም ሼር በልሎም። 2ይ ክፋል ትቀጽል ትብሉ ብlike ምልክት ሃቡኒ።

    • @deshi6644
      @deshi6644 4 ปีที่แล้ว +5

      ቀጽሎ ድያቆን 1-5ይ እንት ተካእሉስ

    • @ተዘከረነእግዚኦ
      @ተዘከረነእግዚኦ 3 ปีที่แล้ว +1

      ብረግፅደስ ባሃሊት እግዚአብሔር ፀገኡ የብዝሐልኩም ቀፅልዋ

    • @hffgtt9869
      @hffgtt9869 3 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ደስ በሃሊት ቀፅልዎ ኣምላክ ይሓግዝ ኩቡራተይ 🤲🙏🙏

  • @beynhagos9606
    @beynhagos9606 3 ปีที่แล้ว +6

    ዲያቆን ሓወይ ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ ናብ ዝላዓለ ማዕርግን ይብጻሓካ ዲያቆን ሓወይ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @መቢጋልተዋህዶ
    @መቢጋልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃልሂወት የስመዐልና😭😭
    ካብ ነይርና ምባል ይማሓረና😭😭

  • @WS-Media553
    @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว +16

    2ይ ክፋል ይቅጽል.....

    • @TubeMerkebselamTube
      @TubeMerkebselamTube 5 หลายเดือนก่อน

      ቀጽሉላ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም
      ከይትገድፍዋ አሕዋተይ

  • @እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ
    @እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የስመዓልና ክብርተይ

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏

  • @TRt-qz9un
    @TRt-qz9un 4 ปีที่แล้ว +2

    Bewnet kale hiwet yesmealena amen

  • @hiwanwelegebriel6384
    @hiwanwelegebriel6384 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐልና

  • @henoktesfazgi2980
    @henoktesfazgi2980 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ. ብጣዕሚ ምዓር ወለላ ዝኾነ ቃላት 👍. ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏.

  • @melath7661
    @melath7661 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen xegu yebzhlka hawey zemne agllgltkum yebrak

  • @YemaneTekle-g7s
    @YemaneTekle-g7s 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ሕይወት ቃል የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልኩም
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ፈቃር ለዋህ እዩ እሞ ብምሕረቱ ጌሩዓይኒ ልቦናና ክከፍተልና ናህቱ ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና❤

  • @እግዚአብሔርአምላክይመስገ
    @እግዚአብሔርአምላክይመስገ 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @yohanamebrahtom6494
    @yohanamebrahtom6494 4 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna egzibher xegu yebzhalkum betami mehrit ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🫶🫶🫶

  • @deshi6644
    @deshi6644 4 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብሓቂ ንብዓት ይስዕረካ
    ናይቶም ኣቦ ልውሃት ሲ ይገርም
    ከማኩም ብጠበብ ዝመልሱ ኣቦታት ይሃበና
    ድያቆን ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ ጸጋ የብዛሓልኩም
    ካብዚ ክንወጽእ ከኣ ጽሎት ግብርልና

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว

      ጸሎት ቅዱሳን

  • @tesfaighirmai7572
    @tesfaighirmai7572 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ይባርካ ብሩኽ ሓወ ብሓቂ መሃርን ተንካፍን ስራሕ እዩ ቀጽሎ።

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም
    @ተመስገንመድሃኒኣለም 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር ሓውና🙏🙏🙏❤

  • @ወይኩንፈቃድከ-ኰ9ጨ
    @ወይኩንፈቃድከ-ኰ9ጨ 4 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @sns.9718
    @sns.9718 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ ይብዘለኩም ክቡራተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ብመንገዱ ይምረሐና 😢😢ኣሜን፫

  • @GooklGookl-hn4ng
    @GooklGookl-hn4ng 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን (፫) ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ 🤲 በረከቱ ያብዘሐልኻ ብጣዕምምሃርት እያ 👌

  • @habansemerab367
    @habansemerab367 4 ปีที่แล้ว +4

    ጸጉኡ የብዛሓልኩም ጸቡቅ ትምህርቲ ቃለሂወት የስመዓልና ዲ' ሓዉና ቀጹሉዎ

  • @ወይኩንፈቃድከወይኩን-ጀ8ቸ
    @ወይኩንፈቃድከወይኩን-ጀ8ቸ 4 ปีที่แล้ว +2

    ባሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዝሕ

  • @zaidteklay797
    @zaidteklay797 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና 🌹💒🌹

  • @mebrhitasfehaley6148
    @mebrhitasfehaley6148 ปีที่แล้ว

    አግዚኣብሄር ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሕ ድያቆን ሓውና ናይብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ዩ ቀጽልዎ ንዓና ንትምህርቲ ንዓኩ ካ በረከት ይሕደርኩም

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡራተ ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ማሃሪት እያ 💖💖💖💖

  • @ghenetweldemariam8638
    @ghenetweldemariam8638 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ ኢያ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግርና ጥራሕ ከይስጉም ብምሉእ ምስትውዓል ክንመላለስ ቁዱስ እግዝኣብሄር ይደግፈና እመ ብርሃን ትደግፈና ድያቆን ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ክብረት የሃበለይ

  • @tsegatesfamichael1606
    @tsegatesfamichael1606 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ድያቆን ሓወይ ሰግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባር ቀጽሎ ኣዝያ መሃርት እያ

  • @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
    @ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ መድሂን ኣለም ብዓይኑ ምሕረቱ ይርአየና

  • @amnaslama4484
    @amnaslama4484 2 ปีที่แล้ว

    ባሓቅ ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያሰማልን አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲😥😥😥

  • @meryi4504
    @meryi4504 4 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል ብረከት ይስመዓልና ጸግኡ ይብዝሕ ክቡረይ ብጣዓሚ ማሃሪት አያ ከጽለሉ ደያቆን ሓውና

  • @fyorihailemicheal7595
    @fyorihailemicheal7595 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen (3) kale hiwet yesmealna diyakon Efrem ajoka 🙏

  • @adsfddffeddf6851
    @adsfddffeddf6851 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጋኡ የብዘሐልኩም

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ምሃሪት እያ ።

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና እግዝአብሔር አምላክ ብመንገድ ይምረሓና ልቢ ልድያ ዝካፍተ ልብና ይክፍተልና አሜን፫😭

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari 4 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ቀፅሉሉ

  • @mesilove8981
    @mesilove8981 4 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡራተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ኣብፀሎትኩም ሕሰቡና ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኩም

  • @mrykojo-bz6fx
    @mrykojo-bz6fx 2 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስመዐልና ❤

  • @ተመስገንኣምላክ-ዀ9ኰ
    @ተመስገንኣምላክ-ዀ9ኰ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ በረከት ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልክም እግዚአብሔር አምለክ ክብራት አሕዋተይ ናይ ዘመን አገልግሎትክን ይባርኽ አሜን አሜን አሜን⛪🙏⛪🙏❤❤❤

  • @ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ
    @ድንግልማርያመይዋሕስሂወተ 5 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስምዓልና❤❤

  • @hadnetkinfe8976
    @hadnetkinfe8976 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwot yesmaln

  • @tsnatethio9747
    @tsnatethio9747 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት ያሰማልን❤🙏👌👌🌹

  • @Slasie
    @Slasie 4 ปีที่แล้ว +2

    Amien Amien Amien Qale hiwet yesmalna Diaqon Efrem hawna Egziabhier Amlak Nay agelgulot zebenkum ybarkelkumn yqedselkumn. ❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @samera-v5k
    @samera-v5k 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጋኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋትና ❤❤❤

  • @nebyatberih225
    @nebyatberih225 3 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet ysmealna diacon hawey 🙏💒🙏💒🙏

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana

  • @azugaltigray9546
    @azugaltigray9546 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ብሓቂ ህዝበይ ሳኣን ፍላጥ ይጠፍእ አሎ ከም ዝብል
    ዝቅዱስ ቃሉ ክንደይ ሳኣን ቅዱሳት መፃሕፍቲ ምንባብን ምስትውዓል ኣንፈትና ዘይሳሓትና እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልበናና ይክፈተልና።
    ግን ከተማዕትብ ከለኻስ ብፀጋማይ ኢድኻ ሪአካ ነይረ ካብ ምቅንባር ድዩ
    ብየማናይ ኢድኻ ደይኮነን ዝምዕተብ

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  3 ปีที่แล้ว

      አሜን ሓፍተይ ናተይ።
      እወ ጹቡቅ ኣለኺ ብየማንካ ዩ ዝምዕተብ ግን ካብ ካሜራ እዩ።

  • @ማርያምስምዋጣፋጭነው
    @ማርያምስምዋጣፋጭነው 4 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣምላክ ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ቁዱስ ምኽሪ ኡ
    ንዓና ንዱኹማን ደቁ ድማ ጥበቡን ሙስትውዓሉን ይሃበና ወፂና ከይንተርፍ ኣብታ ጥፍአቲ ዓለም

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ክብረት የሃበለይ

  • @በተሰፋሞኖርበተስፋእየዝነ
    @በተሰፋሞኖርበተስፋእየዝነ 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ኢካ ንፍዕ ቀፅለሉ
    ቃለ ሂወት የሰመዕልና አምሃሪ እዩ

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว

      ክብረት የሃበለይ!

  • @KalcedanDesta
    @KalcedanDesta หลายเดือนก่อน

    ቃለሂወትንያሰማን

  • @zeresenaymengstab5144
    @zeresenaymengstab5144 4 ปีที่แล้ว +1

    Qale hiwet yesmealna diyaqon hawey nay behaki meharit drama

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว

      Danke ዲቁ ሓወይ

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
    ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም
    እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቁራተይ

  • @حسن-ظ3ن1ل
    @حسن-ظ3ن1ل 3 หลายเดือนก่อน

    ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐለካ ክቡር ሓውና
    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቀፅለሉ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትና በተለይ ኣነስ ኣሕዋተይ ኩሎኩም ኣብ ፀለትኩም ዘኹርኒ ሓጥያተኛ ሓፍትና እናበልኩም 😢😢😢😢😢

  • @temesgenamlakey2965
    @temesgenamlakey2965 4 ปีที่แล้ว +2

    ዲያቆን ሓወይ ኣንታ ብሩክ ወላሓንቲ ጌጋ የለን

  • @janatjanat7737
    @janatjanat7737 2 ปีที่แล้ว

    ፀጉኡ የብዘሐልኩም👏👏💐💐💐

  • @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
    @ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዕና ፀጋኡ የብዘሐልኩም 🙏 ኣምላኬ ሆይ አብ ማንታ መንገዲ አለኩ 😭💔 መወርዲአይ ከየበፅሐ ነብ ቤትካ ክበፅሕ አለኒ አምላኬ ሆይ

  • @SasiSasi-iw6fn
    @SasiSasi-iw6fn 3 ปีที่แล้ว

    Amlak yibarka hawna nay behaki meharit menfesawi dirama

  • @MT-zl6et
    @MT-zl6et 3 ปีที่แล้ว

    Qal hiwet yesmealna deaconey Xegue Yebzehalka 🙏❤🙏

  • @tsnattekile3647
    @tsnattekile3647 2 ปีที่แล้ว

    Egzabher amilak yihagizika bilibi egizabiher ayini libonana yikifetelina

  • @kubromfitwi8141
    @kubromfitwi8141 4 ปีที่แล้ว

    amen kal hiwet yesmelna,tsegaeu amlak yebzhalkum yehhwatey zestewi ane libonana egziabher yiadlena amen.

  • @merhawiteklesenbet247
    @merhawiteklesenbet247 4 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmalna dyaqon hawuna nay behaki meharit menfeswi drama eya ajekum kexlwo ,Egziabheir amlak xegau yebzhalkum neana kea setewual ayne lbona yadlena amen

  • @asmaraxaida5841
    @asmaraxaida5841 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 Qale Hiwet yesmealna amlak ab lbna yehdro

  • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
    @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 4 ปีที่แล้ว

    ዕድምን ዕጥናን ሃህብኹም ፍጣሪ ኣዓዚዚዚዚዙ ዂቡራተይይይይይ ቃል ሂወት ይስማዓልና

  • @awetasgedom8294
    @awetasgedom8294 4 ปีที่แล้ว +2

    Great job bro no one perfect be strong 💪 may God bless you keep it up 🙏🙏🙏🙏❤❤❤💒💒💒

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว +1

      Thank you my brother

  • @waletuzekrinebseyywaletuze4717
    @waletuzekrinebseyywaletuze4717 4 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiwet yesmalna
    Amlak xgu yebzhalku vruka ahwateyy🙏🙏🙏

  • @biniam1467
    @biniam1467 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣዚያ መሃሪትን መዓዲትን ዝኾነት ድራማ። ብፍላይ እዚ መንእሰይ ካብታ ናይ ቀደም ጓል ክሓትት ዝመጻላ ሎሚ ተመሓይሹ ዘረብኡ።
    ብምቕጻል ኣብቲ ክመጽእ ከሎ ናብ መን ኢሉ እዩ መጹ ናብ እንዳ ዓርኩ ዲዩ ወይስ ናብ ቤተ ሰቡ፧ ኣብኡ ከም ዘይከነ ባዕሉ ኣቦ ከም ዝኸማኹም ለባም ኣቦ ሓጎ ነይርኒ ይብል ነይሩ። እቶም ኣቦ ድማ ነዚ መንእሰይ ከምኡ ዝኣምሰሉን ይቕረ ግበረሎም እንዳ በሉ ይጽልይሉ ነይሮም። ስለዚ ናብ መን ኢሉ ናብቲ ገዛ ከም ዝመጸ ክትበርህ ነይርዋ፡ ምነልባት ነዓይ ሕቶ ስለ ዝኾነትኒ ኢየ ብኻልእ ኣይኮነን። እምበር ኣዚያ ብልጽትን ገላጺትን ድራማ። ኣምላኽ ጸጉ የብዝሓልኩም ቀጽልዎ።

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว +4

      ጹቡቅ ኣለኻ ግን ከምዚ ፕሮፎስኔል ድራማ ገርካ ኣይትውሰዶ ዓቅሚ የሓትት ዩ። ዋላ እቲ ዓቢ ሰባይ ውን ንሱ እቲ ወዲ እዩ። make up ዩ ቀይርዎ ሰለዚ ገሊኡስ ባዕልኹም መልእዎ

  • @ትቅበለኒዶምስኩሉሓጢተይ
    @ትቅበለኒዶምስኩሉሓጢተይ 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna, bhaki mharti

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ስራሕ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ክቡራት ኣሕዋት
    ሕቶ ኣለኒ ግን እቲ ዝጥቀስ ዘሎ ጥቅሲ ካብ ትንቢት ኤርምያስ ኢሳይያስ እዩ እታ ኣቦ ሒዞሞ ዘለዉ መጽሓፍ ግን ሰዓታት እያ መስለኒ ስለዚ ኣብ ከምዚ ምምዕርራያት ግበሩ ኢኩም

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว +1

      እሺ ክብረት የሃበልና።

  • @selamgebrihiwet27
    @selamgebrihiwet27 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki mhari menfesawi dyakon hawey Egziabher xega ybzhalkum kexlwo.

  • @salam2274
    @salam2274 4 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት ያስማልንጭ🙏🙏🙏

  • @habenhadgu9526
    @habenhadgu9526 4 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ኢኻ
    ንፋዕ ድ ኤፋር ሽኮር ቀጽሎ

  • @mharengasi2033
    @mharengasi2033 4 ปีที่แล้ว

    Dyakon hawey bhaqi egzeabher xegeu yebzhalkum nezi zelenayo hiwet gelaxitn meharitn nierelu trah konalu zelena alena nblelu gzie yhabena

  • @ሙሉየእመብርሃንልጅ
    @ሙሉየእመብርሃንልጅ 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  2 หลายเดือนก่อน

      ♥️🙏

  • @bhlbibrhane5568
    @bhlbibrhane5568 4 ปีที่แล้ว

    Gelukkig man

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 4 ปีที่แล้ว +1

    ርኢቶ ይቅርታ እቶም ኣቦ ከመስቅሉ ከለዉ ብጸጋማይ እዩ ዘሎ ኢዶም ከኣ ድሓን እዮም ዝመስሉ ስለዝሲ ካብ ካሜራ ወይ እንታይ ምካኑ ረኣይዎ ኢኩም

    • @WS-Media553
      @WS-Media553  4 ปีที่แล้ว

      ሰላም ክቡር ተኻታታሊና ሚኪ ሓው!
      ንስለ ተገዲስካ ሪኢቶኻ ብምጽሓፍካ ኣዝየ የምስግነካ። እቶም ኣቦ ብየማን እዮም ዘማዕትቡ ዘለዉ ካብ ካሜራ እዩ።

    • @ኤልማስተለመን
      @ኤልማስተለመን 4 ปีที่แล้ว

      @@WS-Media553 እሺ ክብረት ይሃበልና

    • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
      @FkriAemlakeysAelewoHelefa 3 ปีที่แล้ว

      ኣብ ካሜራ ብፀጋም ኣምሲሉ እዩ ዘዉፀኦ እምበር ብትክክል እዮ ም ዘመዓትቡ ዘለዉ ዝያዳይ

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና

  • @ስላምጋልተዋህዶ
    @ስላምጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሕለኩም እግዚአብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 3 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዓሚ ማሃሪት እያ ቀፅልሉ ክቡራተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብመገድካ ምርሓና