ጥቅሚ ሃይማኖት ን መኔፈሳዊ ኣእምሮ ኤዩ ። መንፈሳውነት ኩለንትናና እዩ ስለዚ 😢😢😢😢 we believe we are sprite & spirits never dies so our coexistence we will never lose after departed from our bodies. We will join to spirit congregation by the help of Angels according our beliefs as Christian to our Lord kingdom we reside . Because he promised us .. He will go to prepare us a mansion because he said in my father’s universe there are many many mansions .. There’s heaven there’s hell ..! We can get redemption through Christ. Come to Jesus. There’s evil Angles …& if you stranded they’ll get you out there.. make your way with the lord Christ now you’ll find yourself redeemed and marked through true redemption. We need to be born again to understand this. Instead of being made of nothing later to join into your nothing … beliefs. There’s God & Angles And there’s fallen Angels. Here Christ reveals to pay tribute of our redemption. Accept call his name open your heart ❤️ he will be there for you.
Welkawi hasab mahberawi hasab felalyo please. Bayto mahberawi smmE u wulkawi aykonen ezi seb kea nay wulku zmeslo u zzareb zelo. NAbnet Nska shgara aysetyn ye kemzi ba kemti ba aygebrn ye ente elka wusaneka u. Maletsi nay wulkka wusane u. Slezi ezi kea natu zmeslo u zzareb zelo
Brilliant Abona👏ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትሕዝቶን ሓንጎል ዝከፍት ሓሳባትን።
Please continue with such topics
ብዛዕባ ሃይማኖት ካልኣይ ግዜ ሰፊሕ መደብ ግበርሉ። ህዝቢ ትግርኛ ክንዲ ዝመራመር ፍቆዶ ደብሪ ገዳም ክኸይድ እዩ" ዘሕልፎም
መጀመርያ እቲ ደብሪ ወይ ገዳም ስለምንታይ ተሰሪሑ፡ መዓስ ተሰሪሑ፡ ብኸመይ ኣገባብከ ተሰሪሑ ዘይትብል? In fact ገዳም ወይ ደብሪ ማለት እቶም ዝበዝሑ፡ ኣብ ጽምዋ፡ ገደል፡ ዝጋን፡ ፈጺሙ ኣብ ጭው ዝበለ በረኻ ይርከቡ። እቶም ዝበዝሑ ቀደም ወዲሰብ ኲናት ይበዝሖ ስለዝነበረ፡ ቅርስታቱ ንኽሓብአሉን ከዕቁበሉን ኢሉ ከም ግሉልን ሰብ ክረኽቦ ዘይክእል ቦታን እዩ ኔሩ። ገሊኦም ድማኒ ኣብ ፀድፊ ክንሶም እንተስ በቲ ሽዑ ዝነበረ ንጉሥ ንህዝቢ ኣገዲዱ ዘስረሖም ይመስሉ።ንኣብነት ገዳም ደብሪ ዳሞ መዳይቦ የብሉን። ኣብቲ ገድሊ ኣቡነ ኣረጋዊ ግን ዳሞ ዝብል ስም ካብ "ዳኅምሞ"ዝብል ናይ ግእዝ ቃል ከም ዝመፀ እቲ ዳኅምሞ ዝብል ቃል ድማኒ ብትግርኛ ነቲ መዳይቦ ኣፍርሶ ማለት ከም ምዃኑ ፈላጣት ይዛረቡ። ዳሕራይ ግን ገመድ መስሓቢ ሰብ ከም ዝሰርሕሉ ሎሚ እንሪኦ ነገር እዩ። እቲ ዝገርም ነገር ናብ ገዳም ምስ እትኸይድ መንፈሰ-ህይወትካ ጽቡቕ ከም ዝስመዐካ ብዙሓት ይምስክሩ። መቸስ ወዲ ሰብ ኣብ ጽምዋ ቦታ ኮይኑ ብዙሕ ክመራመርን ክሓስብን ክጽሕፍን ይኽእል እዩ። እዚ እቲ ኣወንታዊ ጎድኑ ማለት እዩ። እቲ ወዲሰብ ናብ ገዳም ከይደ ፀበል ሰትየዶ፡ ማንጮለት ተሓጺበዶ ዝብልዎታ ግን ፈጺምካ ብመርትዖ ዝቐርብ ነገር ኣይኮነን።
ብዛዕባ ቆማል ዓጋመ ተዛረብ በሎ ነዚ ድቓላ ትግራይን ፓኪስታንን😂😂
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኤማ ከምኩሉ ግዜ ጽቡቅ ትምህርቲ
አነስ ክፈትዎም ነአቦና ፋላስፋ አማኒኤል ሳህለ ብጣዕሚ የቀኔልና❤❤
ደጋጊምካ ኣምጻልና ነቦና ፍላስፋ ኣማኔል ሳህለ
ኢዛ ምድያ ናቱ ኢያ ይመስለኒ ።
ሳብስክራይብ / ላይክ ግበር ክዓቢ።
መምህር ኣሜኒኤል ሳህለ ስለስትኦም ቃለ መሕትትካ ስመዐዮ ኢየ መጽሓፍካ ሓንቲ ዓለም እውን ኣንቢበያ ኢየ ብጣዕሚ ጽቡቅ ረኪበዮ ናጻ ሓሳባይን ምክንያታዊ ሓሳባይ ምኮንካን ብጣዕሚ የድንቀካ እዙይ ክኣ ካብ ንኡስ ዕድመካ ምስ ብዙሕ ጻዕርኻ ናብዚ ምብጻሕካ ካብ ባሕሪ ኣፍልጦካ ብጽልፋ ምክፋልና ዘሐጉስ ኢዩ ነዊሕ ዕድመ መምህር ኣማኒኤል 🎉🎉🎉🎉
ኣነ ኣዚየ ክሰምዖ ዝደሊ ሰብ እንተልዩ ኣቦና መምህር ኣማንኤል ሳህለ ኢዩ.ስለዚ ቀጻሊ ክትመጸና ተስፋ እገቡር .
Aboy amanuel, Love ur deep intellectual! Thank you sir.
መ/ም ፁቡቅ ትምህሩ ።
ኢሞ ቀፅልዎ- ንገንዘብ- ዘይኮነ ፥
ኢቲ ዘይተማህረን/ ዝተማሃረን እንተተማሓሸየሸ / እንተነቅሔ ።
ኣቤት ትምህርቲ ብሓቂ ጅግና ኣቦ
እስልምና ክርስትና ዝብሃል ናይ ገዛቲ ዓረብን ናይ ገዛቲ አውሮፓ ን እዩ ኣፍሪቃዊ ህበይ ድማ ሓቂ ይመስሎ
ንምንታይ ነብስኻ ትጸርፍን ተነኣእስን ኣለኻ???
One and only!! I truely admire your way of thinking.
ነዚ ሰብ ዕላምኡ እምነት በሃይ ኣብ ትግራይ ንምትእትታው እዩ።
Denqourro
ክቡር መምህር ክብረት ይሃበልና
Thanks Amma, Great explanation. The new generation must learn about free thinking and open mind sett.
🎉 ኣማኑኤል ሳህለ!
መምህር ኣማኑኤል ❤❤❤❤❤
ፍልስፍና ጽቡቅ እዩ፡ ዘለኣለማውነትኻ ዘጥፍእ ክኸውን ግን የብሉን፡፡❤😢😂😅
ኣማነይ ምሽታጊን❤❤❤
"እቲ ወዲ ዘለዎ ህይወት አላቶ፡ ወዲ ኣምላኽ ዜብሉ ህይወት የብሉን።" 1ይ ዮሐንስ 5:12
እዚ ጺሒፍካዮ ዘለካ ሳክት እዩ፣ ነቲ ዝብሎ ዘሎ ዝምጉት ወይ ዝረትዕ ኣይኮነን።
ሎም ዘበን ፡ ኣብ ልዕሊ እምነት ተዋህዶ ሃይማኖት ይካየድ ካብ ዘሎ ናይ ምዕናዋ ዘመተታት ፡ ሓደ ካብ'ቶም ስውር ተልእኾ ከይሃለዎም ዘይተርፉ ውልቀሰባት ኢና እንዕዘብ ዘሎና ። " ጸላኢና 2ሳዕ ይረአ " ይብሉ ወለድና'ሞ ፡ ኣብ እርጋንካ ክጽይቐልካ እንከሎ ድማ ፡ ካብኡ ዝኸፍእ እንታይ ኣሎ ? 😢
ንዚ ሰብኣይ ከምዚ ከማይ ዝፈትዎ ኢዱ ንላዕሊ ኤማ ሓቢቢ❤
ብየሱስ ክርስቶስ እንተ ኣመንካ ናይ ዘልኣለም ህይወት ኣሎካ
እንተ ዘይኣሚንካ ክትጠፍእ ኢኻ እንዳበልካ ንሰብ ብምፍርራህ ባርያ ንምግባር ዝግበር ናይ ድሑራት ኣተሓሳስባ ዝጠፍኣሉ ግዜ ርሑቅ ኣይኮነን ምኽንያቱ ደቂ ሰባት ንነቅሕ ስለ ዘለና። 😉😉
ኩሉ መጽሓፍቱን ዓንቀጻቱን ክዝርጋሕ ብጣዕሚ ይላቦ!
እዚ ብፍልጠትን ልቦናን ዝመልአ ሰብኣይ ብሓንቲ ዓለምን ጥርኑፍ ዓንቀጹን ኣብ ዩቱብ ዝገብሮ ናይ ስብሪና መድብን እየ ዝፈልጦ! ነዚ ብሃይሞኖትን ድሕረትን ተመሪዙ ዘሎ ሕብረተ ሰብ ከም ብዓል ኤማ መድሃኒት እዮም😂
እዚ መደብ ከኣ ጽቡቅ ሕቶታት ኣቅሪብክምሉ ገጽ ብገጽ ደኣ ዘይኮነ እንበር!
I am the way the life and the truth said our Lord Jesus.
Thanks very much you so brilliant man ❤
He is ahead of time
Waww the great 🎉
We need more videos ❤❤❤❤
ሓንቲ ዓለም ዘኪሬ!
AMANUEL SAHLE, sei BRAVO, non ho altro da dire.
Good job Amanuel
በየሱስ ክርስቶስ ዘይኣምን ሰብ ስለዝኾነ ክመውት ይግበኦ
ኣፍሪ ቃዊ ፋፋ ሑሩጭ ፊኖ ትህቦ ናይ ጥልያን ኮተሊክ ይቕበል ኣፍሪቃዊ ተምሪ ምጥሪ ትህቦ ኣስልምና ከልቢ ዓረብ ይኾውን
ሕቶይ
ቋንቋ ኣገው ቢለን ዶ ይቅድም ኣምሓርኛ?
መ/ም ኣማኑኤል ትዕግስቲ ይሃብካ እምበር እዚ ሕብረተሰብና ፤ ንዘደንቅሮ እምበር ንዘንቅሖ ሰብ ኣይፈቱን እዩ።
ዝስማዕ ብዙሕ ኣሎና ንሕቅልሕንቅሊተይ ግዚ የብልናን በጃኻ፡ እዚ ሰብ ካብ ፈጣሪኡ ርሒቑ ኢዩ መስኪንስይ።
Mahayeim ekii mehrro yedlkii aloo
Engae selam mexeka memhr amanuel sahle
ጠዑይ ድዩ እዚ ሰብአይ
ፋላስፋ. ኣምኑኤል. ንስኻ ኣብ ዝተፈላለ ትፈልሴፍ ኢኻ..
ሓንቲ ኢልካ. ሰብ ዓለም ክባብ ሙካና ኣሚኑ ብ ትመክሮ ኸም ከባብ ኣሚኑ ሳተላይት ብዙሕ.ጽቡቅ.ግይሩ ኢዩ
ኣን ክኣ ምጽሓፍ ቅዱስ ኣሚነ ኣምላኽ ክርስቶስ ኣሚነ. ሰይጣን ከምዘሎ ኣሚነ ንቲ ቃል ኣምላኽ እንዳገብርኩ ክመጽእ ከለኹ ፍቅሪ ክርስቶስ ተርድኡን ብ ፍክሪ ክርስቶስ ክኸይድ ምስ ጀምርኩ. ምስ መንፍስ ቅዱስ
ብጽቡቅ connect ክገብር ጀሚረ. ባህሩ ምሓዝ ስለዝጀምርኩ. ምሕሳብ ገድፈ. ብ ውሽጠይ ብ ምንፈስ ቅዱስ ክምራሕ ጀምርኩ ኣብ ጸሎት ሓይል ክረክብ.ምርሒት ይረክብ.እዚ ክገብር ከልኩ. ሰይጣን ውን ኣብ ጥቃይ ኢዩ ዘሎ. መንፈስ ቅዱስን. ሰይጣን ይፍላልዮ. ሰይጣን ኣንጻር ቃል ኣምላኽ ክትገብር ኢዩ ዝደፋፍእ..ግን. ስይጣን ዓቫይ ክሰርሕ ከምዘይክእል ምስ ፈለጠ ይርሕቅ ኢዩ
ኣነ ውን. ኻብ ዝበዝሕ ሰብ ይትንቀክ ኢየ. ምክንያቱ ዝበዝሕ ሰብ እቲ church ዝኸይድ ዝያዳ ሰይጣን ይጻወትሉ ኢዩ ብኡኡ. ተመሪሑ ብዙሕ ጉድኣት ይገብር. ዝብዝሑ ዝምህሩ ሰይጣን መንፈስ ቅዱስ ኣይፈልዩን..ብ ፍቅሪ ክርስቶስ ዘይከይድ ሰይጣንን መንፈስ ቅዱስ ኣይፈልን ኢዩ
እዚ ዝነብሮ ሂወት አምላካዊ ባህሪ. ፍሉይ ኢዩ. ናይ ሰብ ባህሪ ኣይክነን..ሕጉስ ብ ፍቅርን ሰላምን የንብረካ. ፍርሒ. ጭንቀት ዝብሃል የለን. ብ ምርሒት ምንፈስ ቅዱስ በር ብ ርድትካ ኣይትኸይድን..ሓንግለይ መንፈድ ቅዱስ ይቆጻጸር ብዙሕ ኣይድክምን..ኣይሃምን. እርጋን እንበር ሓምም ድኻም የልን.
ክርስቶስ. ንሰብ ሓደ ክግብር ኣይመጸን. ክፍላሊ ኢዩ ምጽኡ. ን ኣምላኽ ዝስዕቡ ናይ ኣምላኽ ባህሪ ክሕዙ. ካብቶም ናይ ሰብ ዓለማዊ ባህሪ ዝበዝሕ ገንዘብ ዝኣምላኩን..ሰይጣናዊ ባህሪ. ኸም ኣመንዝራ ሰርቅት ምታለልቲ. ዝኣምሰሉ ኽፈል ኢዩ መጽዩ
ኣነ ኣብ west ዝተማህርኩ engineer ኢየ. እዚ ኣብ ሂወተይ prove ግይረዮ. ኣምልካዊ ባህሪ ዘለዎ. ኣብ ምድሪ ኣብ መንግስት ኣምላኽ ይነብር.ምስ ሞተ ኽኣ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ይከይድ
እቲ ዝበዝሕ ልዕሊ 90% ግን. ኣይወርስን ኢዩ.
ግርሕታት ካልእ diabilty ዘለዎም ፍርዲ ይረኽቡ ይኾኑ
እቲ ዝበዝሕ. ግን ግሃነብ ኢዩ. Church ኢየ ዝኸይድ ኣይምህርን ኢየ ግን ኣብ መንጎ carnal ክርስትያን ኢየ ዝነብር...
ፍሉይ ባህሪ ሒዘ.
ምክዳስ ማለት ምፍላይ ኢዩ
ኣብ ምድሪ ብግብሪ ክፍለ ነብሰይ እንዳረኣኹ. ውሑድ ኢዩ ኣምልካዊ ባህሪ ዝሕዝ...ኣብ ሰማይ ኽኣ ከምኡ ኢዩ
እቲ ዝብልካዮ. ድሕሪ ሞት transcending life. Unity ኢዩ ዝበልካዮ ካበይ ኣምጽካ ዮ
ኣብቲ እምነት የለኻን...ኣሚንካ ንነውሕ ተትከይድ ማለት ን 20-30 ዓመት እዚ ኣነ ዝበጽሓክዎ 200% ምብጻሕካ. ንዑኡ ዝኸውን mind ዓቅሚ ምጽማም የድሊ.
ዝበዝሕ ግን ዓቅሚ mind የለን...ምጽማም የለን. Church ይኸይድ እምበር. ኣብ መዓልታዊ ናብራ ዓለም.ሓዳር ኢዩ focus ዝገብር. ኣብዝ ኣነ ዝበሳሕክዎ. ክበጽሕ ኣይክእልን.
Yes ኣብ ምድርን ሰማይን ኣምላኽ ሰይጣን ኣሎ. መንግስት ኣምላኽ መንግስት ሰይጣን ኣሎ. Prove ግይርናዮ ኢና ኣብ ሂወትና
ክርስትና ክስዕብ ዝደሊ. ምንግስት ኣምላኽ ክኣቱ ኢሉ.. ዝኽፈል ኩሉ ዓይነት ምስዋት ዝወስደ ይውሰድ 29-30 ይውሰድ አምላካዊ ባህሪ ክሕዝ. ዝደሊ ጥራይ ኢዩ...ደም ክሳብ ዝጥሞ ምስ ሰይጣን ዝዋጋእ..ክኸውን ኣለዎ
..አምላካዊ ባህሪ ፍቅሪ ብ ቀሊል ኣይመጽእን...ዋጋ የክፍል ኢዩ .
ናይ ኣሽሐት ዓመት ሂወት ኢዩ. ዘለ ዓለማዊ ሕወት ኢዩ...ናይ 80-90 ሂወት ኣይኮነን.
ክርስትና ብዚ ርድኢት ዝኸይድ ትራሕ ኢ
. ድሕሪ ናይ 4-5 ደቂቅ ጸሎት ድሕነ ኢየ ወራስ መንግስተ ሰማይ ኢየ ዝብል ኣይኮንን..
እቲ ዝኸፍኤ. እንተ ብ 5 ደቂቅ ጸሎት መንግስት ኣምላኽ ወርሱስ...ንምንታይ church ትኸዱ. ን ምድራዊ ንገርኩም ክጽብቅ ኢዩ ኢለ ይሓቶም.
ኣይኮነን ይብሉን..እሞ ንምንታይ ዳኣ ትብሎም ክልወጥ ይብሉ...ደጌመ ይሓቶም. ..ባህረይ ክልውጥ. ደጊመ ን ምድራዊ ሂወት ድዩ,??
ክምልሱ ኣይክእሉን
ንሶም.እምነቶም. ሓንሳብ ግይታ ዝተቀበለ ድሒኑ ኢዩ ብ እምነት...
መንግስተ ሰማይ ብ 5 ደቂቅ ከምትቶ እዮም ዝኣምኑ??..ስለዚ ብዚ እምነቶም. .church ዝኸዱ ንኻልእ ኢዩ.???..መልሲ ዘይብሉ ኢዩ
ክርስትና ንቶም ቃል ኣምላኽ ዝገብር ክልወጡ ዝደልዩ. ባህሪ ኣምላኽ ክሕዙ ዝደልዩ ጥራሕ ኢያ. ናይ. ጴንጠ, ተዋህዶ. ካቶሊክ. ካልእ ሃይማኖት ምእማን ኣይኮነን
ክርስትና ናይ ባህሪ ኣምላኽ ምሓዝ.ዘለኣለማዊ ሂወት ኣምላኽ ኢዩ!!"
ብ ኸምዚ ዝርዳእ ዋላ 60-70 ዓመት ኣምላኽ ሓንቲ ከረኸበ ክቅጽል ይኽእል ኢዩ..ጸዓዱ ሓደ ሓደ ይገብሩ ዕዮም.
ሓበሻ ዓቅሊ ዘለዎ ይኽእል ኢዩ????
ኣማኑኤል ይኩን ካልኦት ፍላስፋታት ኣምላክ የለን ኣይኮኑን ዝብሉ ፣ እዚ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ሃይማኖታት ግን" ብምልኡ ሓሶት እዩ። ኣምላክ ወይ ሓደ ሓይሊ ግን ኣሎ።
ክቡር ሓው፡ ንሕናኮ ጎንጺ ዝጥቀምን ዘምጽእን እምነት ደኣምበር ከምዚ ከማኻ ኣብ ህይወተይ ሰላም የምፀኣለይ እዩ ኢልካ እትኽተሎ እምነት ምኽታል ነውሪ የብሉን። እቲ ሠይጣንዶ ጽድቂዶ፡ መልኣኽዶ እትብሎ ዘለኻ ብዘይካ ኣብ መጽሓፍ ኣሎ ኢልካ ክትጠቕሶ ብመርትዖ ጌርካ ከተምጽእ ወይ ከተእምን ኣይትኽእልን። ኣብ ዓለም ብዙሕ እምነታት ኣሎ፡ ዝመሰለኻ ንኽትክተል ከዓ ነጻ ሰብ ኢኻ። ጎንጺ ዘምጽእን ዘስዕብን እምነት ክትጥቀም ግን ኣይትኽእልን።
ዝከበርካ ኩቡር ኣቦ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት ኣልዒልካ ትዛረብ ኢኻ ጽቡቕ ኢዩ፡ ሃይማኖት ወይ ከኣ እምነት ምናልባት ጨንፈር ስለ ዝበዝሖ ይትሓዋወሰካ ይኽእል ይኸውን ኣየናይ ኢዩ ሓቃኛ እምነት ናይ ምልላይ ግን ንነፍስወከፍና ይምልከት። እንተ እቲ ዝተሓዋወሰካ ዘሎ ግን እቲ ቅዱስ መጽሓፍ ዝብሎን እቲ ሰብ ኣብ ኣተገባብርኡን ኮይኑ ረኪበዮ።
ስለዚ መጽሓፍ ቅዱስ ወዲ ሰብ ካብ ሓደ ሰብ ከምዝተፋረየን ሓደ ኣቦ ከም ዘለና ኩላትና ደቀ ኣዳም ከምዝኮንና ኢዩ ዘረድእ። እቲ ፍልልይ ዝመጽእ ዘሎ ግን ደቂ ሰብ ካብ እምነት ወጺና፡ ብፍልስፍና ናይ ገዛእ ርእስና ወይ ከኣ ድሌታትና ንኸነተግብር ብእንጉዓዞ ጉዕዞ ዝመጸ ኢዩ። ከምቲ ሓደ ሰብ ንሓደ ነገር ምስ ምሃዘ መወከሲ ማለት ከመይ ገርና ክንጥቀመሉ ከምዘለና ሓደ ወረቀት የዳሉ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ንወዲ ሰብ ምስ ፈጠሮ መወከሲኡ ንመጽሓፍ ቅዱስ ኢዩ ሂብና። ግን ከኣ ኣይደረተናን ነዚ እውን ክንቅበሎ ዘይክንቅበሎ ሓይሊ ኣእምሮ ስለ ዝዓደለና ምርጫ ኣሎና። ፈጣሪ ናይ ናጽነት ኣምልኽ ኢዩ። ስለዚ ናጽነት ሂቡና ኢዩ። ከምቲ ዝበልካዮ ነቲ ሕማቕ ንኽትኣምን እውን መሰል ኣሎካ ግን እንታይ ኢዩ ውጽኢቱ ኣብ መወዳእታ ኣንታይ ክከውን ይክእል ዝብል ኣዝዩ የገድሰና። ንሕማቕ ነገር ብምእማንካ ኣብ ዝመጽእ ዓለም ኣይኮነን ኣብ እዛ ዓለም እዚኣ እውን ብሰላም ክትነብር ኣይትኽእልን ኢኻ። ኣነ ከምዚ ኢየ ዝኣምን ከምዚ ኢየ ዝደሊ ምባል መሰል ኢዩ። እቲ እትፈላሰፎ እውን እግዚኣብሄር ብዝሃበካ ሓይሊ ኣእምሮ ከምዝኮነ ምርዳእ የድሊ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ግን ናይ ናጽነት ኣምላኽ ኢዩ። እመን ጥራይ ዝብሃል ድማ የለን፡ ንመን ኢኻ ትኣምን ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ስለዚ ብዝመስለካ ጥራይ ምዝራብ ኣብ ጉዳይ እምነት ትኽክል ኣይኮነን። ኣነ ኣይኣምንን ኢየ ክትብል ትኽእል ኢኻ። እዚ ትብሎ ዘሎኻ ኩሉ ዝድህሰስ ዝጭበጥ ፍጡራት እግዚኣብሄር ብዝሃቦም ፍልጠት ዝምሃዝዎ ኢዩ። ፈጥእሪ ግን ብፉጡራት ክምርመር ኣይክእልን ኢዩ። እግዚኣብሄር ንስነፍልጠት ኣይቃዎሞን ኢዩ፡ ምኽንያቱ እግዚኣብሄር ክንሓስበሉ፡ ክንመራመረሉ፡ ክንሰርሓሉ፡ ሂወትና ክንመርሓሉ ኢዩ ሂብና። ነቲ ዝተዋህበና ጸጋ ኣምላኽ ግን ምስ ፈጣሪ ከነዋዳድሮ ኣይንኽእልን። ስለዚ ኣብ እቲ ንስኻ ትኣምኖ እምነት ዘይቁኑዕ እንተ ኮይኑ ምናልባት ክትምርምር ትኽእል ኢኻ። እምነት ኣብ እዛ ዓለም እዚ ሰላማዊ ዝኮነ ሂወት ንኽትመርሕ ይሕግዘካ፡ ድሕሪ ሞት ከኣ ኣብ እዛ ዓለም እዚኣ ብዝሰራሕካዮ ነገር ፍርድኻ ተቀቢልካ ምስ ኣምልኽ ምንባርን ዘይ ምንባርን ይፍረደና። ከምቲ ብቃልካ ዝበልካዮ ንኽፉእ እንተኣሚንካ ክፉእ ትረክብ ጽቡቅ እንተኣሚንካ ከኣ ማለት ነቲ ሓቅኛ ኣምላኽ እንተኣሚንካ ዘልኣለማዊ ኮካ ምስ ኣምላኽ ትነብር።
ስለዚ እትኣምኖ ኣምላኽ ምፍላጥ ኣገዳሲ ይከውን። ምኽንያቱ ኣምላኽ ናይ ኩሉ ፍጡር ሰብ ኣቦ ኢዩ። ኣቦኻ ዘይትፈልጥ እንተኮንካ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ቀሪብካ ውርሻ ኣቦኻ ከምዘይትወርስ፡ ከም'ኡ ከኣ እታምኖ ኣምላኽ ዘይትፈልጦ እንተኮንካ ውርሻ ፈጣሪ መንግስቲ ኣምላኽ ክትወርስ ኣይትኽእልን ኢኻ። ዘልኣለማዊ ሂወት ድሕሪ ሞት ሂወት፡ እዛ ሂወት እዚኣ ከኣ ምስ ኣምልክ ምንባር ኢዩ እዚ ከኣ ኣምላኽ ዘውርሰና ውርሻ ሰናይ ግብሪ ኢዩ። እዚ ዝርከብ ከኣ ፈጣሪ ብዝሃበና ሕጊ ተኸቲልና ምስ እንኸይድ ጥራይ ኢዩ። ደቂ ሰባት እንተድኣ ኣዛቢዖሞ ክትምጉት መሰል ኣለካ ከምቲ ንብለካ ተቀበሎ ዝብሃል የለን። ክትፈልጥ እንተደሊካ ቤተክርስትያን ንዘይ ተረድኣካ ነገር ንኽትሓትት ቤተክርስትያን ከኣ ክትምልሰልካ ድልውቲ ኢያ።
ሃይማኖት ሕማቕ ኣይትግበር ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ጽቡቕ ኣይኮነን ሕማቕ ስራሕ ንወዲ ሰብ ሰላም ኣይህቦን ኢዩ። ጽቡቕ ስራሕ ግን ጽቡቕ ስራሕ ኢዩ ንሰብ ይኩን ንእግዚኣብሄር። ምናልባት ሰብ ከምቲ እግዚኣብሄር ዝሃበና ሕጊ ስለ ዘይነተግብሮ ውይ እውን በቲ ቅኑዕ ኣገባብ ስለ ዘይተጠቀምናሉ ዘየተግበርናዮ ሃይማኖት ግጉይ ኢዩ ክንብል ኣይንኻልን ኢዩ። ንኽትኣምን ግዴታ ዝብሃል የለን። ንኹሉ ትትንክፎ ኣለኻ ይትሓዋወሰካ ኣሎ።
ሰላም ፍላስፋ ኣማኒኤል ፡ ኣነ ግን ፍጹም ሓቂ ኣሎ እየ ዝብል። ናብነት ሓደ ወዲ ሰብ ካብዛ ዓለም ብሞት ይፍለ እዚ እንታይ ይበሃል ? ሞይቱ፡ ዓሪፉ ዳግማይ ኣይምለስን እዩ ስለዚ እዚ ሓቂ ኣይኮነን ማለት ድዩ?
qexiliu abona nexa hasabi
ሕቶይ ንምንታይ ኢኻ ነጻሓሳብ እንዳበልካስ ነዚኣ ረሲዕካያ ! ኣምሓራይ ማለት ከመይ ተፈጢሩ ናይ ብሓቂ ጠፊኡካ ! ኣገው ጉራጌ ሲዳማ .... ድቂ ሰባት ምኳኖም ትኽሕዱ ኣምሓራይ ተመሲልኩም ተሳይቅዎም ብሄራት
Hanti alem
❤❤❤❤❤
ፖለቲካ ማለት ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ዝርከቡ ጸጋታትን ተጽዕኖታትን/ጾራት ብኸመይ ኣገባብ ክመቓርሑ ከም ዝግባእ ንምውሳን ዝግበር ናይ ስልጣን ውድድር ማለት ኢዩ። ወዲ ሰብ ብ ባህሪኡ ስሱዕ ስለ ዝኾነ ከኣ፣ እቲ ሚዛናዊ ምምቕራሕ ዘፍቅድ ዲሞክራሲ ስለ ዝኾነ፣ እዚ ተመራጺ ይኸውን።
@ ኣማኔል ሳህለ
እዋይ ክፋእ ይኣምነካ ኔረስ ሕዚ ኣጽቒጥካ ቒቒቒ 2 ልቢ
ኣምሓርኛ ኣምሓራይ ዝበሃል ቛንቛ ድዩ መንነት ከመይ መጺኡ መሃዝቱ ጠፊኦምካ !!! መቀለ ኾፍ ምስ በልካ መንፈስካ ትሸይጥ ልዛይ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ተጸይቅካ !
He said nothing about amharicor amhara
መ/ም አማንኤል ሳህለ ።
ኩሉ ክትፈልጥ - አይካአልን ኢዩ ።
ኢዚ ውፅዕ - ትግሪኛ ዝዛረብ ፥ መልስካ አይትወፅዓዮ ። [ ሓንቲ ቅንዕቲ ዝበልካያ ነሩኒ ዝባሃል ጥቅሚ የብሉን ] ሕጂ ከ እንታይ አለካ ኢዩ ወሳኒ ። 1/ ብዛዕባ ሓወልቲ አክሱም ዝመስለካ ተዛርብካ ።መን ኢዮም ንዑኡ ዝሰርሑ ኢልካ ዘይትፈላሰፍ ?
ንምንታይ ድሕሪት ተመልሶም ኢልካ ዘይትፈላስፍ ? ብዛዕባ መሓመድ - ግራኝ ተፈላስፍካ ፥ ፁቡቅ ኢትዮጵያዊ ኢዩ ኢሞ ወራሪ አይኮነን ኢልካ ። ናይ 500/ ዓመት ዝከውን ሓፅር ግዜ ኢዩካ ። ንህዝቢ ክርስትያን 70% ዝቀተለን / ዘቃፅለን ብሰበብ ሃይማኖት [ ሃገራት ዓረብን - ቱሩክን መሳርያ አዕጥዎም ። ኢዚ ወራር አይኮነን ? ? ? አብ ግዜ ግራኝ * ኢትዮጵያ ኔራ ዶ አይነበርተን ኢልካ ዘይትመራመር ? ግዜ የብለይን - ቡዝሕ ከይፅሕፈልካ ። ሰብ ዓቅሙ ኢዩ ዝዛረብ ። ኢሞ ታርክ ተወከስ ፥ ፓላ ( በትሪ ) ተሞርከስ ። ሓቀኛ ታርክ ከተንብብ ፅዓር ። ሓቀኛ ታርክ አሎ ።ኢሞ ደልካ - ርከቦ ።
ምኽንያቱ ከማኻ ዓሌታዊ ጸቢብ ሰብ ዘይኮነ እዩ። እቲ ንስኻ እትደልዮ ነቲ ጸቢብ ኣተሓሳስባኻ (ህዝቢ ትግርኛ ) ጥራይ ዝብል ፤ ዝድግፍ ዘረባ ክዛረብ ኢኻ ትደልዮ ዘለኻ 😊 መ/ም ኣማኑኤል ግን ንቁሑን ክፉት ኣእምሮ ስለ ዘለዎ ቅበጾ ኢኻ።
ኣብ ትግርይ ናይ ፍልስፍና መጽሓፍቲ ኣለዉ ዶ"
ኣሎ ንምባል ከቢድ እዩ ዳርጋ የለን።
@hinqiliteytube ሓንቲ ረኪበ ነይረ። ፍልስፍና ዘርኢ ያዕቆብ" ካልእ ገለ የለን።
ኣበይ ዲኻ ትነብር?
@@hinqiliteytube 🇬🇧
@@hinqiliteytube ዓዲ እንግልዝ እየ" ዝነብር
ጥቅሚ ሃይማኖት ን መኔፈሳዊ ኣእምሮ ኤዩ ።
መንፈሳውነት ኩለንትናና እዩ
ስለዚ 😢😢😢😢
we believe we are sprite & spirits never dies so our coexistence we will never lose after departed from our bodies.
We will join to spirit congregation by the help of Angels according our beliefs as Christian to our Lord kingdom we reside . Because he promised us ..
He will go to prepare us a mansion because he said in my father’s universe there are many many mansions ..
There’s heaven there’s hell ..!
We can get redemption through Christ. Come to Jesus.
There’s evil Angles …& if you stranded they’ll get you out there..
make your way with the lord Christ now you’ll find yourself redeemed and marked through true redemption.
We need to be born again to understand this.
Instead of being made of nothing later to join into your nothing … beliefs.
There’s God & Angles
And there’s fallen Angels.
Here Christ reveals to pay tribute of our redemption.
Accept call his name open your heart ❤️ he will be there for you.
ብወዳምነት ሰላምተይ የቅርበልካ ነስብድካ ምምርማር ጽቡቅ ኢዩ ንዛዕባ እቲ ሃይማኖት እትብልዎ ዘለክልኩም ድማ ሃይማኖት ማለት እምነት ማለት ኢዩ ኣብ ኦርቶሰክስና እዚ ማለት ድማ ነቲ ዘይርኤ ከምዝርኤ ገይርካ ኣሚንካ ናይ ዘልኣለም ሂወት ምውራስ ኢዩ ብርግጺ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላክ ወዲ ኣምላክ ኢዩ ኩሉ ፉጡር ድማ ናቱ ኢዩ ንመጀመርያ ክትፍልጦ ዘለካ እቲ ንዓይ ዝኣምን ናይ ዘልኣለም ሂወት ኣላቶ ይብለና ኣብ ወንገሉ እምነት እተዘይ የብልካ ሂወት ይበልካን እዚ ከረጋግጸልካ ይፈጡ እቲ ብዛዕባ ሰላም ሓደነት ዝብለክሞ ግን ሓቅኩም ከም ኣመንቲ መጠን ክንከባበር ዘምክኣልና
ኣምላክ መዘይለ እምነት ከምዘየለ ገይርኩም ግን ንህዝቢ ክተረድእዎ ኣይትፈትኑ እምነት ኣለኦ ኢዩ ኣምላክ ኣሎ ኢዩ ናይ ዘልኣለም ሂወት ውን ንሱ ኢዩ መጽሓፍ ቁዱስ ኣብቡ ንእግዝኣብሄር ክትረክቦ ጸሊ ክትፈልጦ ድማ መጽሓፍ ቁድስ ኣብብ።❤
ማዕበያኡ ከንሻ ስለ ዝዀነ ክሳብ ዝምነዎ እዩ ሰሚዑዎ።
ሓደ ካብቶም ዝዓበዱ ብሽም ኤርትራውነት ከዋርደና ዝጸነሐ ትግራዋይ🇪🇷
❤❤❤❤
ቅንዕና የብልካን ናይምንታይ ፍላስፋ ከሓዲ መርገጺ የብልካን
ብሕጽር ዝበለ ከም ኩናማ ክትኮኑ ኣለኩም ማለት እዩ.Be human, normal or plain(Kunama).
Ezi seb kebti iyu,neta zemhareto eritra gedigu zeyfelta adi tgraway ynl mehaym,khida,telam,zbealu meaddi zdefii.
Memhr emo entay dea ""qeydi Betek "" iye zeytblena ,enber ke bahli , hgi bayto kAgteni aydeln iye sle zbelka ::
Welkawi hasab mahberawi hasab felalyo please. Bayto mahberawi smmE u wulkawi aykonen ezi seb kea nay wulku zmeslo u zzareb zelo. NAbnet Nska shgara aysetyn ye kemzi ba kemti ba aygebrn ye ente elka wusaneka u. Maletsi nay wulkka wusane u. Slezi ezi kea natu zmeslo u zzareb zelo
ነጻ ሃውታቲ ምንባርካ'ሲ ቀደም ኣብታ "ሓንቲ ዓለም" እትብል ናይ ዓጀውጀው ዓምድኻ ብእተቕርቦም ዝነበርካ ሃበስ ቀደሳት ፈሊጥናካ ኢና ።
ከላም ፋርቕ !
Tsgeem nay aamrro aloka..
ኣዛ መደብ ትንክፍ ትንክፍ ኢያ።
Kkk
ኣምላኽ የለን እንዳ በለኩም ትንእድዎ ኣለኹም ረሳሓት ጨነውቲ ለዋይጣ
Anta gohaf sebay
True father of Tigrinya speakers you are history
🙏🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌹🌹💐💐✌️✌️
እንበር ሕንቅሊተይ ናይ ብሓቂ ሕንቅሊተይ ወይ ጉድ😂😂
Feger LokMats ab Erganka Hibreteseb Tegachu rgum wiey agame mergem
Ika
@@MMSH-2 ተኸወል ኣታ ፋራ 😁
ክቡር ሓወይ እንተኽኢልካ ሕተት ክትፈልጥ እንተዘይ ኮይኑ ክትፃረፍ መሰል የብልካን ሕተት ተምሃር እንተኣሚንካሉ ትኸዶ እንተዘይ ኣሚንካሉ ኸኣ ትገድፎ እምበር ክትፃረፍ ጌጋ ዩ
Mahaeimm denqourro ekaa
ኣብ ግዜ ስውራ ንምንታይ ዘይተጋደልካ:: ብዛዕባ ጾታ ምቅያር እንታይ እዩ መርገጺኻ፣
ኣምሺ ያሉጢ
Ehhhh haimsnot atika sheysb seyta
Anta Rukus Sebay
ሓቂ ዝበሃል የለን አልካ፡ ፍልስፍና ከኣ ነሓቂ ዪደሊ ትብል ኣለኻ ኣብ 2፥41 ደቂቅ፡ ስለዚ ሓቂ ዝበሃል እንትርዘየለ ደኣ ፍልስፍና እንታይ ይደሊ፡ ዘየሎ ነገር ዶ ትደልዮ ኢኻ። ንባዕሉ ፍልስፍና እኮ (philo-sophia) Love of wisdom ማለት እዩ love of Truth or noble ማለት እዩ ስለዚ፡ ካልእ ፍልስፍና ሒዝካ ምጻእ። ካልእ ከኣ ፍላስፋ ንኽትበሃል ግድን ኣይኮነን፡ ነቲ ልሙድ ሓቂ ክትቃወምን፡ሃይማኖት ከተነኣእስን፡፡ ብፍልስፍና ብርሃን ህዝብኻን፡ ሕብረተሰብካን ክትከውን ትኽእል ኢኻ።
ሃይማኖት እስላም ናይ ዓረብ ሃይማኖት እዩ ክርስትያን ናይ አውሮፓ እዩ ኤርትራውነት ናይ ጥልያን እዩ ንህዝቢ ትግርኛ ኣይውክለናን እዩ
Entay dalu natna
ሓንቲ ሕቶ ክሓተት ን ኣቶ ሳህለ ሃይማኖት ወይ እምነት ኣለካ ዶ ኣብ ምንታይ ሃይማኖት ወይ እንታይ ትኣምን ቀፂለ ትምህርትኻ ኣይፀልኣኽወን ግን ዝያዳ ክመሃር ይደሊ ንኣብነት ብናትካ እምነት ሰብ ምስ ሞተ ናበይ ይኸይድ ወይ እንታይ ይኸውን ትብል እዚአን መልሰለይ ሞ ካልእ ሕቶታት ኣለኒ ክመሃሮም ዝደሊ ኣድናቒኻ እየ ግን እንተተሰማሚዕና ማለት እዩ
ሰላም ክቡር ሓው ኣብ TPM ኬድካ ክትሰዕልምዖ ትኽእል ኢኻ ከንሻ ኢዪ ነይሩ ሕጂ ግን ሃይማኖት የብሉን ካብ ቃሉ ከም ዝሰማዕክዎ።
ኣምላክ ኣሎ ወይ የለን ክብለካ ኣይክእልን እዩ። የሱስ ወይ ማሓመድ ከም ዘይኮነ ግን ክነግረካ ይክእል እዩ። ሃይማኖት ከምቲ ንስካ ኣቦካን ኣዴካን ዝሃቡካ ፡ ንዕኡ ድማ ወለዱ ዝሃብዎ ሃይማኖት ኣለዎ፡ ግን ኣይኣምነሉን እዩ። ኣብ ሃይማኖት ገለ ገለ ጽቡቅ ነገር ኣሎ ንኣብነት ኣይትስረቅ ኣይትሓሱ ካልኦትን ፡ እዚ ንወዲ ሰብ ዝጠቅም ስለ ዝኮነ ትወስዶ፡ እንተ ኮነ ግን እቲ ኣብ ሃይማኖት ዘሎ ጹሑፋት ዘድሕን ወይ ዘጽድቅ ኣይኮነን።
Tsemie yeblkan dika haymanot asari eyu bwlkka gn wala makor sebeytka emen neti tiamno gn ezi eyu medhani elka gn emnetka nab kalie kstienka ktegeddo gn bmeseretu gega eyu
@@abrhaleyrussom1718 ሃይማኖት ኣሳሪ ዘይኮነስ፡ ፈላላዪ መቃተሊ ናተይ እባ ናተይ እንዳ በልካ መመክሒ እዩ።
I will be your biggest fun
Eway azika tehzin seb bhafesha Amlak yelen eka tbil gin Amlak kemzeyelo ke entay chibti aloka
Crazy guy.
ሃይለስላሰ ትግራዋይ መንነቱ ክኽሕድ ንኣቕሽሽቲ ጳጳሳት ትግራይ ክንደይ ሚልዮን ዲናር ከፊልዎም ኣየ ተጋሩ ኣቕሽሽቲ ደቂ ቐሺ ኪዳኑ ዝቢኢ ዝቅየር
Ala teref jebely halewlew.😂😂😂😂
Ezy dea menfes alobo diablos end u
እዋይ እዚ ትግራዋይዚ ክጽላኣኒ:: ከምዚ ዘይዓበየ ቆልዓ ኮይኑ ይስማዓኒ😂😂😂
P.s. At this moment, all free thinkers know that the earth 🌎 is FLAT!
Nebska xlae duqurnaka astemaqr
Tigraway aykonen
ድንቁርናኻ'ዩ ከይትርዒ ኸዊሉካ 😅😅😅😅
Suk bel ebay asmara wedi lemani.
Suk bel wiegin thti seb ezi trio zeleka meriet Eritrea ayregxin eyu wedi 40 eyu wereketu mentila guhifnayo alena nabta mdrawit siol zkonet tgray 😂😂😂😂😂😂
Hateftef !
Ema gernaw xulul ebud
ንምንታይ ጸርፊ?
ኣዛ ጸርፍካ ሲ ርእስካ ጥራያ ምካና ኣያ ተርእይ 😂😅
Ki dey gizie lal zebelnalu aresti....Kubur haw ato Amaniel kisab hiji entay kitegeber ezi hakitat keytezarebekayo senihka.....abta hanti Alem tibel zenebere kitezarebelu neruka...gelom hiji keydi betek kibeluka eyom,gelom kea kila ezi sebay ajewjew ybel alo kibeluka eyom.....hahahah
ሓደ ዓይኑ መራሕ ዕዉራት😮 ፍርሃት ፈጣሪ ዜብሉ ትምህቲ መጥፊኣኻ ፍርሓት ዘለዎ መብራረህትኻ🎉 እምበር ኣብሪሽ ዬሓይሽ ካባኻ😅
Philosophy- Love of wisdom…. philio. Sophia….
❤❤❤