Jstudio ~| ኣቢይ~"ኤርትራ ቃዛ ክቕይራ'የ"። ድሮናት ክዝንብያ ሓዲረን። እስራኤል~ መራሒ ህዝቦላህ ቀቲላ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @jstudio1
    support Jstudio donorbox.org/s...
    website Jstudio jstudio.online/
    #Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three TH-cam Channels under this name run by an Executive Committee team of dedicated Eritrean Journalists and writers in Exile. We have devoted members of PEN International and other well-founded global human rights organizations in our vibrant and goal-oriented group. We all stand for responsible free speech and peaceful co-existence which we are utterly denied in where we call home, Eritrea!
    Our main motto is to cover: history, politics, current affairs, culture, art of our home country Eritrea in particular; and our war-torn region in general. This is to create awareness on our younger generation and to help them to hold their hopes and aspirations up and to prepare to co-exist in harmony with the free and democratic hosting societies in our Diaspora communities. Although, we have thousands of followers, mainly young Eritreans and Ethiopians, as it’s indicated in our subscribers’ rate, but we also face challenges from the supporters of the regime in Eritrea who always wanted to silence our critical voice!
    Jstudio Team.

ความคิดเห็น • 128

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 วันที่ผ่านมา +5

    አበይ ረክብናዮ ቃዛ ገድፍ ቃንዛ ተዝገብራ ተዝገብራ ሓላል ነይሩ

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 วันที่ผ่านมา +14

    ኤረትራ ካብ ቀደማ ቃዛ ያ እንታ ይ ዛዓኑ አለዋ ሰብ ክትቀትል ተዘይኮይኑ

  • @mebrahtomsiele5281
    @mebrahtomsiele5281 2 วันที่ผ่านมา +5

    እሰያስ ባዕሉ ካብ ቃዛ ትኸፍእ ጌርዋ'ሎ ንኤርትራ እንታይ ዝዓኑ ነገር ኣለዋ ገሃነምእሳት ተቐይራ ዘላ ዓዲ

  • @TesfishHope-s8c
    @TesfishHope-s8c 2 วันที่ผ่านมา +4

    ገለ ኤርትራውያን ዘምጽኦ የብሉን ብጀካ ፈኸራ ገለ ትብሉ ለኹም ፡ መይቱ ዘይውዳእ ሰራዊት ኣለዎ ፣ ቀቲልካ ዘይትውድኦ ። ዝመተ መይቱ ኤርትራ ክቆጻጸራ ይኽእል ዩ ። ይዕወት ዶ ዘይኮነ ግና ህዝቢ ክሃልቅ እዩ ። ኣብ ርእሲ ምውሓዱ ጥራያ ትተርፍ ዓዲ ። ስለዚ ዝገብሮ ብዙሕ ዩ ኣብዪ ። ንሕና ተጋሩ ኣይምልከተናን ፣ ተበዲልና ኢልና ብስሚዒት ኣብ ጎኒ ኣብዪ ኣይንስለፍን ።ምኽንያቱ ቀዳማይ ጸላኢና ኣብዪ እዩ ። ኣብዪ ንTDF ይልምን ኣሎ ፣ መራሕቲ ትግራይ ነፊዖም ኣብዮሞ እዮም ። ግና በሃማት ህግደፍ ኢትዮጵያ እንዳፈከረትሎም 1,5 ሚልዮን እንዳበሉ ነቲ ገዛ ገዛ ኣትዮም ዝቀተልዎ ትግራዋይ ከም ጅግንነት ቆጺሮም ይጀሃሩ ። 1.5 ሚልዮን ኣይኮነን 3 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ሎ ። እዚ ናይ ደናቁር ታሪኽ ከሕፍረኩም ዩ ዘለዎ ኣይተልዕልዎ ብስሩ ። ናብ ስምዒት ኣይተእትውና ። ብዝተረፈ ስግኣተይ ኢሳያስ ኩናት ምስ ተጀመረ ናብ ትግራይ ከይትኩስ እዩ ፣ ወይ ከይድብድብ ፣ እዚ ምስ ዝኸውን መፍቶ ኣብዪ ኢና ክንከውን ።
    ሰላም ንኹሉ ፍጡር

    • @Shigut
      @Shigut 2 วันที่ผ่านมา

      Serawit Eritrea ke Ethiopia kikoxaxera aykiln yu ?

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኤርትራ ደኣ ኵሊትናን ገንዘብናን ኣዋልድናን ብሳሕሳሕ ዓረብን ብህግደፍን ምስተዘምተ እንድያ፡ ናብ መሬት ጂሃዳውያን ሓማስ እተቐየረት።
    ባዕሉ ኢሳያስ ዓፋፍ እንድዩ ፥ ሎሚ ባጽዕ ኣሰብ ኣበይ ኣለዋ፧ ቀደም ባጽዕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ ኔራ ፡ ዝበለ።
    እዛ እስላማዊት ኢራን ናይ ፋርስ ፡ ኣዝያ ተበላጺት እያ ፡ እዞም ዓያሹ ጂሃዳውያን ዓረብ ኣስላም ከም ሃመማ ሓደ ብሓደ ፈጠቕ ፈጠቕ እናበሉ ፡ ብማዕዶ ፈንጅን ቦምባን ጥራይ እናቐበለት ትፍክር።
    እዛ ተበላጺት እስላማዊት ዓረብ ግብጺ ውን ንሶማልያን ኤርትራን ከምዚ ናይዞም ዓያሹ ዓረብ ጌራ ክትጻወተልና እያ እትሓስብ። ድሮ እቶም ባራዩ "ዓቢድ" ናይ ሱዳን ነንሓድሕዶም ይዋድኡ ኣለዉ።
    ምስ መንነቶም ዝፈንፈኑ ቋንቋታቶም ዝነዓቑ "ዓቢድ" ዝብልዎም ደናቑር ምንባር መወዳእትኡ ፡ ጠይቅን ባርያን ናይ ዓረብ ኴንካ ሞት እዩ።

  • @motherland1510
    @motherland1510 2 วันที่ผ่านมา +2

    መርዓስ.... ይትረፍክን.... ዓድኽን... ድኣ... ክረማ... እምበር. ወዲ በሻሻ.... ኤርትራ... ምድምሳስሲ.... ይጽንሓልካ, ነዛ.... ገምጃዕ... ኢትዮጵያ... ጥራሕ... ካብ ምብትታን ስድሕና እምበር 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @meharitafere67
    @meharitafere67 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኢሳያስ ባዕሉ ቃዛ ቀይርዋ እንድዩ 😂😂😂😂😂😂

  • @Hopehadis15
    @Hopehadis15 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኤርትራ ካብ ጋዛ ዝገደደት ፍራስ ዓዲ እያ።

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 2 วันที่ผ่านมา +2

    ወዲ በሸሻ ከም ኣቦታቱ በጀካ ፈኸራን ጃህራን ካልእ ዝገብሮ የብሉን፡ ግደፍ ዶ ንኤርትራ ንፋኖ ከማን ክስዕር ኣይክኣለን እዚ መንከሽከሽ፡

    • @HaileAbreha-g8h
      @HaileAbreha-g8h 2 วันที่ผ่านมา

      አበይ ዘሎ ፋኖዩ ጫካ ዝሰፈሩ

    • @ST-qz8jf
      @ST-qz8jf 2 วันที่ผ่านมา

      @@HaileAbreha-g8h
      ስቕ በል ድርባይ፡ ፋኖ ንፉዓት እዮም ክሳብ ሕጂ ከማን ክስዕሮም ኣይክኣለን፡

  • @raheldani5697
    @raheldani5697 2 วันที่ผ่านมา +2

    Ayee abi jahra tirah.😅😅😅😅😅 zihasebela anchiwa afncha dimu teshatit.

  • @motherland1510
    @motherland1510 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣየ.... ወዲ... በሻሻ,..... ታሪኽ... ዘይምዝካር... ክሓስም. ኤርትራን... ህዝባን... ምድምሳስ..... ኣባልዓ... ክትፎ... መሲልዎ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @peaceandLove-r2k
    @peaceandLove-r2k 2 วันที่ผ่านมา +1

    Kkkkkkkkkkkkኣረጊት ዝብኢ

  • @esaiasyeibiyoyeibiyo5027
    @esaiasyeibiyoyeibiyo5027 2 วันที่ผ่านมา

    ገለ ካብቲ ኩፉእ ትምኒት ናይ ተቃወምቲ ባሃልቲ ኢንዲካ ትዛረብ ዘለካ !በል ኢስከ ስለምንታይ ኢዩ ቃዛ ክገብራ እንታይ ስለ ዝኮነ ኢዩ ከምኡ ክብል ?ወይ ሲ በቲ ንስኩምን ጫት ዝበልዑ ኢንስሳ ዝሓስብዎ ነቲ ናይ ዓመጽ ኣጀንዳ ኢትዮፒያ ኣብ ልዕሉ ሶማል "ኤርትራ ምስ ዓመጸኛ ኢትዮፒያ ዘይወገነት ኢልካ "ዝግበር ዕብድብድ ኢዩ ዘሕምኩም ዘሎ።በል ክትፈልጥ ኤርትራ ኣብከምዚ ዝአመሰለ ናይ ሓሶት ዘመተ ኢዳ ኣይተንብርን ኢያ ።እንየ እቲ ሃለውለው ናትካ ግን ካብ ሎሚ ዝኮነ ሓይሊ ናብ ኤርትራ ኢዱ ዘወጣውጥ ፍጹም የለን ።game over

  • @ሰብሰባብ
    @ሰብሰባብ 2 วันที่ผ่านมา

    ኣቢ መሽረፈት ሓሙስ ሓሙስ ትብል ሃገር ሒዝካ ሕጁ ምስ ሻዕብያ ግጥም ኣየዋጸካን፡ ናብ ስልጣን ክትመጽእ ከለኻ 2018 ካብ ዕርቂ ምስ ኢሱ ሓርናጽ ኩናት እዩ ዘዋጸካ ኔሩ ። ሕጂ ከምታ ዝበላ ኢሱ ን ኢትዮጽያ ክንገዛ ኣይንኽእልን ፈንጂ ኢና ንዘራላ ዝበላ ጌርዋ ከኣ የባለዐኩም ኣሎ ደነዛት

  • @desalegoytom3432
    @desalegoytom3432 2 วันที่ผ่านมา

    መርሓቲ ኣፍሪቃ ከፍርሱ ኢንበር ከሕጹ ኣይመጹን ኢዮም ናብ ስልጣን፡
    ካብ ኢሰያስ ትምህርቲ ዕንወት ሰለ ዝተማሃረ ንጽበዮ ኢና ኣብይ ንከፍርስ ዓቅሚ ኢንተሊዎስ፡ህዝቢና ኣምላክ የሓልዎ።

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 2 วันที่ผ่านมา

    ሓቁ ኣረጊት ዝብኢ ከዳዕ መራሒ እንኳዕ እኳ ሕልሙ ተኾለፈ
    ሕጂ ኣቢ ክጭፍጭፈኩም እየ እንተ በለና ጠንቂ ዕቡድ ከልቢ ኢሰያስ እዩ ።
    ህዝብና ኣብዚ እዋን እዚ ሞትን ሕሰምን እስራትን ብዝላዓለ ብኢሰያስን ኣኻልቡን ይወርዶ ኣሎ
    ኣምላኽ የርህወሉ ባዕሉ

  • @DejenHabtay-b2r
    @DejenHabtay-b2r 2 วันที่ผ่านมา +3

    Kkkkk ethopia fekera taray

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 2 วันที่ผ่านมา

    ንኤርትራ ናብ ጋዛ ክቅይራ 😄😄😄😄😄እንታይ ፖለቲካዊ ግጭት አራኪብዎም ድአ ???? ዝብኢ ንኩሉ እንተዘይበልአ ደቂ ህዝቢ ዶ ምንባር አይክእልን ኮይኑ 🤔ከመይ ዝመሰለ ደንቆሮ ፍልጠት ዝጎደሎ ሰብ እዩ እግዚአብሔር ንኢትዮጵያ መራሕ ሂብዎም ዘሎ እንታይ ዝመሰለ ሐጥያት ግፍእን ነይርዎም እዩ እዝም ምልጋሱ አይተርፍን ስምብራቱ ግን ቀሊል አይከዉንን 🤔🤔🤔

  • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
    @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 2 วันที่ผ่านมา

    እዚ ገጂፍ ጫሕማም ኣንጭው ደገ ነስረላህ ናብ ገሃነብሳት ልኢኾሞ ክኾኑ ተስፉ ይገብር

  • @habtishtsegay8967
    @habtishtsegay8967 2 วันที่ผ่านมา +2

    Abiy bele aybele bzeyegedis Ethiopia tfkir Eritrea tdkir eyu tarikna.

  • @fiseha11
    @fiseha11 2 วันที่ผ่านมา +13

    ኣብይ ኣሕመድ ሓቁ እዩ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣረጊት ዝብኢ እዩ።

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 2 วันที่ผ่านมา

    ትግርኛ ዝዛረብ ደርጊ እንተ አ ጥፍእው ጣዕሳ የብልናን ሃገር ግን ናይህዝቢ እዩ

  • @zemkielokubey2492
    @zemkielokubey2492 2 วันที่ผ่านมา

    Heji etom barayu hewehat edikum nesekum 🤮🤮🤮🤮🤮🤷🏿‍♂️.Abi ahemed ne etiopia nab guhum ketewa enber zemetseala rebeha yelen ezi propaganda nay hekar eyu ezi kea ab sedet koyenka mehelam eyu Abi ahemed mesh ne Eritrea ne Fano zekewen akemi yebelun 44.

  • @asterkidane8551
    @asterkidane8551 2 วันที่ผ่านมา

    ኦይ እንታይ ቃዛ ኢልካ ዘረባ አሎ? ኤርትራ ቀደምምም እያ ናብ ቃዛ ተቐይራ

  • @danielberhane440
    @danielberhane440 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኢትዮጵያ ንባዕላ ዘላቶ ካብ ቃዛ ዘይትሓይሽ ፈከራ ጥራይ

    • @Bitew12
      @Bitew12 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@danielberhane440 anta barya sidraka eyom hikimina deliyom nab ethiopya kihikemu zikedu. barya dea kulu gize barya

    • @danielberhane440
      @danielberhane440 2 วันที่ผ่านมา

      @@Bitew12 guday hkmna zeykone zereba whata dia tebaliekum nenihidhdkum tefiekum alekum kaza drbay

    • @zemkielokubey2492
      @zemkielokubey2492 2 วันที่ผ่านมา

      @@Bitew12kabaka nelaeli husur bareya yelen be gemed tehanika ketgutet ika teray akeli 🤮🤮🤮

    • @Bitew12
      @Bitew12 2 วันที่ผ่านมา

      @@danielberhane440 timbel amselu hizbi eretra bisenki shifta iseyas ab dikinetin sidetin eu zineber zelo hilina enteleka bizaeba meselka tezareb kab barya mikan .

    • @danielberhane440
      @danielberhane440 2 วันที่ผ่านมา

      @@Bitew12 esu jigna

  • @HailemikielTekle-q7v
    @HailemikielTekle-q7v วันที่ผ่านมา

    ገና ገና ክባልዑ ዝብል ደርፍ ጠርጣራው ስቡሕ ብተግባር ይርአ አሎ

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 2 วันที่ผ่านมา +1

    👑👑👑👑ዓንዲት 👑👑👑👑

  • @MahderTeka-qe9oc
    @MahderTeka-qe9oc 2 วันที่ผ่านมา

    ኢሳያስ ባዕሉ ጋዛ ቓይሩዋ እንሆዋ

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 2 วันที่ผ่านมา

    Awet nahafash abay tigray tigranes teger eritra..dont tache,,

  • @frutenafrtuna3745
    @frutenafrtuna3745 2 วันที่ผ่านมา

    አረጊት ዝብኢ። ክክክክክክክክ

  • @zerithadgu832
    @zerithadgu832 วันที่ผ่านมา

    Resah hasawi abiy entaokmi alwo

  • @eyobyergalem8284
    @eyobyergalem8284 2 วันที่ผ่านมา

    Eritrea dea entay hajes kaza andya zala ajoka abi ahmed

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 2 วันที่ผ่านมา +4

    ሓቁ ኣረጊት ዝብኢ: ሃየ ናይ ልቡ እንተድኣ ኾይኑ ናብ ግብሪ ይእቶ::

    • @MillnyemMechel
      @MillnyemMechel 2 วันที่ผ่านมา

      @@tesfaledethailu6315 hhhh eshii yetwe

    • @yenko123
      @yenko123 2 วันที่ผ่านมา +1

      ኣየ ተጋሩ፣ ኤርትራ ክትድምሰስ ድኣ መዓስ ዲኹም ተመኒኹም..ኣምላኽ ግን ናብ ነብስኹም እዩ ገልቢጡ ኣርእይኩም።
      ሕጂ'ውን ጌና ኣይተመሃርኩምን እንዲኹም፣ መዓት ክወርደኩም'ዩ፡ ሽሕ ዓመት ክትምለሱ ኢኹም ኣንቱም ምድረ እኩያት

    • @Iyassu-k8d
      @Iyassu-k8d 2 วันที่ผ่านมา

      Wedi Hailu sile Tigray tseli. Sahsah.

    • @TesfishHope-s8c
      @TesfishHope-s8c 2 วันที่ผ่านมา

      ኤርትራውያን በቃ ኩሉ ነገር ተጋሩ ወያነ ጥራይ ፣ ንሕና ንኣኹም ክነጥፍእ ተንደሊ ኣብዪ ንTDF ዳለመነ ክልተ ዓመት ሙሉእ እሺ ኢልና ሓመድ ዘይንገብረኩም ??? ከመይ ዓይነት ድንቁርና ዩ ዘለኩም ??? ተጋሩ ኣይተእትውና ናብዚ ጉዳይ ኢትዮጵያ ትፍክረልኩም ኣላ ሃየ ምስኣ ግጠሙ ። ተዘየለ ወጢጥኩም እተው ኣይትበሉና ፣ ቀቲልካ ዘይትውድኦ ሰራዊት ሒዙ ክመጸኩም ዩ ፣ ዝመተ መይቱ ኤርትራ ከምዝቆጻጸራ ፍሉጥ ዩ ።ይዕወት ዶ ኣይመስለንን ። ህዝቢ ግና ኣብ ርእሲ ምውሓዱ ክውዳእ ዩ ።ነዚ ሕሰቡ ርአሰሲ ተሃልዩኩም ተጋሩ ክትብሉ ሚኒን ኣይትበሉ ። ንሕና ብስረና መላምል ከፊልናኣሕሊፍናያ ኢና ። ​@@yenko123

    • @WediTekileAhmad
      @WediTekileAhmad 2 วันที่ผ่านมา

      ሐዝ እና ​@@yenko123

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን🙏🙏🙏

  • @amashifa4244
    @amashifa4244 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤Jstudio ❤❤❤

  • @wewe5688
    @wewe5688 2 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ሎኹሞኛ ኢኻ ብሓሶት ኢኻ ተመልሚልካ

  • @HuryaSuleman
    @HuryaSuleman 2 วันที่ผ่านมา

    Tekelka netey shifta adey hallo kem nay esmiel haneye ab medkisyou kelo bonkerka atfayou ember Eritea kb kaza tekfe hager eya zella

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 2 วันที่ผ่านมา

    ተደሚርና ኢና🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🤣🤣🤣

  • @fedayembaye5588
    @fedayembaye5588 2 วันที่ผ่านมา +1

    ንስኻ ከኣ ሓሳዊ ዋላ ቲሓሶትካ ጠገለዘይብሉ

    • @XroXro-z9z
      @XroXro-z9z 2 วันที่ผ่านมา

      @@fedayembaye5588 aregit able

  • @senaiGoitom
    @senaiGoitom 2 วันที่ผ่านมา

    Amharay adi zgebro yebelun

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 วันที่ผ่านมา

    Welcome j studio Andemariam

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 2 วันที่ผ่านมา +5

    Sorry አቢይ ኢሳያስ ቐዲሙኻ ድሮ ንኤርትራ ናብ ቓዛ ቐይርዋሎ:: try again next time

  • @tesfaymengstab5405
    @tesfaymengstab5405 2 วันที่ผ่านมา

    Hasawi

  • @habtomaraya7729
    @habtomaraya7729 2 วันที่ผ่านมา +2

    Sorry I think he's alive nasrela

  • @AsmitOsman
    @AsmitOsman 2 วันที่ผ่านมา

    KKKKKKKK🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfalemangosom3672
    @tesfalemangosom3672 2 วันที่ผ่านมา +1

    Ellllllllllllllllllll sey sey Aslamay ayengas

  • @Bitew12
    @Bitew12 2 วันที่ผ่านมา +1

    eretra dea gaza nay africa endiya entay midmsas adliyiwo , kedem iseyas neti lumus hizbin hagerin almisiwo endiu.

    • @Iyassu-k8d
      @Iyassu-k8d 2 วันที่ผ่านมา

      Tigrayke? kkkk. Hamam.

    • @Bitew12
      @Bitew12 2 วันที่ผ่านมา

      @@Iyassu-k8d anta hager albo guday sidetka giber .

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 2 วันที่ผ่านมา

    💪💪💪🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
    😭🇪🇷😭🇪🇷😭🇪🇷😭

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 2 วันที่ผ่านมา

    ኣቢ ዕዋላ ወዲ ሹቕ ሰራቒ መታለሊ ዓፈና ኢዩ ዝገብር ዘሎ

  • @AbrahamWeldeyesus-wc2ut
    @AbrahamWeldeyesus-wc2ut 2 วันที่ผ่านมา

    Pourquoi vous faitent pas la paix

  • @zerithadgu832
    @zerithadgu832 วันที่ผ่านมา

    Abeyalo dmxi zaytmxe

  • @gerieyohannes9226
    @gerieyohannes9226 2 วันที่ผ่านมา

    Zfereset hager egdef adhinwa hji geday ybuluna

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay3128 2 วันที่ผ่านมา

    No more males, esayas ezyom kedat amhary fo. Tigray adey loweha tigray tigranes teger tewet I'm eriteway, I'm tigraway I'm I'm all time and you are,,

  • @Shigut
    @Shigut 2 วันที่ผ่านมา

    TH-camrs propoganda 😅

  • @ማሩ
    @ማሩ 2 วันที่ผ่านมา

    ክላ ጅፍጅፉ ሓሳዊ

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw 2 วันที่ผ่านมา

    First prime Minister of ETHIOPIA 🇪🇹 Abiy AHMED government. Miss understand and disrespect you enemies is the beginning of failure political and fiscally to declare war against you own country. ERITREA 🇪🇷 government is not ETHIOPIA enemies .if ETHIOPIA scratch the un wanted war. It's will be devastating war between both sides. Thanks 🌎 🇪🇷. BROTHER ERITREA 🇪🇷 USA 🇪🇷 👏 ✋️ 🇺🇸

    • @TedrosMehari-v1p
      @TedrosMehari-v1p 2 วันที่ผ่านมา

      Entay eyu zbl zelo ezi englishka

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 2 วันที่ผ่านมา

    ተደሚርና ኢና🤟😂😂

  • @HailegoitomHaile-rr4fb
    @HailegoitomHaile-rr4fb 2 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ግዜ ዲስላይክ

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 2 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ኢኻ

  • @kflomhabtom1825
    @kflomhabtom1825 2 วันที่ผ่านมา +1

    Please zutebahle eba aytemxie beka eti hasot ab body natka legibu

  • @semhaldrar9389
    @semhaldrar9389 2 วันที่ผ่านมา

    Amen ruhus beal mekel selamn rigiatin ygberelna nimelae Alem 🙏😇❤

  • @AbayDisti
    @AbayDisti 2 วันที่ผ่านมา

    💯💯💯💙💙💙🌹🌹🌹

  • @safisafi9067
    @safisafi9067 2 วันที่ผ่านมา

    ዓጀውጀው ናትኻ ሕልሚ ትዛረብ ኣለኻ ብቀደሙ ሽምኻን ግብርኻን በበይኑ

  • @erichanell
    @erichanell 2 วันที่ผ่านมา

    Aye eritreawyan ab kaza hnxa tray aykonen anyu ezi kulu hzbi ke

  • @asimbatube4605
    @asimbatube4605 2 วันที่ผ่านมา +3

    ተጋሩ ሒነና ከንፈዲ ኣሎና፣ ኤርትራዊያን ኣሕዋትና እዮም ዝብሉ ናይ እኒ በዓል ደ/ጺዮን ጉጅለ ተቀባልነት የብሉን፡፡ ኢሳያሰ ካብ ገጽ ምድሪ ክጠፍ ኣለዎ፡፡ “የወጋ ቢረሳ፤ የተወጋ አይረሳም” አማራ ሲተርት

    • @yohannesmengsteab
      @yohannesmengsteab 2 วันที่ผ่านมา

      @@asimbatube4605 xbuk helmi tehalm. Kendi ne selam ne kunait.

    • @tesfaymengstab5405
      @tesfaymengstab5405 2 วันที่ผ่านมา

      Nskum dia kumalkum k men kialelkum resahat😢😢😢

  • @kokhobhagos1169
    @kokhobhagos1169 2 วันที่ผ่านมา

    Kaza aykonen kabeu nlaeli ente zgebra des ybleni

  • @silemansilemansuraj
    @silemansilemansuraj 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቢይ ኣሕመድ ሰብ ኮይኑስ ምስ ኢስያስ ክገጥም

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 2 วันที่ผ่านมา +1

      Entay alewo Esseyas guhaf.nhzbi dea tchifchif enber kalie entay alewo

    • @Iyassu-k8d
      @Iyassu-k8d 2 วันที่ผ่านมา

      @@frewengelmesfn1637 Tezaribe elka dika?

    • @zemkielokubey2492
      @zemkielokubey2492 2 วันที่ผ่านมา

      @@frewengelmesfn1637hafan shetatit nebotateki heteti 🤮🤮🤮🤮🤮🤦🏾

  • @tesfaywlemikal8632
    @tesfaywlemikal8632 2 วันที่ผ่านมา +1

    good job abiey

  • @bereketaraya2726
    @bereketaraya2726 2 วันที่ผ่านมา

    ቃዛ ዳኣ ኮይና ዶ ኣላ ክፍክር ዓሪብዎ ኣቢ

  • @Iyassu-k8d
    @Iyassu-k8d 2 วันที่ผ่านมา

    Ata Andemariam ezi medebkumsi agewgew koinu terifu.

  • @Abrahamtesfayer
    @Abrahamtesfayer 2 วันที่ผ่านมา

    ጆይ ኦሞ OMO

  • @kulbrfess631
    @kulbrfess631 2 วันที่ผ่านมา

    ይትኣረም

  • @SamsomSami-r4t
    @SamsomSami-r4t 2 วันที่ผ่านมา

    እዚ ካብ ኣፍ ወዲ በሻሻ ወጽዩ

  • @Tg____ashuu
    @Tg____ashuu 2 วันที่ผ่านมา

    ኣብይ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @aass1009
    @aass1009 2 วันที่ผ่านมา

    hasot aymoten hizbulah

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenamlak-kf9bu
    @temesgenamlak-kf9bu 2 วันที่ผ่านมา

    ✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @adonairm2252
    @adonairm2252 2 วันที่ผ่านมา +1

    "ቃዛ ክገብራ የ" ብቓልዕ ኢሉ እናበልካስ እቲ ብምስጢር ዝወጸ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ዩ ትብል? እዚ እኳ ይኸፍእ ካብቲ ብሚስጢር ዝወጸ። ኣቢይ ክወራ ምኻኑ ፍጽም ዘይጠራጥር ዩ።

  • @yenko123
    @yenko123 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣየ ተጋሩ፣ ኤርትራ ክትድምሰስ ድኣ መዓስ ዲኹም ተመኒኹም..ኣምላኽ ግን ናብ ነብስኹም እዩ ገልቢጡ ኣርእይኩም።
    ሕጂ'ውን ጌና ኣይተመሃርኩምን እንዲኹም፣ መዓት ክወርደኩም'ዩ፡ ሽሕ ዓመት ክትምለሱ ኢኹም ኣንቱም ምድረ እኩያት

    • @tisiontsion777
      @tisiontsion777 2 วันที่ผ่านมา +1

      ዝፍክረልካ ዘሎ ኦሮሞ ኣምሓራይ ትንልሰሉ ንትግራዋይ ኣየ ነብሲ ምትሓት ናትካስ ፍሉይ እዩ::

  • @ወዲኣከለ
    @ወዲኣከለ 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጉዳይ ጣሊባን ከ ኣበይ በጽሖም ረስዒካዮም ኦኮ

  • @TomasKifle
    @TomasKifle 2 วันที่ผ่านมา +2

    ክንደይ ትሕሱ ኢኻ ከዛብ 😂😂

    • @AMd-k8z
      @AMd-k8z 2 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂

  • @tesfeab4403
    @tesfeab4403 2 วันที่ผ่านมา +1

    Nasrelah aribu

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 2 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇹💙🇪🇹❤️🇪🇹💪

  • @Abrahamtesfayer
    @Abrahamtesfayer 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቅነት እተሃሊዩካ ብመልኽዕ video ዘይተምጽኣ ጁንታ ነብሲ

  • @Maryሜሪ
    @Maryሜሪ 2 วันที่ผ่านมา +1

    .ኤርትራ ድማ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ናብ ዩጉዝ ላቪያ ክንቕይራ ኢና

    • @Brhane6888
      @Brhane6888 2 วันที่ผ่านมา +1

      Ni selam zemir bro mis abi konka ka ni weiane aikealkaiomin bi jeka kolaa sebeity miktal nejis

    • @tesfaywlemikal8632
      @tesfaywlemikal8632 2 วันที่ผ่านมา

      kkkkk fasam

    • @lovegodandjesus9998
      @lovegodandjesus9998 2 วันที่ผ่านมา

      @@Maryሜሪ ሓሳዊት ሓሰማ ሰብ ድኣ ኣብ ሓዊ ከተእትዊ እምበር እስኽስ ካብ ሳሎን ከማን ኣትትስእን።

  • @HaileTesfay-m9j
    @HaileTesfay-m9j 2 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ክዛረብ ዘይተስሙዕና

    • @tisiontsion777
      @tisiontsion777 2 วันที่ผ่านมา

      ኪድ እብ ኢትዬ ፎርም ስምዓዬ

    • @habtishtsegay8967
      @habtishtsegay8967 2 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@tisiontsion777 dey esomsi kemzia eyom elom gina bele aybele bzeyegedis Ethiopia tfkir Eritrea tdkir eyu negeru.

  • @karamara9641
    @karamara9641 2 วันที่ผ่านมา

    ኣበይ ሞ

  • @kflomhabtom1825
    @kflomhabtom1825 2 วันที่ผ่านมา +1

    Emo kea awdeamet mdri hasot