ምስክርነት ማይክል ቶማስ 4ይ ክፋል
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025
- SEMAY TV is Christian TH-cam channel mainly serving Tigrinya language speaking global audience. SEMAY TV Ministry is founded mainly on heralding the second coming of our Lord Jesus Christ examining End time Biblical prophecies with current world events. Moreover, we present biblically sound heaven and hell testimonies to strengthen the faith of believers and invite unbelievers to the Kingdom of God.
እብራውያን 3
12-13: ኣቱም ኣሕዋተየ፡ ሎሚ ኺብሃል ከሎ፡ ኣብ ጸጽባሕ ንሓድሕድኩም ተማዓዓዱ እምበር፡ ሓደ እኳ ኻባኻትኩም፡ ሓጢኣት እናዓሸዎ ኸይተርር እሞ፡ ምናልባሽ ኣብ ሓደ ኻባኻትኩም ካብ ህያው ኣምላኽ ዜርሕቕ እኩይ ዘይኣምን ልቢ ኸይህሉ፡ ተጠንቀቑ።
14: ነታ መጀመርታ እሙንቶና ኽሳዕ መወዳእታ ኣጽኒዕና እንተ ሓዝናያስ፡ ተማቐልቲ ክርስቶስ ኴንና አሎና።
Tedy.havey..buruk.tabrak.❤❤❤
Mamalsu.gyta.azzu.ybarak❤❤🎉🎉
Tedy hawey buruk bitaemy eye zibarek bitemistio ምስክርነት, misikirinet nefisat yhanist kemzibilo ቃል ኣምልኽ bitaemy eye zihinest and nab ጎይታ ይከርብን. Amen
ሻሎም ቁዱሳን ቴዲ ሓወይ ኣብዚ ክፈእ ዘመን ብዛዕባ ቅድሰና ኣዚካ ኣምጸኣልና ስለ ትግሃትካ ኣምላክ ዘሐንካ ይባርክክክ❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ፀጋ ስለዘብዘሐልካ ንኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ
This is incredible witness, God bless you my brother Teddy you 🙏
Egziabhier ybarka tedi hawey
Amen ❤
አምላክ ይባርካ ቴዲ ሐወይ❤ ይብዝሓልካ
Tebarek Teddy hawey bruk 🙏🙏🙏
Tedi bruk zemenka ybarek
Tedi hawey beuk, kemzett abzehka amsalna seb dehene eye ela dekisa eya zela, tebarek
God bless you Tedy haway,
Goyta ybarka Tedi hawna
Hasot nay amlak seb.
Komu elka nebseka aytekeshh brather, b kedesna temelales
@@rahbotkone7498 Romans 6 ትግ - ሮሜ
22-23: ዓስቢ ሓጢኣትሲ ሞት እዩ፡ ውህበት ጸጋ ኣምላኽ ግና ብክርስቶስ የሱስ ጐይታና ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ። ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ ዝወጻእኩም፡ ንኣምላኽውን ስለ እተገዛእኩምዎ፡ ፍሬኹም ንቕድስና ዀይኑ ኣሎ፡ መወዳእታ ኸኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።
Qdsna fre eyu abti qnuie qal malet qal xega entetekilka kea baeilka keman zeykone eti fre baeilu eyu zglex..
Nezi neger nmflat sieoln,genetn mkad ayedlin eyu ab qalu alo.
Tebarek Tedi hway
Tedi. Tebarek❤❤❤
የሱሰይ መዓረይ
ተዲ ብጣዕሚ ዓቢ ኣገልግሎት ኢኻ ተገልግል ዘለኻ። ኣነ በዚ ምስክርነታትየ ኣብ ክርስትና ጨኪነ ክመላለስ ገይሩኒ። ኣገልገቲ ይኹኑ መእመን ክትንከፍዎን ከሰምዕዎን ከምኡዉን ክሰብኩዎ ዘይደልዩዎ ኣገልግሎት ኢኻ ተገልግል ዘለኻ።
God bless you tedi
Tebarek ❤
Shalom tedi bruk
Tebarek tedi
ብሓቂ
Era qqqqq 😂 z😅 vg 😅xz xb e 😊b😢e😅xrdvTb😮nj😮qbby 😅ርu😅ziqbbbCVZXIuuu❤B😂b7-^ 31:53 % ❤❤qb gdb
Yesusey
ቴድሮስ ናይ ብሓቂ ዲኻ ሳዓቢ ክርስቶስ ወይ ካኣ ናይ ብሓቂ ድዩ ቅዱስ ቃል ተረዲኡካ?
Number telefonka bezi ktxhfo tkel do tedi hawey bruk
Shalom ab mdri zsrah kdsna yelon eti kdsna zlbes eu nsu dma kestos ybhal please kunenie aytsbeku eysus zkefelo waga seb kserho zkl aykonn ehna sebe sltan ina kdsna halwu ilka aytmhar kdsna yesus try u.
ወንጌል ማቴዎስ 16
18፤ ኣነ ኸኣ እብለካ አሎኹ፡ ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ። ንማሕበረይ ከኣ ኣብዛ ኸውሒ እዚኣ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይሕይልዋን። ወንጌል ማቴዎስ 16
19፤ መርሖታት መንግስተ ሰማያት ክህበካ እየ፡ ኣብ ምድሪ ዝኣሰርካዮ ዅሉ ኣብ ሰማይ እሱር ኪኸውን እዩ። ኣብ ምድሪ ዝፈታሕካዮ ዅሉ ድማ ኣብ ሰማይ ፍቱሕ ኪኸውን እዩ።
Hebrews 3 ትግ - እብራውያን
12-13: ኣቱም ኣሕዋተየ፡ ሎሚ ኺብሃል ከሎ፡ ኣብ ጸጽባሕ ንሓድሕድኩም ተማዓዓዱ እምበር፡ ሓደ እኳ ኻባኻትኩም፡ ሓጢኣት እናዓሸዎ ኸይተርር እሞ፡ ምናልባሽ ኣብ ሓደ ኻባኻትኩም ካብ ህያው ኣምላኽ ዜርሕቕ እኩይ ዘይኣምን ልቢ ኸይህሉ፡ ተጠንቀቑ።
14: ነታ መጀመርታ እሙንቶና ኽሳዕ መወዳእታ ኣጽኒዕና እንተ ሓዝናያስ፡ ተማቐልቲ ክርስቶስ ኴንና አሎና።
ኣብዚኣ ሕቶ ኣለኒ ቴዲ ብሩኽ፣
እዚ ቅድስና ትብሎ ዘለኻ ሰብ ብገዛእ ርእሱ ክቕደስ ይኽእል ድዩ?
ገላትያ 5
22፤ እቲ ፍረ መንፈስ ግና ፍቕሪ፡ ሓጐስ፡ ዕርቂ፡ ዓቕሊ፡ ለውሃት፡ ሕያውነት፡ እምነት፡ ህድኣት፡ ይአኽለኒ ምባል እዩ።
ማለት ፍጽም ሰብ ክኸውን ኣለዎ ማለት እዩ በዘራርባ እዚ ርእየ መጽየ ዝብል ዘሎ፣ ንስኻ ኸ እዚ ምስክርነት ሓቂ ምዃኑ መንፈስ ቅዱስ መስኪርልካ ዶ?
ስለምንታይ ዲሒኖም ዝነበሩ ክርስትያናት ኣብ ሲኦል ይቃጸሉ ኣለዉ ? እዝ ምድሓን ኣይጠፍእን ሓንሳእ እንተዲሒን ዲሒንካ ኢኻ ዝብል ፡የዋህነት ዝኾነ ምህሮ ጥልቂ ክንቃለሶ ኣለና።
የራሳችሁ ሰዉ ምስክርነት የላችሁም እንዴ !
Yesusey
Yesusey