Said Berhanu - Nberare (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 238

  • @shamsimon5939
    @shamsimon5939 2 ปีที่แล้ว +73

    ናብ 2023 ንሰግር ኣለና ሕጂ ዝሽይፋ ዘሎ አስከ like ይሃብ

    • @BS-sc5vc
      @BS-sc5vc ปีที่แล้ว

      🤙👀🤣

    • @so-bc3nt
      @so-bc3nt ปีที่แล้ว +1

      Ane aleku

    • @meronmeron6567
      @meronmeron6567 ปีที่แล้ว

      Me👌😢

    • @RobelMukur-o2f
      @RobelMukur-o2f 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@meronmeron6567😂

    • @Asmeraweymot
      @Asmeraweymot 9 หลายเดือนก่อน

      2024🎉🎉🎉🎉

  • @sami3.s.s.s378
    @sami3.s.s.s378 10 หลายเดือนก่อน +31

    Men zesmea alo 2024 👆🏾And Still fill😔 it properly 🫤

  • @mebrahtumelake3349
    @mebrahtumelake3349 ปีที่แล้ว +59

    My favorite music abe 2023 kemzi kemay zesma alo do ❤🎉

  • @danieldesta-om7sf
    @danieldesta-om7sf 8 หลายเดือนก่อน +6

    Kemzi kemay 2024 zsema seb do yhlu

  • @mulugetaaregay9133
    @mulugetaaregay9133 8 หลายเดือนก่อน +7

    2024 ዝሰምዓ like gberu guys 🥰🥰

  • @Saminetserab5523
    @Saminetserab5523 9 หลายเดือนก่อน +15

    Kesab lomi zesma zelu edu ✌️ hafe yble 16-2-2024❤🎉

  • @Silento0625
    @Silento0625 4 ปีที่แล้ว +28

    ንበራረ ⚖️
    ስዒድ ብርሃኑ 🎤
    ነዊሕ እዋን ብዘይ መብረበይነይ ጸይረ
    ጸር ፍቕርና ኪኢለዮ ተሰኪመ ተሰኪመ
    ምስ ውዓል ምስ ሓደርና ኣብ ከረመ ከረመ
    ከም ሕማመይ ከም ትሓሚ ትሑዝ ጌረ
    ኣብ ትርግታ ዕምቆት ንበራረ ክንመዓራረ
    ኣብርይኒ...5
    በዛ ዕጫይ መዓስ ተረቲዐ
    በይነይ ኣነ ዘማእዝኖ
    ጾር ፍቕርና ንበራረየሉ
    ፍቕረይ ንዒ ንማቐሎ።
    ኣብርይኒ...5
    በዛ ዕጫይ መዓስ ተረቲዐ
    ሓግዝኒ ከምዛ ከማይ ኩኒ
    ከምቲ ኣነ ልበይ ዝሃብኩኺ
    ፍቕረይ ልብኺ ሃብኒ ።
    ዓቅሚ ካብ ሰኣንኪ ድሌተይ ዝርዳእ
    ብግህዶ ክዛረብ ሎምስ ኣፍ ከውጽእ
    ኣብርይኒ'ዚ ጾር ንበራረየሉ
    ጹረት ፍቕሪ ኣብ ሓደ ከቢድ'ዩ ሚዛኑ
    ከቢድ'ዩ ነንበይኑ ከቢድ'ዩ ነንበይኑ
    ዘፍቐረ ልቢ መብረ እንተ ስኢኑ
    ኣብ ምልኣት ንፍቕሪ እንዳ
    ደለኹ መብረ
    ብተስፋ ክጽበ እዚ ግዜ
    እንዳ ተዓዝረ
    "ብዘይ ሓደ ፍረ"
    ካብ ትማል ናብ ሎሚ
    (ሰጊረ ሰጊረ ተሰጋጊረ)2
    ተጸብየኪ ከብሬካ ክትብልኒ
    ክትርድእለይ ማዕርነት ሚዛን ፍቕሪ
    ሚዛን ፍቕሪ ተዝመዓራረ
    ምጸበቐ ክንደይ ምመቐረ ።
    ኣሳልየኪ ኣሃሃይ ነዊሕ ግዜ
    ጽኑዕ እምነት ፍቕሪ ሒዘ
    ተጸብየኪ ኢድን ጋንትን ክንከውን
    ትጽቢት ሕርሲ ና’ጸብጸብኩ ውሁድ እዋን
    ከቢድ'ዩ ነንበይኑ ከቢድ'ዩ ነንበይኑ
    ዘፍቐረ ልቢ መብረ እንተ ስኢኑ

  • @_Esege_Asmera
    @_Esege_Asmera 3 ปีที่แล้ว +12

    ነዊሕ እዋን ብዘይ መበር በነይ ጼረ
    ጾር ፍቅርና ኪኢለዮ (3)ተሰኪመ
    ምስ ወዓልና ምስ ሓደርና ምስ (2) ከረመ
    ከም ሕማማይ ከም ትሓሚ ትሑዝ ጌረ
    ኣብ ትርግታ ዕምቆት (2) ንበራረ ንማዓራረ
    (4) ኣብርይኒ በዛ ዕጫይ መዓስ ተረቲዐ በይነይ ኣነ ዘማእዝኖ
    ጾር ፍቅርና ንበራረየሉ ፍቅረይ ንዒ ንማቀሎ
    (4) ኣብረይኒ በዛ ዕጫይ መዓስ ተረቲዐ ሓግዝኒ ከምዛ ከማይ ኩኒ
    ከምቲ ኣነ ልበይ ዝሃብኩኺ ፍቅረይ ልብኺ ሃብኒ
    ዓቅሚ ካብ ሰኣንኪ ድሌተይ ዝርዳእ
    ብግህዶ'ዶ ክዛረብ ሎምስ ኣፍ ከውጽእ
    ኣብርይኒ እዚ ጾር ንበራረየሉ
    ጽሮት ፍቅሪ ኣብ ሓደ ከቢድ'ዩ ሚዛኑ
    ከቢድ'ዩ ነንበይኑ ከቢድ'ዩ ነንበይኑ
    ዘፍቅረ ልቢ ምብረ እንተ ስኢኑ
    ከቢድ'ዩ ነንበይኑ ከቢድ'ዩ ነንበይኑ
    ዘፍቅረ ልቢ ምብረ እንተ ስኢኑ
    ኣብ ምልኣት ፍቅሪ ናደለኹ መብረ
    ብተስፋ ክጽበ ዝግዜ እናተዓዝረ
    ብዘይ ሓደ ፍረ ካብ ትማል ናብ ሎሚ (2)ስጊረ (1)ተሰጋጊረ
    ተጸብየኪ ከብርየካ ክትብልኒ
    ክትርድእለይ ማዕርነት ሚዛን ፍቅሪ
    ሚዛን ፍቅሪ ተዝማዓራረ
    ምጸበቀ ክንደይ ምመቀረ
    ኣሳልየኪ ነዊሕ ግዜ ጽኑዑ እምነት ፍቅሪ ሒዘ
    ተጽብየኪ ኢድን ጋንትን ክንከውን
    ትጽቢት ሕርሲ እና ጽብጸብኩ ሁዱእ እዋን
    ከቢድ'ዩ ነንበይኑ ከቢድ'ዩ ነንበይኑ
    ዘፍቅረ ልቢ ምብረ እንተ ስኢኑ
    ተጸብየኪ ከብርየካ ክትብልኒ
    ክትርድእለይ ማዕርነት ሚዛን ፍቅሪ
    ሚዛን ፍቅሪ ተዝማዓራረ
    ምጸበቀ ክንደይ ምመቀረ
    ኣሳልየኪ ነዊሕ ግዜ ጽኑዑ እምነት ፍቅሪ ሒዘ
    ተጽብየኪ ኢድን ጋንትን ክንከውን
    ትጽቢት ሕርሲ እና ጽብጸብኩ ሁዱእ እዋን
    ከቢድ'ዩ ነንበይኑ ከቢድ'ዩ ነንበይኑ
    ዘፍቅረ ልቢ ምብረ እንተ ስኢኑ

  • @GOITOMMEBRAHTU-k7g
    @GOITOMMEBRAHTU-k7g 10 หลายเดือนก่อน +3

    Zeytmno derfi men alo ksab 2024 zsema zelo🥰🥰🥰

  • @frezghitesfagergis234
    @frezghitesfagergis234 4 ปีที่แล้ว +21

    ኬፍ ኣለዋ 2020 ዝራኣያ

    • @natnaelfisaha
      @natnaelfisaha หลายเดือนก่อน

      I miss 2020😢

  • @ኣፍቃሪዘለዋኣፍቂረ
    @ኣፍቃሪዘለዋኣፍቂረ 6 ปีที่แล้ว +67

    ዓሕ ይዝከረኒ 2012 ጥዑም ሂወት ከለና ከምዚ ሎሚ ኣደዳ ስደት ከኮና ኣብ ምውቅ ሕቅፎ ኣፍቃሪተይ ከለኩ ሎምስ ግዜ ሓሲሙ

    • @bibihalalsolomun4293
      @bibihalalsolomun4293 6 ปีที่แล้ว

      Ah aygermeka kbretey

    • @wedeabrhaatkaro1696
      @wedeabrhaatkaro1696 6 ปีที่แล้ว

      Amxa

    • @gentiziguri2583
      @gentiziguri2583 6 ปีที่แล้ว

      @@bibihalalsolomun4293 ah

    • @etimeshaqeliwedi2005
      @etimeshaqeliwedi2005 5 ปีที่แล้ว +1

      ፋክ ስደት ኣሕ ብሰንኪ ስደት ሰበይተይ ካልእ ሰባኣይ ኣመርዖማ ፋክ ፋክ ፋክ ስደት

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +1

      @@etimeshaqeliwedi2005 ክክክክ የጋጥም እዪ ክብረተይ ንኩሉ ምጻሩ ጥራይ

  • @tsigabberhe9852
    @tsigabberhe9852 4 ปีที่แล้ว +29

    እዚ ወዲ ዝደርፎ ንዓይ ኢዩ ዝደረፎ ይመስለኒ ❤️😱

  • @abieltekle3103
    @abieltekle3103 3 ปีที่แล้ว +6

    ስዒደይ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፊ ኢያ ክሳብ ሕጂ ኢየ ዝሰምዓ

  • @AdonayAtobrhan-t8e
    @AdonayAtobrhan-t8e 10 หลายเดือนก่อน +1

    Kamzi kamay defatwa zadarfi like yergax❤❤❤❤😢😢😢

  • @sabrinaestifanos9614
    @sabrinaestifanos9614 ปีที่แล้ว +1

    We hope you've like this video
    Don't forget to SHARE for more videos!

  • @mogossahle2748
    @mogossahle2748 6 ปีที่แล้ว +7

    Said Berhanu ከብድ እዩ ነኒ በይኑ ናይ ብሓቂ ኣዚዩ ጽቡቕ ስራሕ ።

  • @limorgimor7325
    @limorgimor7325 3 ปีที่แล้ว +2

    መርሃዊ መለስ❤ ኣብ መወዳእታ ዛ ክሊፕ ሰንቢዶም

  • @famudegu1811
    @famudegu1811 9 ปีที่แล้ว +7

    legened said berhanu nice music the backup sexphoniset and keybored is great,,thankyou halenga to post young tailented eritrean to post,,said berhanu deserve to be call legened he is with wondeful voice also said play the local eritrea instrumnet//kirar/ very tailented way,,,,

  • @sabrinaestifanos9614
    @sabrinaestifanos9614 ปีที่แล้ว +1

    Said Berhanu - Nberare - ERITREAN MUSIC 2014 [ ZAREZ Records ]

  • @Meri_we
    @Meri_we 18 วันที่ผ่านมา

    እንድዒ ንዓይ ኢኻ ደሪፋካያ እዛ ደርፊ ሓወይ 🎉😢😊

    • @Meri_we
      @Meri_we 18 วันที่ผ่านมา

      ምኽኒያቱ ሲቩ ፍቄረይይይይ

    • @Meri_we
      @Meri_we 18 วันที่ผ่านมา

      ምኽኒያቱ ኣሞረይ
      ከም ጽሓይ ናይ ንግሆ ብርሃኖኪ ተዘይ ሪእየ ጸልማት እዩ ን ዓይ ስለዚ ከም ናይ ጻሐይ ብራቕ vitamin,D ሃብኒ ቪታሚን ናይ ዉሽጠይ ወርሒ ✨❤

  • @pastorfred2048
    @pastorfred2048 3 ปีที่แล้ว +4

    እቲ ኣብ መወዳእታ ዘሎ ድምጽስ ንምንታይ ኣድለየ ኩሉ ጊዜ ተሰንብደኒ ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 หลายเดือนก่อน +1

    I love this Song Bro.

  • @saidberhanu8503
    @saidberhanu8503 4 ปีที่แล้ว +80

    ክቡራት የሕዋት ኣብ ዝተፈላለየ ግዜ ሞራልኩምን ርኢቶኹምን ዝሃብኩምኒ ሳላ ደገፍኩም ኢየ ኣብዚ ዘለኽዎ ደረጃ በጺሐ እሞ ክብሪ ይሃብኩም ኣኽቢርኩምኒ የሕዋት::

    • @efremtewelde2328
      @efremtewelde2328 4 ปีที่แล้ว +2

      ሲዒድ ዓቢ ሰብ ምትብባዕ ኣይኮነን ሲ ካልእ ይግብኣካ የግዳስ ዓቅሚ ዘየለ ኮይኑ እምበር ኣጆካ ቀጽሎ ዝሃወይ

    • @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
      @ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 4 ปีที่แล้ว +1

      ክንፈትወካ ምዓት ኢና ዝያዳይ ኣጆካ ኣይትሕመቅ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኢኻ

    • @onelove2718
      @onelove2718 4 ปีที่แล้ว +1

      ናትካ ዩ ስዒደይ

    • @sesusweety426
      @sesusweety426 4 ปีที่แล้ว +1

      Sied hawey bitaemi sibkiti gitmi eya mo bitte ba eta gitmi sehafeley

    • @harenttesfay2802
      @harenttesfay2802 4 ปีที่แล้ว +2

      ❤❤❤

  • @saimonefrem8903
    @saimonefrem8903 2 ปีที่แล้ว +2

    ክሳብ ሕጂ ዘይመነክዋ ደጋጊመ ዝሸየፍክዋ ደርፊ ከምዚ ከማይ ትህሉ ዶ like rgex 🥰🥰🥰

  • @millib.m4306
    @millib.m4306 9 หลายเดือนก่อน +4

    14/2/2024 Valentina day 👉👂🥺

  • @ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ
    @ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ 2 ปีที่แล้ว

    Eway ahah kulu tezekrotatey eu 😭💔

  • @amanentertainment2029
    @amanentertainment2029 5 ปีที่แล้ว +2

    26 round ahhhhhh ewe ab sawa screen giruom keshyfuna

  • @danielgere1532
    @danielgere1532 4 ปีที่แล้ว

    ah ah geza tume kel kemuzi lemu key hesam tezkiri metabitay kehlfo kalku tesqurn men kemuz darfi men alo zedarf side berhan

  • @wedihager7619
    @wedihager7619 8 ปีที่แล้ว

    bzey mebre
    fkri
    emo ka
    seideyyy asli nskas nberley eske🎸🎹🎺

  • @melodyrecords1519
    @melodyrecords1519 9 ปีที่แล้ว +14

    ስዒድ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ

  • @ibrahimmussa214
    @ibrahimmussa214 11 หลายเดือนก่อน

    Men ysema alo kixab lomi 2024❤❤

  • @mehariteklit9607
    @mehariteklit9607 8 ปีที่แล้ว +1

    Wawww said shikor ajeka qexlo

  • @RedwanSalih-w6t
    @RedwanSalih-w6t 7 หลายเดือนก่อน

    kif zelwa music❤❤👌

  • @fanusgezanaadeya3087
    @fanusgezanaadeya3087 ปีที่แล้ว

    ናይብሓቂ ጽሮት ፍቅሪ ኢወ😢😢😢

  • @berrak3105
    @berrak3105 3 ปีที่แล้ว +6

    Bra jobbat
    Jag uppskattar din musik Sied Brhanu.
    Fantastiskt!!!!!

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 ปีที่แล้ว

      ብትግርኛ ወይ እንግልሽ ጸሓፉ ኣይንበብ ኣይብላዕ ኣይስተ ቋንቋ ኣይትጽሓፉ

    • @berrak3105
      @berrak3105 ปีที่แล้ว

      @@amanuelh210 በላዕን ሰታይን ቋንቋ!!
      ብያትን ቢኬርን ጥራይ ቀይር እምበር ነዚውን ክትበልዖን ክትሰትዮን ኢኻ፡ ከምቲ ንእንግሊዝን ትግርኛን ዝገበርካዮ።

    • @weghateberhane9323
      @weghateberhane9323 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @weghateberhane9323
      @weghateberhane9323 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤qq❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤qq❤❤

    • @Matsolatsegay
      @Matsolatsegay 10 หลายเดือนก่อน

      ​@amanuelhabte216666667778iiiii1jjoprdreepek3kl2ij1jjqiX,😊zzxź0z
      ]),,09

  • @danigirmayloo7972
    @danigirmayloo7972 9 ปีที่แล้ว

    said brhanu nay behaki eza derfka tenkfihani ahhhhhh

  • @teklayfilimon2362
    @teklayfilimon2362 3 ปีที่แล้ว +1

    Ah ayyyyyy ab 2012 zehlefu hiwat yezkren alo

  • @haninalsaeed2019
    @haninalsaeed2019 5 ปีที่แล้ว +3

    ጸብቅቲ ደርፊ :-

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 5 ปีที่แล้ว

    AB TRTA EMKOT NBERARE
    KEMY DIKA MEKSEN SIEDOM SHKOR 👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @First-Eri
    @First-Eri ปีที่แล้ว +3

    ካብ ዘይትፈልጦ መልኣኽ
    እትፈልጦ ሰይጣን ብዝብል ቢሂል
    እንዳ ፈለጥኩ ነብሰይ ኣቲሊለ ኣብ ዑና ከዕቅል
    ዝንዛሕ ንብዓት ዓይነይ ዛርዩ
    መስጣ ጉጉይ ቢሂል ኣባይ ተራእዩ

    ብጣዕሳን እህህታን ዘይድበስ ቃንዛ
    ቃንዛ ልቢ ስንብራት ገዲፉ
    ዘይሓዊ ቁስሊ ደጊሙ ረኺሱ
    ሕማም ልቢ ዘይርከቦ መድሃኒት
    ኣሕሚምክኒ መሲልኪ ቀዳዊት(ጥዕይቲ)
    ጽምዶ ፍቅሪ ሓደ ምስ ሓንቲ እንከሎ
    ናትኪ ግን ፍቅሪ ድዩ(ጽልኢ)ቶንኮል ምርዳእ ኣቢኒ,ሎ
    ክልተ ክትድርቢ
    ኣለኪ ድዩ ክልተ ልቢ
    ልበይስ ሰንቢዱ ኮይንዎ ዘይእመን
    ርግቢ,ዶ ኢሉ ትቅየር ተመን
    እንተ ንዓይ,ሞ ኮይኑኒ,ዩ ምህሮ
    ነቂሐ,የ ብገርሃይ ንፍቅሪ ከይኣትዎ
    ቶባእ ኢለ,የ ታዓሚተ ከየፍቅር
    ትፈልጦ ሰይጣን ከም ዘይሓይሽ ካብ ዘይትፈልጦ መልኣኽ
    ባዕለይ ይምስክር
    ሚሒር ኣይትንኣድ
    ምሕማይ ከይከፍኣኻ
    ዝበሉን,ስ ኣዛሪብዎም,ዩ ለኻ
    ከም ሞት ሑጹይ ዓው ኢልካ ዘይእወዮ
    ቃንዛ ልቢ እነሀኩ ይሳቀዮ
    ታይ,ከ ክብል ንመን,ከ ክከስስ
    ባዕለይ,ንድየ ኣፍቂረ ብዘይ ዋሕስ

  • @SmretHaylay
    @SmretHaylay ปีที่แล้ว

    Sadi shkor nic music ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merihanday6296
    @merihanday6296 5 ปีที่แล้ว +1

    የኔ ፍቅር ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ j,T

  • @samsommokenenwedieri2128
    @samsommokenenwedieri2128 6 ปีที่แล้ว +1

    Miss u so much hubi natey eden❤

  • @sabrinaestifanos9614
    @sabrinaestifanos9614 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for watching ZAREZ Music Publishing

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 หลายเดือนก่อน +1

    Nice memory.

  • @onelove2718
    @onelove2718 4 ปีที่แล้ว +3

    ተዘክሮ እስከ ፈታ ንበል

  • @maednasgodom2713
    @maednasgodom2713 4 ปีที่แล้ว +1

    Nice job said 👍,

  • @habunicefashionmodel5493
    @habunicefashionmodel5493 7 ปีที่แล้ว

    lwamey mkrti good job zyaday and said brhanu

  • @legendcr7317
    @legendcr7317 6 ปีที่แล้ว +3

    Luley mekeret alem💋❤

  • @Rivayg
    @Rivayg 3 ปีที่แล้ว

    Nebrare kenmerare 😍💙🙏

  • @semereabteklay4042
    @semereabteklay4042 5 ปีที่แล้ว +1

    Wedi berhanu Tokor Azekir kana Terit enda gasena

  • @delinasolomon6641
    @delinasolomon6641 2 ปีที่แล้ว +2

    Dhri nay lul interview zmexe like

  • @eritreacayklingmedia782
    @eritreacayklingmedia782 2 ปีที่แล้ว

    26 ዙርያ ❤😔❤️

  • @amanrezene8111
    @amanrezene8111 6 ปีที่แล้ว

    Wow said I remember this music
    For my life before so thanks
    Nice songs

  • @banabana7749
    @banabana7749 7 ปีที่แล้ว

    Nice video siedey natey

  • @DanielAybu-h3u
    @DanielAybu-h3u หลายเดือนก่อน

    2014 my night song when i was in sawa its been 10yrs (28 Round)

  • @wediparis3583
    @wediparis3583 5 ปีที่แล้ว

    seid brhanu nberare nmearare bila bela srah eu kexlo hawey

  • @rahwamussie1595
    @rahwamussie1595 3 ปีที่แล้ว

    Kebidyu nenbeynu fkri mebre entesieinu naybhaki

  • @vete8704
    @vete8704 7 ปีที่แล้ว +1

    nice music keep it well 👌👍

  • @aronlove2972
    @aronlove2972 9 ปีที่แล้ว

    Wwww betami konjoo the best song

  • @yoniyonmanjserawi
    @yoniyonmanjserawi 3 หลายเดือนก่อน

    ኣለኩዶ ከምዚ ከማይ ክሳብ 2024 ትሰምዕዋ🫀💥🫶

  • @ስደትሕሱም-በ1ኀ
    @ስደትሕሱም-በ1ኀ 7 ปีที่แล้ว

    Saidey Asliiiiiiiii

  • @eritreanmusik7188
    @eritreanmusik7188 8 ปีที่แล้ว +1

    seid asli kexlo habibii

  • @MeI-rk4tn
    @MeI-rk4tn 5 ปีที่แล้ว +3

    I Love this song lots of memories 😢😢

  • @johnmisgena7056
    @johnmisgena7056 9 ปีที่แล้ว

    said skor btami subuk sirah nic music

  • @biniandebr8061
    @biniandebr8061 4 ปีที่แล้ว +1

    Yezkri mes weta arkey kalku kamzi lomi ab sedat kaytgohfna

  • @selamhabte2118
    @selamhabte2118 ปีที่แล้ว

    4/3/2023 sidey edmen tenann yhabka fetari

  • @johnberihuhaile6373
    @johnberihuhaile6373 5 ปีที่แล้ว

    Kebid eu nenbeynu ah uff bae

  • @erilove2882
    @erilove2882 8 ปีที่แล้ว

    Sied gobez Nice song

  • @merhawitesfom6506
    @merhawitesfom6506 9 ปีที่แล้ว +2

    said shkor nic music

  • @saimontshaye2598
    @saimontshaye2598 7 ปีที่แล้ว

    Wawwww nice piece sedi shkor kabed eyu nane beynu

  • @mesonofmydad3680
    @mesonofmydad3680 6 ปีที่แล้ว

    Ewayyyy lewamy xebkti

  • @miraclebrhane9341
    @miraclebrhane9341 4 ปีที่แล้ว +1

    Lwam tedros zelaleya

  • @khamismohammed7305
    @khamismohammed7305 7 ปีที่แล้ว +7

    Miss you

  • @niatg8813
    @niatg8813 2 ปีที่แล้ว +2

    My favorite all the time❤

    • @SesinaYibrah
      @SesinaYibrah ปีที่แล้ว

      l like this song sidey because a lot of memoyies in this song❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aminadubus
    @aminadubus 10 ปีที่แล้ว

    Waw! you have got such a nice voice.

  • @kibe6885
    @kibe6885 3 ปีที่แล้ว

    Luwam qola kola

  • @MassawaKutmiya-c1e
    @MassawaKutmiya-c1e 5 หลายเดือนก่อน

    Seid berhanu alo zsmea 24

  • @KibronTekle-zz1nj
    @KibronTekle-zz1nj 11 หลายเดือนก่อน

    Happy new year 2024🎉🎉

  • @inevergiveuphb7941
    @inevergiveuphb7941 6 ปีที่แล้ว +3

    Voice 100% ✔✔

  • @sarieritrea8536
    @sarieritrea8536 9 หลายเดือนก่อน

    Ab 10 year lomianti semieya 😮❤

  • @fesehatsionfesehatsin8285
    @fesehatsionfesehatsin8285 8 ปีที่แล้ว

    seid shikorrrr nic music

  • @feshaekubrom6810
    @feshaekubrom6810 8 ปีที่แล้ว

    niccc song siad 👏

  • @dejenkidane2719
    @dejenkidane2719 6 ปีที่แล้ว

    😍🤙🏻Nic Musik

  • @merhawisamuel6867
    @merhawisamuel6867 9 ปีที่แล้ว

    wwwwww kief alewa

  • @JuharaMos
    @JuharaMos 10 ปีที่แล้ว +1

    said my bro yesssssssss

    • @yordawelde4653
      @yordawelde4653 10 ปีที่แล้ว

      Til

    • @hamdirobleh3623
      @hamdirobleh3623 8 ปีที่แล้ว

      💿💿💿🎬🎬🎥🎥📷📹🎵🎤🎤🎵🎶🎼🎻🎹🎷🎺🎸👉👍👏👈👈👈👈👈👈👈👏👏👏👉👈👍

    • @asmeromabrha9873
      @asmeromabrha9873 7 ปีที่แล้ว

      nay bhaki abrimyni

  • @akberetteame7639
    @akberetteame7639 ปีที่แล้ว

    Ma 🤴❤️🌍🎼

  • @user-uv3kf7xv8j
    @user-uv3kf7xv8j 8 ปีที่แล้ว

    said asli

  • @gicdarblackstar4823
    @gicdarblackstar4823 8 ปีที่แล้ว +2

    I miss you said shukor

  • @kibromberahi7231
    @kibromberahi7231 หลายเดือนก่อน

    Etet 7 / 9 / 2024. Semiaya bsm lulie ❤❤❤

  • @anedensa5585
    @anedensa5585 8 ปีที่แล้ว

    kef alewa kexlo 99%

  • @tsegutumzgi413
    @tsegutumzgi413 8 ปีที่แล้ว

    love song keep it up music

  • @etimeshaqeliwedi2005
    @etimeshaqeliwedi2005 5 ปีที่แล้ว

    Dhrit meliskana siedey yzkereni godena harnet ms kuzufey ah

  • @anedensa5585
    @anedensa5585 8 ปีที่แล้ว +5

    rhwitey nei nmakelo

  • @Pato-ps4ux
    @Pato-ps4ux 8 หลายเดือนก่อน

    2014 ❤

  • @murutsbuluts9271
    @murutsbuluts9271 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yoyyaher2652
    @yoyyaher2652 3 ปีที่แล้ว

    Mara kef alewa
    Kornea mirxu
    Beynka mifqar
    Kebid eyu naybahaki

  • @murutsbuluts9271
    @murutsbuluts9271 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @batsakeya4330
    @batsakeya4330 6 ปีที่แล้ว +1

    ለዋሚ ስቲምራ ውበ እኮ ነሽ

  • @redwansultanteseney2208
    @redwansultanteseney2208 6 ปีที่แล้ว

    Said shkor 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🎶🎶🎶🎶🎶🎶🎵🎵🎵🎵🎤🎤🎤🎤🎹🎹🎹🎹🎷🎷🎷🎷🎺🎺🎺🎧🎧🎧🎧🎻🎻🎻🎼🎼🎼📼🎸🎸🎸