ምኽሪ ኣበው ብምኽንያት ክብረ ብዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ጽዮን part 2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 32

  • @shimendiamsalu162
    @shimendiamsalu162 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Kale yesmaelna abotatna Egziabhier amlak xegeu yebzahalkum

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና ፀጋ አብ ልዕል ፀጋ ያብዘሐልኽም

  • @እመብርሃንምርሕኒመገ-መ6የ
    @እመብርሃንምርሕኒመገ-መ6የ 5 ปีที่แล้ว +1

    Amiennn qal hiwet yesmealna bdgame qale senay yesmealna fqurat Abotatey egziabhier amlak xegeu yebzhalkum nana khshena kuburat Abotatna mkrkum ab lbna yehdro egziabhier amlak 🙏💒🙏

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
    @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
    ናይኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣቦታትና

  • @yebioberhe6118
    @yebioberhe6118 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን ኣቦታትና ከምዚ ተኣኪብኩም ብዛዕባ ድሕነት ዝብኹም ፡ህዝበ ክርስትያን ኣገባብ ኣከያይዳን ኣተሓሕዛን ብሰፊሑ ዝመሓርኹምና ፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፡ ኣብዚ ሰዓት'ዚ ህዝብና ኣብ ቀራና መገዲ ስለዘሎ ብዝከኣለኩም ነቲ ቅኑዕ ናብ የማን ዝወስድ ሒዙ ክቕጽል ጻዕርኹም ቀጽልዎ። እቲ መንጣሊ ካብተን ኣባጊዕ ገዚዑ ክወስድ ይቀዳደም ኣሎ። እግዚኣብሄር ከድሕነና ብጸሎትን ምህለላን ንጸውዓዮ ።

  • @merhawitgirmay740
    @merhawitgirmay740 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna nay bhaki

  • @rigatrigatkalab2483
    @rigatrigatkalab2483 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Kali hiwet yeman kuburati abutatina amlaki yebarukum

  • @yosiefyemane5924
    @yosiefyemane5924 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna abotatna

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
    @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 3 ปีที่แล้ว

    በስመ ሥላሴ ይቀጢቀጥ ከይሴ ስላም ስድራ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከመይ ኣለኩም ሊቃውንቲ ኣቦታታና የሕዋተይ ኩሉኩም
    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብኩም ናይ ባሓቂ ከማኩም ይብዝሓልና ትነብሩሉ ሃገር እንዶ ኣረሕኩም

  • @mulugetaaraya2362
    @mulugetaaraya2362 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሐቂ ኣቦታት ንሰይጣ ቦታ እትከልእ ስለ ዝኮነት ካብዚ ንላዕሊ ክትሕይሉ ባዓል ሙሉእ ተስፋ ህዝብኩም እግዚአብሔር አምላክ ጽግኡ የብዝሐልኩም ኣቦታት ኣሜን ።

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የስመኣልና ኣቦታትና👏👏👏❤❤❤

  • @meramera6026
    @meramera6026 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦታት

  • @TheZoma1961
    @TheZoma1961 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @awetwulud1483
    @awetwulud1483 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna abotat

  • @zigeredag8459
    @zigeredag8459 5 ปีที่แล้ว

    Ezi ena nafikna abotatna nefsna tewy ala fthwa.
    Elllllllllllllllll⛪⛪⛪❤❤❤

  • @ሰላምሃበኒፈጣሪ
    @ሰላምሃበኒፈጣሪ 5 ปีที่แล้ว +1

    ብሩካን ኣቦታት ቃል ሂወት የስመዓልና።

  • @museteklehaymanot963
    @museteklehaymanot963 5 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmealna

  • @Yoflowy
    @Yoflowy 5 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ጸጉ የብዝሐብኩም

  • @hm3183
    @hm3183 5 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @yassim9143
    @yassim9143 5 ปีที่แล้ว +1

    Xbuk gbaie abotatna bhaki

  • @hope758
    @hope758 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን!!! እየሃድጋ እግዚአብሔር ለቤተክርስቲያን እስመ ያፈቅራ ፈድፈደ እመኩሉ። እግዚአብሔር ንቤተ ክርስቲያን ኣየሓድጋን እዩ ካብ ኩሉ ኣቡሊጹ ውን የፍቅራዩ።
    ኣነ ኸኣ እብለካ አሎኹ፡ ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ። ኣብ ልዕሊ እዚ ኸውሒ እዚ ድማ ንቤተክርስትያነይ ኽሃንጻ እየ፡ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይክሕይልዋን እዮም።ማቴዎስ 16፥18 ። ኣምላክ ይመስገን።

  • @original5260
    @original5260 5 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦታት
    ከም ድፍረት ኣይትቕጸሩለይ'ምበር ኣብዚ ጉባኤ ዲያቆናይ ዘለዉ ኣይመስለንን
    እቶም ዲያቆናት ደቅኹም እውን እንተተሳተፍዎም ሎሚ ካባኹም ተመሃርዎ ዝሰምዕዎ ጽባሕ መታን ክነብርሉ። ከምቲ ንስኹም ቅድሚ ክህነት ምቕባልኩም ግብረ ክህነት ዲያቆናት ኮሎኹም ዝተመሃርክምዎ ንሶም'ውን ሕጂ ክመሃርዎ
    እቲ ዝዘተኹሞ ኣብ መድያኳ እንዳመሃረ ዲያቆናት ክሳተፍዎ ነይርዎም እብል!
    ብቪድዮ ዘይቀረጽክሞ ክወጽእ ዘይፍቀዶውን ነይሩ ክኸውን ይህሉ፥ እቶም ዲያቆናት ንዝመጾም ሓላፍነት ክፈልጥዎ ሕጂ ክምሃርዎ ምተመረጸ።

  • @mihreteabandebrhan9742
    @mihreteabandebrhan9742 5 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦታትና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጽንዓትን ትዕግስትን ይዓድልኩም ብስራሕኩም ነቲ ክቡር ስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብምስዓብኩም እንተ ተጸረፍኩም ዓስቢ ኣለኩም። ምክንያቱ ነዚ ክቡር ስም ኢኩም ተጸዊዕኩም።

  • @desaledanel9450
    @desaledanel9450 5 ปีที่แล้ว +1

    ፀጋ ተዓደሉ አገልግለትኩም ይባረክ

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 5 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Abotatna edmen tienan yhabkum Fetari

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye6561 5 ปีที่แล้ว

    Egziabhier Amlak tsegu yebzhalkum Abotat 🙏 yqreta kem fqad Amlak hto aletni ktmlusuloy kea bthtna yhatt
    1, eza btelfon mbrak giega eyu zbelkuma, nabnet abzi ane zelekuwo ketema kahan yeblnan, etom kahanat kabzi zelekuwo ketema kab 1seat- 2 seat eyom zelewu, entay kngebr alena, kem amaratsi ke?

  • @habtomdebru2154
    @habtomdebru2154 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣብዚ ሆላንድ ዘይሓፍር ቀሺ ፍስሃየ ትዛረቦዎን ብግብሪ ትገብርዎን ሰማይን ምድሪን ሱቅ ኢለ ኣይኮንኩን ዝዛረብ ዘልኩ ገንዝብ እንተኣክበ ብዕሉ ይፈልጥ ዝብል ዘረባ ዝዛረብ ብኣፍካ ካህን ምካን ትርጉም የቡሉን

  • @banarufael6748
    @banarufael6748 4 ปีที่แล้ว

    ኣከባ ድዩ ኔሩስ ወላኣብክብረባዓል እዩ፡

  • @Diakon1
    @Diakon1 4 ปีที่แล้ว

    ታሪክ ሓደ መንእሰይ th-cam.com/video/uA7oaNpuglM/w-d-xo.html

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 5 ปีที่แล้ว +1

    ኦርቶዶክስ ዘሕፍር ኮይኑ አቦታት ነንሕጅሕድኩም ብሞቆምያ ደም ትፋሰሱ አለኩምአብ ውሽጢ በተክርስትያን ካባካትኩም እንታይ ክንማሀር ብጀካ ብጥቅሚ ጥራይ ኢኩም ካህኔት ንይ ኦርተዶክስ ካህናት ጳጳሳት ሐሰውቲ ምስ ናይ ይቅሬታ

    • @ፍኖተቅዱሳን-መ8የ
      @ፍኖተቅዱሳን-መ8የ 5 ปีที่แล้ว

      ክብርቲ ሓብተይ ኤልሳ ምጽራፍ ጌጋ

    • @bettytes5322
      @bettytes5322 5 ปีที่แล้ว +1

      @Alsa Tsfay Ageb.... girim eba yikreta endabelka dileyka tserfi miwrad, entekone b nay 1-2 gega nikulom aytilekim.