New Orthodox Mezmur By D. Teams Segid "ናይ ጽድቂ ሓዋርያ ኣረጋዊ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 375

  • @fanueltesfu7662
    @fanueltesfu7662 3 ปีที่แล้ว +90

    ኣቤት ግጥሚ ኣቤት ዜማ ከምዚ ጌርኩም ኣረስርስዎ ንደረቅ ምድሪ ልብና ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድ ጠዓመ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ፡

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu4916 3 ปีที่แล้ว +68

    ----------- ----Lyrics-------------
    #ሕሩይ ቅዱስ ኣቦ ኣረጋዊ ዘሚካኤል
    ትንግርቲ ገድልኻ ሰቢኹና ወንጌል
    መምህር ክርስትና ናይ እምነትና ኣርኣያ
    ጨው ምድሪ ኣግኣዚት ኢኻ ናይ ጽድቂ ሓዋርያ(2×)
    ሰብ ዓለም ረቢሑ ንነፍሱ እንተ ኣጥፍአ ርኢኻ ኸም ዘይጠቖሞ
    ከም ተግባር ጎይታኻ ክትሰደድ መሪጽካ ክትሰፍር ኣብ ዳሞ
    ካብ ንሓጺር ምቾት ኣብ ንግስነት ቤትካ ምጽናሕ ኣብ ዙፋን ሮማ
    ንገዳም ወፊርካ ንሓዋሩ ኣብ ሰማይ ነፍስኻ ኽጥዕማ
    #ሕሩይ ቅዱስ ኣቦ ኣረጋዊ ዘሚካኤል
    ትንግርቲ ገድልኻ ሰቢኹና ወንጌል
    መምህር ክርስትና ናይ እምነትና ኣርኣያ
    ጨው ምድሪ ኣግኣዚት ኢኻ ናይ ጽድቂ ሓዋርያ
    ሰብ ካብ ሌቃውንቲ ጥበብ እንተ ተማህረ ሊቅነት'ዩ ዝውንን
    ናትካ ሊቅነት ግን ግብራዊ ሕይወት'ዩ ክርስቲያን ዘኽውን
    ከመይ ትሕትናኻ ሕልፊ ሰብ ምዃኑ ከም ርህሩህ ሳምራዊ
    ምስክሩ እንሆ ዘሚካኤል ስምካ ክይኑ ኣርጋዊ
    #ሕሩይ ቅዱስ ኣቦ ኣረጋዊ ዘሚካኤል
    ትንግርቲ ገድልኻ ሰቢኹና ወንጌል
    መምህር ክርስትና ናይ እምነትና ኣርኣያ
    ጨው ምድሪ ኣግኣዚት ኢኻ ናይ ጽድቂ ሓዋርያ
    ካብ ንግስነት ቤትካ ንግስነት ኣምላኽካ ማሪኹ ንልብኻ
    ክርስቶስ ከም ኣቦኻ ድንግል ከም ኣዴኻ ንፍቕሮም ሓሪኻ
    ናብ ምድሪ ኣግኣዚት ንገድሊ ምምጻእካ ምስ ተስዓቱ ቅዱሳን
    ከም ሄኖክ ከም ኤልያስ ብኽብሪ ኣቲኻ ናብ ሃገር ሕያውን
    #ሕሩይ ቅዱስ ኣቦ ኣረጋዊ ዘሚካኤል
    ትንግርቲ ገድልኻ ሰቢኹና ወንጌል
    መምህር ክርስትና ናይ እምነትና ኣርኣያ
    ጨው ምድሪ ኣግኣዚት ኢኻ ናይ ጽድቂ ሓዋርያ
    ብጌዴዎንን ባራቅን ሶምሶንን ዮፍታሄን ዳዊትን ሳሙኤል
    ጳውሎስ ዝኣክል'ኳ ግዜ ዝሓጸሮ ተግባሮም ክትንትን
    ኣነ'ሞ መንኮይነ ንዛንታ ገድልኻ ከዘንቱ'የ በሃላይ
    ግን ብግብርኻ ሲ ኣርኣያይ ኢኻ'ሞ ክምስክር ብዜማይ
    #ሕሩይ ቅዱስ ኣቦ ኣረጋዊ ዘሚካኤል
    ትንግርቲ ገድልኻ ሰቢኹና ወንጌል
    መምህር ክርስትና ናይ እምነትና ኣርኣያ
    ጨው ምድሪ ኣግኣዚት ኢኻ ናይ ጽድቂ ሓዋርያ(2×)
    ዘማሪ ድያቆን ተመስገን ሓወይ ኣምላኽ ኣቡነ ኣረጋዊ ይባርኽካ ንኹላትና ኣሰሮም ክንስዕብ ድማ ጎይታ ይደግፈና።

  • @selam801
    @selam801 3 ปีที่แล้ว +33

    አቡነ አረጋዊ ጸሃይ በዓል ውዕለታይ አብ ኹሉ ጉዕዞይ ፈጣን ረዳእየይ ካብ ሞት ካብቲ ባሕሪ ቃላይ ብቅፅበት ዘውጸአኻኒ አይርሰዖን እየ ተመሰገን ፈጣሪ ኹሉ ዓለም ሰለ ኹሉ ነገር ናይ አቡነ አረጋዊ ፆሎቶምን በረከቶምን አይፈለየና
    ብሓቂ ዝማሬ መልኣክት የሰመዐልና ዲያቆነይ

  • @tedihayelom9066
    @tedihayelom9066 3 ปีที่แล้ว +37

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስማዓልና ፡ ነዞም ኣብ ልብያ ከቢድ ሽግር ገጢሙና ዘሎ ድማ መዋጽኦ ይፍጠረልና ።

    • @kbrinamlak3267
      @kbrinamlak3267 3 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ብሩኸይ ኣጆኻ ኣምላክ ኣሎ ምሳኩም።

    • @siemt165
      @siemt165 3 ปีที่แล้ว

      Amen ajokum namlak zsano yelen yehwatey

    • @KABATRANOSTV
      @KABATRANOSTV  3 ปีที่แล้ว +4

      Amlak Abune Aregawi msakum eu ajokom zom'yehwatey.

    • @nahomtesfit1752
      @nahomtesfit1752 3 ปีที่แล้ว +3

      ኣምላክ ቅዱስ ኣረጋዊ ዘሚካኤል ምሳኩም ይኩን ኣጆኩም ንሕና ውን ኣብኡ ነርና ኢና ወፂና ዘሎና ኣምላክ ፍቃዱ ኮይኑ እንበር ።ንስኩም ከማን ከማና የርእኩም ኣጆኩም ትስፋ ጥራይ ምግባር ዘይምጭና ። ሓደኮ ተጨኒቁ ኣብ ቁሞቱ ዝውስክ የለን ኢዩ ዝብል እግዝኣብሄር።

    • @ሰብክቡርእዩ
      @ሰብክቡርእዩ 3 ปีที่แล้ว

      ኣጀኩም እግዚአብሔር ምውፅእቲ ክፈጥረልኩም እዩ ግድን ንደቁ ዘይሕደግ ኣምላክ እዩ ዘለና ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን ኣጀኩም አሕዋተይ ኣጀኩም

  • @Hermoyemane-be3zt
    @Hermoyemane-be3zt ปีที่แล้ว +2

    Asey diyakon xame hawey bxami xum mezmur lbi zeresrs egzabiher thega menfes kudus ysrxelka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ksanetabraham1580
    @ksanetabraham1580 3 ปีที่แล้ว +16

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መልኣክቲ የስማዕልና ድይቆን ጣዓመ ሰጊድ ሓወና ናይ ኣጎልግሎት ዘበንካ ይባረኽ ጸጋ በረከት ናይ ኣቦና ጻድቅ ኣብነ አረጋዊ ኣይፈለየና ነቶም ኣብ ጸበባ ዘለዉ የሕወትና መዋጽኦ ይፈጠረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
    @ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 3 ปีที่แล้ว +12

    ሕሩይ ቅዱስ ኣቦ ኣረጋዊ ዘሚኪኤል
    ትንግርቲ ገድልካ ሰቢኩና ወንጌል
    መምህር ክርስትና ናይ እምነትና ኣርኣያ
    ጨው ምድሪ ኣግኣዚት ኢካ ናይ ጽድቂ ሓውርያ።

  • @ንጥበብዝፈልጣመንኣሎ
    @ንጥበብዝፈልጣመንኣሎ 3 ปีที่แล้ว +23

    ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም የባርክ በረከትን ኣማላድነት ኣቡነ ኣረጋዊ ኣይፈለየና

  • @sarageleta2094
    @sarageleta2094 ปีที่แล้ว +1

    Sadeku abatashen abune aregawi melegawote tebekawote lemenawote bereketote eredetote selotote be welete rufaele ena be geberehiwete edeihume be hezebe keresetiyan laye adero lezelaleme yenur amen

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 3 ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሊቀ ዘማርያን ዲ/ን ጠዓመ ሰጊድ ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርክ።
    ምስ ዲ/ን ኣብርሃም ካልኦት ኣብ ኤርትራ ሃገርና ዘለውን ዘማርያን ብናይ ሕብረት መዝሙር ብሓድሽ ዝማሬ ንክትመጹና ክንጽበ ኢና። ንዕቤት ዘማርያን!

  • @HintsaHadush
    @HintsaHadush 6 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ባሓቂ ልብኻ ተረስርስ መዝሙር ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ የንዋሓዮ ድያቆን ጠዓመ ❤❤❤

  • @hewi.yeemebrhan-lij
    @hewi.yeemebrhan-lij 3 ปีที่แล้ว +20

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ዲያቆን ጠዓመ በረከት ናይ አቡነ አረጋዊ ይህደረና

  • @sarageleta2094
    @sarageleta2094 ปีที่แล้ว +1

    Zemare melaketene yasemalene bedeme betena yetebekelene yagelegelote zemenehe hulu yebareke kefu hulu ayagenehe edemehe yerezeme edeme leneseha new segawene yabezalehe edemehe yerezeme segawene yabezalehe

  • @merhawighirmay1352
    @merhawighirmay1352 3 ปีที่แล้ว +12

    ካብ ንግስነት ቤትካ ንግስነት ኣምላኽካ ማሪኹ ንልብኻ፡
    ክርስቶስ ከም ኣቦኻ ድንግል ከም ኣዴኻ ንፍቕሮም ሓሪኻ ፡
    ናብ ምድረ ኣግኣዚት ንገድሊ ምምጻእካ ምስ 9ቱ ቅዱሳን ፡
    ከም ሄኖክ ከም ኤልያስ ብኽብሪ ኣቲኻ ናብ ሃገረ ህያዋን ። ኣቤት ኣቤት ኣሰራርዓን ኣገላልጻን ። ስነ ጥበብ ማለት ኣብዚ እንሆ ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዕዘዘልካ ክቡር ሓው ሊቀ መዘምራን ጥኡመእግዚእ(ጥዑመልሳን) ሰጊድ ፡

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ ปีที่แล้ว +2

    _እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ደያቆን ሓውና ፀጉኡ የብዛሐልካ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ በረከቶም ይሕደረና ናይ ኣቡነ ኣርጋዊ ኣቦና አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_

  • @freemnet
    @freemnet 3 ปีที่แล้ว +10

    ድ ጠዓመ ዝማረ መላእክት የስማዓልና
    ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦይ ኣብ ኩሉ ጉዕዞና ጸበልካ ሒዝና ኢና ሰጊርና በረኸትካ ምስኩላትና ይኹን!

  • @SsdSds-f3q
    @SsdSds-f3q วันที่ผ่านมา

    ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዛብሄር ኣምላኽ ክቡር ኣቦና ፀግኡን በረከቱን ኣብዚሑ ይዓድሎም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @arontsegai
    @arontsegai 3 ปีที่แล้ว +10

    ዲያቆነይ ጥዑመ ልሳን እንቋዕ ድሓን መጻእኻ! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሓወይ፡ በረከት ናይ ኣቦና አረጋዊ ምስኩላሕና ይኹን።

  • @tirhastekleweldemikael8480
    @tirhastekleweldemikael8480 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyy Elllllllllll 👏
    Megbi n Nebsi!
    Zmarie Melaikti Yesmealna!
    Nay Agelglot zemenkum yibarkn yiqedsn Amlak.

  • @asteryehdego7153
    @asteryehdego7153 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣቤት ጥበብ ድያቆን ሓወይ ንሓይልኻ ሓይሊ ንጥበብካ ብርተዔ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ ፈጣሪ ተባረኽ ጸሎት ጻድቐኣቡነ ኣረጋዊ ምሳኻ ይኹን 💞👏

  • @adeymariam7899
    @adeymariam7899 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen zemari melak yesmalna hawuna nay agelgilot zebenka Zetebareke ykun abone aregawi zeygadefeni tsebelu hize bihailu ka abzi betshie gena keman yigbrely alo tsadik abo bereket mis kulatna ykun amen

  • @Snit-Intertaiment
    @Snit-Intertaiment 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ኣምላከ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣዕዚዙ ይብርኽካ ጸጋኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓው

  • @filimonweldu980
    @filimonweldu980 3 ปีที่แล้ว +2

    ዕዕዕልልልልልልልልልልልልልል
    ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ ይብዝሓልኩም ድያቆን ሓውና ንዓና ድማ ቅዱስ ቅንኢ ይፍጠረልና

  • @marthagebregergsh1307
    @marthagebregergsh1307 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልል ኣቤት ልብካ ዝትንክፍ ሰምዕኻ ዘይምኖ ንነፍሲ ዘደስት ድን ሓወይ እግዛአብሄር ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ።

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ደሰ ዝበል መዝመት ናይ አቡነ ኣሪጋዊ በረከትም ይሕደረና❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብር ሓወና ድያቆን ጢዓመ ሰጊድ💯💯💯😍😍😍😍😘😘😘😘😘

  • @TesfamariamKidane-v7f
    @TesfamariamKidane-v7f 28 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሑሩይ ቁዱስ ኣረጋዊ ዘሚካኤል ትንግርቲ ገድልኻ ኣብ ክርስትያን ዘንብር

  • @SalinaDaniel-g8z
    @SalinaDaniel-g8z ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ክቡር ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስመኣልና በሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ጡኡም ዜማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በርትእ አጆኳ ❤🙏🙏🙏

    • @SalinaDaniel-g8z
      @SalinaDaniel-g8z 3 หลายเดือนก่อน

      አንቃዕ ኣብጽሓና ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓሉ ❤️❤️❤️ኣቡነ ኣረጋዊ ❤️❤️❤️❤️❤️ ንዓመታ ድማ ብሰላም የጽንሓና ጥዕና ሂቡ ብሰላም ፍቅሪ ኣብ ስደት ፋሕፋሕ ዝበልና ኣኻኺቡ💐💐💐💐💐💐 መብጽዓይ ሒዘ ናብ ቤትካ ዝመጸካ ግበረኒ ❤️❤️❤️❤️ኣቦይ ኣቡነ ኣረጋዊ ❤️❤️❤️❤️ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ህሉው ምዃኑን ኩሉ ናቱን ካብኡን ሕየዋይ ምዃኑን፣ብሓቂ ክፍራህን ብንጹህ ልቢ ክምስገን ዝግብኦን ምዃኑ እትጽውዕ ትርጉም ዘለዋ ዝበለጸት መዝሙር። እግዚአብሔር ብሓቅን ብልብን ይመስገን። ንዓኹም ድማ የሕዋትና እግዚአብሔር ይባርኩምን ይሓልኹምን። 🙏

  • @hermonfutsumAk
    @hermonfutsumAk 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክቲ ይስመኣልና ዘሚካኤል እቦና ሃልወና ደቅካ።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna nay agelglot zemenka fetari kulu alem ybar hawna xelotomn bereketomn nay abona xadik aregawi ms kuluna hzbe krstiann ykun

  • @keletzeriom3696
    @keletzeriom3696 3 ปีที่แล้ว +3

    Diacon teame segid egzabher amlka zeygodl edmen tiena yehabka kibur haweyy nay agelglot zemenka ybarek ⚘⚘⚘

  • @beluldebesay9608
    @beluldebesay9608 3 ปีที่แล้ว +1

    Eilllllll zmare meliakti yesmealna diyakon hawey zemen agoluguletka ybark amlak xelot nay abune aregawi ab kulu etgebro yhalka tum lsan ❤🙏🙏🙏

  • @berhanetewelde5577
    @berhanetewelde5577 3 ปีที่แล้ว +13

    ቃልሂወት የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ብሓቂ ደስስስ ትብል መዝሙር

  • @hanibalamine6026
    @hanibalamine6026 3 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melakti yesmealna dyaqon team hawna breket nay abune aregawi ms kulna ykun

  • @meleyberhane3069
    @meleyberhane3069 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏💝💝💝

  • @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት
    @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen Deacon hawey edmen taenan yhabkum egziabhier amlak ❤️⛪️💐🙏💐❤️⛪️💐🙏❤️💐⛪️🙏❤️💐⛪️🇪🇷🇪🇷

  • @BiniamOkubit
    @BiniamOkubit 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ኣብዚ ኣሎ ግጥሚ ዜማ ክምዚ ጌርኩም ኣርረስረስዎ ንደቀረቅ ልብና ዳዮን ጠዓሙ ሓውና በዚ ናትካ መዝሙር መን አሞ ዘይተሓጎስ ❤❤❤❤❤

  • @DanidaniNatey
    @DanidaniNatey 10 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽትይ የስማአልና ጸሎትን በረኸትን ናይ አቡነ አራጋዊይ አይፈለየናአ❤❤❤❤❤❤❤

  • @teweldemedhinbrhane4689
    @teweldemedhinbrhane4689 3 ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓውና
    በረኸት ናይ ጻድቕ ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 3 ปีที่แล้ว +2

    +++Abune Aregawi May temenay Lomi ngdet eu eqaw abxhana deki tewhado zebaman, Ab sdet koyna ab geza taxina nehlfo alena sdetna yehxrelna Amen3 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @ኾኾብ-ኾዋኽብቲ
    @ኾኾብ-ኾዋኽብቲ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይ
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ኣሜንንንን

  • @tesfaldetzeru8017
    @tesfaldetzeru8017 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna

  • @yowuhanasolomun6506
    @yowuhanasolomun6506 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zemera melkit yesmalna Berkat Abna Aragwi Ayflyna Deyqon hawena

  • @ማርያመይመዝሙረይ-መ1ነ
    @ማርያመይመዝሙረይ-መ1ነ 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna Amlak xegu yebzhalkum

  • @tirhastesfamariam5687
    @tirhastesfamariam5687 3 ปีที่แล้ว +2

    Ellllllllll ellllllllll ellllllllll, zemara malekti yesmalna dyakon hawena 🙏🙏🙏💙💙👏👏👏

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን (3) ዝማረ መልእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሄር ዘመን ኣገልግሎትካ ይባረኽ 🙏🙏🙏

  • @goshertesfamichael161
    @goshertesfamichael161 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላእኽቲ የስመዓልና
    በረከት ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ምስኩሎና ይኹን

  • @ferawinnie4996
    @ferawinnie4996 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን እሜንዝማሬመለክቲየስመዓና ዘሓዉና

  • @abaditgere4392
    @abaditgere4392 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሄር ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ይሃበልና ክቡር ድያቆን ጣዓመ ሓዉና ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸግኦምን በረከቶምን ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ምስ ኩልና ይኩን

  • @krstosyuhiwetey
    @krstosyuhiwetey 3 ปีที่แล้ว +2

    Zmarie melaky yesmealna
    Behaki nfue zemari alena bereket nay abune aregawi & nay kulom kdusan msaka ykun teum zmarie🤗😍❤✝!!!

  • @merhawitembaye7473
    @merhawitembaye7473 3 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melaekt yesemelna kubur hawey tsegaeu yebzehelka ellllllllllllllll❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @tesfausenqey7601
    @tesfausenqey7601 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zemare melakti yesmalena

  • @akberetyemane8998
    @akberetyemane8998 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen zmarie melaekti yesmealna bereketn rediatn nay abone aregawi tsadq mskulatna ykun Diaqon hawey 🏰🏰🏰

  • @edenasheber8273
    @edenasheber8273 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen

  • @bsratgebrewahd9662
    @bsratgebrewahd9662 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣብነ ኣብነ ኣረጋዊ ኣቦና ፀሎትካን በረከትካን ኣይፈለየና ሰላም ንህዝብና ይላኣከልና ኣምየን፡፡

  • @ፌብ-ዘ24
    @ፌብ-ዘ24 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬኻ ይቀበለልካ ክቡር ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ በረኸት ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣይፈለየና

  • @solomunhaile-x1v
    @solomunhaile-x1v ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላኣክት የስማዓና ዲያቆን ሓወይ

  • @XegeAsefawi-it4ww
    @XegeAsefawi-it4ww ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላኢክቲ የስማዓልና በረከቶም ኣማላድነቶም ናይ ኣቦና ኣረጋዊ ኣይፈለየና

  • @wenikesete949
    @wenikesete949 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen🙏🙏🙏zemari kali hiwat yesmlna zehawey🥰

  • @ghidegerkiel5733
    @ghidegerkiel5733 3 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልል
    እልልልልልልልል
    እልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ የስመዓልና ክቡር ዲያቆን ጠዓመ መምህርናን ሓውናን ብሓቂ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም መድሃኔ ዓለም። ከማኩም የብዘሓልና ኣሜን።

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna, Enqae nabzi Ametawi kibre beal abxehana berekotom yhderena Amen Amen Amen

  • @akyor
    @akyor 3 ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ድ፡ጠዓመ ጥዕምቲ መዝሙር

  • @ትመስገንኣምላከይ
    @ትመስገንኣምላከይ 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኽቲ የስምዓልና 👏🏻🙏🏻

  • @yordanosghebrendrias3416
    @yordanosghebrendrias3416 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen !!! zmarie Melakti YesmeAlna deacon Hawey

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ድያቆን ሓዉና።

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን (3) ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና
    እግዚኣብሄር ዘመን ኣገልግሎትካ ይባረኽ ድያቆን ሓወና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @yoditkeflom9587
    @yoditkeflom9587 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna Dyacon Hawey Bereket nay kudus Abune Aregawi ayfeleyena bhaki des tbl mezmur

  • @alekkahsay2950
    @alekkahsay2950 3 ปีที่แล้ว +2

    ዲያቆን ብዓል ጥዑም ልሳን ጨው ምድሪ ኣጋእዚት ኢኻ ናይ ጽድቂ ሃዋርያ ናይ ብሓቂ ተባረኽ

  • @simontekie5675
    @simontekie5675 3 ปีที่แล้ว +2

    Zmare melaekt yesmalna.. kbrn msganan amlekon wdasien n egziabhier amlakna ykun ....God bless u dn hawena 🥰🥰🥰...

  • @asgodomkonstantinos8325
    @asgodomkonstantinos8325 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen 🙏⛪
    Zemare melakt yesmulna Egzabher Amlakna xegu yebzhalkum D, hawey

  • @bsratghebremariam4243
    @bsratghebremariam4243 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ድያቆን ሓዉና ናይ ኣብነ ኣረጋዊ ፃዳቅ በረከት ረዲአቶምን ፆሎቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን🤲✝🤲✝🤲✝🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌷🌷🌷🌷🌿🌿🌿🌿🌿

  • @Galenba
    @Galenba 3 ปีที่แล้ว +1

    Berhb dyakon teame hawey yizgabher amlak nay aglglot zebenka yibark yizgabher amlak semati tirah zeykonas tegbrti kinkewn yizgabher amlak yihagzena 💒💒💒🙏🙏🙏

  • @ermiasteklu3811
    @ermiasteklu3811 3 ปีที่แล้ว +2

    amen amen amen qalehit yesmalna

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie70 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmarie melakt yesmalna Diykon Team egzabiher amlak xegeu yebzahalka nay agelgulet zebenka ybrkelka amlak 👏👏👏👏👏

  • @bibiwerede6410
    @bibiwerede6410 2 ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesmelna dyakonin mezmirn kubur hawey amlak xegaka ybzhalka 🙏🙏🙏

  • @yorsalemamenadal9506
    @yorsalemamenadal9506 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen 🙏amen 🙏amen 🙏Alllllllll zmare mlakt yesmalna ademen teanan yhabka fetari 🏰🏰🏰

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 ปีที่แล้ว +1

    Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll zimare melaekti yesmealna egziabher amlak xegue yebzehelka hawina ⛪️ 💒 🙏🏻 👏🏼

  • @ማርያምሆይኣማልድሽ
    @ማርያምሆይኣማልድሽ 3 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ በረከት ረዲኤት ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ጻድቅ ምስ ኩላትና ይኩን አሜን 🇪🇷💒🙏❤

  • @gottseidank9907
    @gottseidank9907 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen , berektom tseletom nay abune aregawi MIS kulatina yikun

  • @lme5630
    @lme5630 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና በረከት ናይ ጻድቅ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣይፈለየና ኣሜን

  • @nakfaberhe8437
    @nakfaberhe8437 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላእክት የስማልና ድ ጠዓመ ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ

  • @teklinakidane714
    @teklinakidane714 3 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልል 👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼
    ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ
    ክብሪ ኣረጋዊ ጸሃይ ዝገለጽካ ኣምላኽ ብክብሪ ዕድመ
    ዘመንካ ይባርኽ 👏🏼👏🏼👏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ኣሜን እልልልል
    "ሰብ ካብ ሊቃውንቲ ጥበብ እንተተማህረ ሊቅነት'ዩ ዝውንን
    ናትካ ሊቅነት ግን ግብራዊ ሕይወት'ዩ ክርስቲያን ዘኽውን....."
    እጹብ ድንቅ ስራሕ ከም ወትሩ ዲያቆን ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ንዓና ኽብል !!!!!

  • @kig8362
    @kig8362 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆነይ ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር

  • @lidyabereket7293
    @lidyabereket7293 3 ปีที่แล้ว +2

    Aesyy Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll zimare melekti yesmelna Amen Amen Amen 🙏🤲 buruk hawna diyaqon team xega bereketu yebzhalka fetari 🙏🙏

  • @samienkay2334
    @samienkay2334 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare melakti yesmalna D.hawna nay agelglot edmeka ybark

  • @abr.gabraha9765
    @abr.gabraha9765 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen zmare melaakt yesmealna luele egziabhier xegueu yebzehalkum 🙏🙏🙏

  • @fiyorimulue39
    @fiyorimulue39 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zemarye melaketi yesmalna dykon hawena xeguo yebzhalke

  • @crossisourpowerembrhanmrhn6647
    @crossisourpowerembrhanmrhn6647 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Zmarie meleakti yesmealna xegau ableli xega yebzhalkum.

  • @mareykiros3371
    @mareykiros3371 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኢክቲ ያስመዐልና ፈጣሪ ✝️✝️✝️👏👏🤲🤲

  • @TeklitKidane-s3b
    @TeklitKidane-s3b หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መለእክቲ የስማኣልና

  • @siemhisabu501
    @siemhisabu501 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen 🙏🙏🙏 zimare melakti yesmalna nay bihaqi libka teresrs mezmur nay agelgulot zemenka yibarkelka

  • @Helend1m
    @Helend1m 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen zmarie melakti yesmalna Xegu yabzhlka Amlak dyakon hawey 🙏❤️🙏

  • @trhastaare9193
    @trhastaare9193 3 ปีที่แล้ว +2

    Zemare melakti yesmalna Nay Abunaregaw brktu ayflyena dykun hawena

  • @አበባጋልቅዱስሚከኤል
    @አበባጋልቅዱስሚከኤል ปีที่แล้ว +1

    ዝገርም ልሳን አቤት ተዒዲልት ፀገኡ የብዝሕ

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 3 ปีที่แล้ว +2

    Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Zmare melaekti yesmalna, Ezgabiher xegu yebzhalka diyakon hawna, bzuh ena n sbe kaba Ezgabiher tbebu abzihu ygleselka, berekotom xelotomn ayfeleyena Amen Amen Amen

  • @ኣየልበይ
    @ኣየልበይ 3 ปีที่แล้ว +2

    ጨው ምድሪ ኣጋኣዚት ኢኻ ናይ ጽድቂ ሃዋርያ።ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸተምን ረድኤቶምን ሓጥያተይ ይቀንጥጠለይ።

  • @ሕጂውንተመስግንጎይታይ
    @ሕጂውንተመስግንጎይታይ 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna Dyakon hawey bhaki Egzabhir xega bereketu yebzhalka zhawey Buzhu ena nxbeka kabaka

  • @sabaalgi55
    @sabaalgi55 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን 🌺ኣሜን🌺 ኣሜን ዘማሪ 🌺መላእክቲ 🤲የስማዓና 🌺በረከት 🤲ረዲኤ ኣቡነ🌺 አረጋዊ ምስኩልና 🤲ይኩን

  • @autikoszsmu
    @autikoszsmu 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ጸጋ ብዲበ ጸጋ ይጸጉካ ዲያቆነይ ኣሰይይይይ