When will those kids GO home now that the WAR is over?? We the people of Eritrea should ask the question , we had enough of WAR Eritrea is one of the underdeveloped country in the world so haven't really achieved nothing
I love you guys 👏❤️🌹❤️🌹☝️👌🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹May God,blessed, protect our country Eritrea 🇪🇷 our and our peoples! Thank y’all for your service! 👋👏🙏🌹❤️🇪🇷🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
ኣሰይ ኣሰይ ጀጋኑ ኣናብስ ኣኹሪዕኩምና So proud of you my brothers and sisters ኣወትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ኣይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ኣሜን 🙏🙏🙏. GOD bless Eritrea and it's people 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድምጻዊ ኣብራሃም ኣፎርቂ ዘዘኽር ዙር ኢዩ እዚ ዘሎ ስምዒት ዋውው!!ዕድሜን ጥዕጅናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ !!ሰላም ዘለዋ ሃገርን ዘበንን ይግበረልኩም!!
Yes zurey zekira nebae kulu tizkirine edman teanin yehbkuom
ርጊብትን ተመንን ሓደ ኮይኖም ይፈልጡ ዲዮም ኣብርሃም ራኢ ተስፋ መጻኢ ናብራ ሕልሚ ወዘተ ይሰብኽ ናይዚ ደንቆሮ ዘራዒ ኮይኑ ዝዓበየ ዝምውስል በሎ ሕረዶ ደሙኣፍሦ ታንኪ ብሮት ዝብል በይን በየን ኢዩ ምስ ቅዱስ ኣብርሃም ኣፎወርቂ ዘዛኻኽረካ ።
@@filmongebre8505 ንዅሉ ገግዚኡ ኣለዎ
EXACTLY
Amen haftey🙏🇪🇷❤
S = Strength
A = Achievement
W = Wisdom
A = Affection
I love it
@@rahelberhane3585 yes Sir ! 🇪🇷❤️🇪🇷
When will those kids GO home now that the WAR is over?? We the people of Eritrea should ask the question , we had enough of WAR
Eritrea is one of the underdeveloped country in the world so haven't really achieved nothing
@JossyTM why do you bother, if you're not Eritrean?
@@jossytm6814 they are no soldiers but students 90% of them will be at Home after 1/2 years.
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ክብርን መጎስን ናዓኩም ይኩን አብ ዘለኩሞ ሰላምን ቅሳነትን ይሃብኩም ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️⛪️🕌🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
Amen amen amen 🙏 🙌 👏 ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤🙏
AMEN AMEN AMEN 🙏
ኣሜን 🙏🙏🙏♥️💪
አሜን አሜን አሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብ ኩሉ ኩፉእ ዘበለ ፈጣሪ ይሓልኹም።ሃገርና ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏🙏
Ameen yarb alalmeen
ኑኡሳተይ ናይ ራህዋን ሰላምን ቅሳነትን ዘመን የምጻኣልኩም ካብ ኩፉእ ኩሉ ይሰውርኩም 🙏🙏🇪🇷♥️💪
Aman Aman Aman
Amen 🙏
ኣሜን
Amen
Amen
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ጀጋኑ ❤🇪🇷 ኤርትራዊ ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘበንኩም ይቐይሮ ፈጣሪ🙏🙏🙏♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሰላም ንህዝብናን ሃገርናን 😢✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥
Amen AmenAmen
Amen Amen Amen 🙏🏽
Amen
Amennnnnnn 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷
Amen amen amen.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌽🌽🌽💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐫🐆🐅🇪🇷🌼
መንደላይ ❤️መላዕከ ጀግና ስወድህ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤💐
ኣናብስ ኤርትራውያን መውዳእታ ይግበረልኹም እዚ ኸርተት ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷መልኣኸ ብሩህ ብርሃን መንእሰያት።
ሳዋ!
ኩርዓትን ሓበንን መንእሰይ ኤርትራ
💪💪👍👍🇪🇷🇪🇷
ብርሃን ገጾም ኩሉ ግዜ ፍሽኽታ ዓይኒ አባይኩም ይደፈን እዞ ደቀይ ❤🇪🇷🙏🏾
ዓአን ኣባይኩም ደቂ ኤረይ
💐🙏
Bahaki. Birihani. Getsomi. Iziomi. Deki erey. Ayini. Abayikumi. Yidefeni. Jeganu. Deki. Sawa. Baali. Warisayi. 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆🐅🐆🐅🐆🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐪🐪🐪🐪🐪🐫🐫🐫🌟🌟🌟🌟🌟🌿🌽🌼🌽🌼🌽🌼🌽🌽🌼🌽🌼🌽🌼
@@sanaytredae8445 Ewey des libel zereba
Deki Eri jeganu kemakum zeyele alena nibel deki Eri jeganu I’m proud of you 👍 Mendelay the best keep it up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷it’s amazing
When will those kids GO home now that the WAR is over?? We the people of Eritrea should ask the question ,we had enough of WAR‼️
@JossyTM they're not going to war. Nobody wants war, even Eritreans. Just don't try to make a point. Many countries have military services.
Who told u they r going to war don’t try to make stories of it they r doing military service like all countries doing it hopefully u understand me
@@jossytm6814😢😢🎉
ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ደቂ ሳዋ ጀጋኑ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን❤️🇪🇷✊
This is crime 14 years girl go to sawa?please go yourself and feel it the dictator must remove from his root.
Amen amlak yhaluwom jeganu hager esom tiray eyom
ተመስገን ኣምላኽ!! ነዞም ብርሃን ገጾም፡ ዋሕስ ሃገር ዝኾኑ ደቅና ክዘሉን ክዕንድሩን ዘርኣኻና!! ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን!!! ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣምላኽ ንሃገርናን ህዝብናን ባርኽ!!!
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ክብርን መጎስን ሰላምን ቅሳነትን ይሃብኩም ፈጣሪ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
I love you guys 👏❤️🌹❤️🌹☝️👌🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹May God,blessed, protect our country Eritrea 🇪🇷 our and our peoples! Thank y’all for your service! 👋👏🙏🌹❤️🇪🇷🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹
We love u ma people 🇪🇷🦁💪🤝🤗
ዓይኒ & እዝኒ ተቃመርቲ ግስም የብለልኩም Our brother's ❤
ኤርትራውያን ጀግኖች እንደናንተ የለም ወንድሞች
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💯💯💯💯💯💯💯👑👑👑👑👑👑👑👑🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁
እናመሰግናለን የተከበርክ ወንድማችን ።
እንወድዋቹዋለን !!!!
Enamesgenalen yene wendem
@@habenhadish938 eritrean ayu amche
ፈጣሪ ንእስነትኩም ይርኣየልኩም ካብ ኲናትና ወረ ኲናትን የውጽኣና ዘመንኩም ዘመነ ሰላምን ራህዋን ዘመነ ቴክኖሎጂ ይግበረልኩም
ዙር መንደላይ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ
ኤረይ ወይ ሞት ኤረትራውነት ክቡር መንነት ኤረትራ ጎብለል ኣፍሪቃ...
ዓይኒ ጸላአኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ዋልታ ሃገረ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍💯💯💯💯💯
እዋይ ደቂ ዙረይ ሽኮሪናታት ኣቕኒኦምኒ ናይ ብሓቂ ዕድምን ጥዕናን ይሃቦም።
ዙር መንደላይ 🇪🇷🇪🇷❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤
ዕድመ ይሃብኩም ደቂኤሬይ ሓላላት
Gaul Erey pls Subscribe hagzni haftey
አሚን አሚን ጋል ኤሬ
I couldn’t stop watching you guys I love it God bless you all deki Erey shukorinatat 👍🇪🇷👍🇪🇷💪🇪🇷🙏
ኣብራሃም ኣፈወርቂ ኮይኑ እባ ተሰማዓኒ መልኣከ ግርማ ኣርማ ኤርትራ ንእሽቶይ ኣብራሃም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
አምላኽ ምሳኹም ይኹን ደቂ ሓላል መሬት።እግዚአብሄር ሰላምን ቅሳነትን አውርድ ነዛ ተጠማቲት ሀገር ሐደራኻ ጎይታ ንሰኻ ባርኽ 🤲🤲🤲
Wow, keep on singing my favorite song in Sawa, Melake Abraham. You're great in that among the proud nation of Eritrea 🇪🇷👏🙌👍
Wowwwwww fantastic ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ደስ ዝብል ናይ ምዝንጋዕ ምሸት ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ሳዋ ክንዲ ሽሕ ኣሻሓት ሚሎናት ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ዒም ዝበለ ይትሓጎም።
አቱም ሰባት ብኤርትራዉነትና ንኾርዕ ኩሩዓት ህዝቢ ኢና ክንብል ከለና እኮ ብምኽንያትዩ ካብዚ ህዝቢ ተፈጢርና አካል ናይዚ ጀግና ስለዝኾናዩ ።ደቂ ሳዋ አናብስ ዋዕሮታት አይነአባይኩም ድፍንፍን ይበል ክበሩልና ጽቡቃት ፍጥረት ኤርትራዉነት ክቡር መንነት♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥🇪🇷♥♥♥♥🇪🇷♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍
ኣቱም ጽቡቓት ዕንቒ ሓገር እግዚኣብሄር ብኽናፋ ይኸውልኩም። ኣባይኩም የርሕቕ። ኣይትሙቱ።
ከዚህ ዘፈን የምረዳው ነገር ኤርትራዊነት ጥልቅ ነው wow ምን ያህል ያኮራል አብ ኤርትራዊነቴ እንዲህ ሲገለፅ it's amazing.
God bless Eritrea 🙏🏽🙏🏽 i love you all my beautiful people ❤️❤️❤️💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
አናብስ ፡ ኤርትራ ፡ ነብስካ ፡ ተዘዝ ፡ የብለካ ፡ ዋርሳይ ፡ ማለት ፡ ናይ ፡ መን ፡ ዳአ ፡ ክትወስዱ❤❤❤🥰🥰🥰💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወረ አነስ በኽየ ዓይኒ አባዬም ይደፈን እዛ ምቅርቲን ቅድስትን ሃገረይ
@@medhanealemeritreaybark3478 I am crying 😂 ❤❤❤❤
ሰብ አለዋ ኢዚ ሃገር ኤርትራ ሃገር ሳላ ደቂኺ ተሃበኒ ክበሪ ዓንቢቢ 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷 ሕዝባ ጀግና ምርሕነታ ጀጋኑ ጀጋና ጀጋኑ ይውልድ 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዊንት ኹቡር ምንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መን ከኤሬትራዊ ብሃገሩ 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
Wedi rimey Subscribe hagzeni pls
@@Danitesentertainment ኣነ ክገብረልካ ኢየ
@@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ 🙏❤️🙏
ኣብ ጥዑም ዓዲ ጥዑም ናብራ እና ኣስተማቀርኩምሲ በዞም ንኣሽቱ ትላገጹ ኣለኩም የሕዝን እዩ። ዋይ ህዝበይ
@@lulrbahri ሱቅ በል ጋሕታፍ ኢዚኦም ኢዮም ሃገር ሓለዉቲ ከምዚ ኸማካ ዓጢነ አይኾኑን ሃገሮም ክከላኸሉ ግቡኦም ይገብሩ አለዉ ኢቲ ዓወት ዝራአኻዮ ሱቅ ኢሉ አይመፀን።
መላኣከ ናይ ወኒ ጀነራል ።
ሓደ ካብቶም ንጁንታ ደሲቆም ዝረመስዋ ጀነራላት ጀጋኑና ሓደ ዩ ።
ጀነራል መላኣከ ኣብርሃም
Ewe yake melake jgna nay mewedaeta I love you deki ereyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😘🇪🇷🇪🇷😍😍
ሳዋ ዓረ ሰራሒት ጀጋኑ ካብ
ማህጸን ኣዲኡ ክዉለዶ ከሎ
ጅግና ኤርትራዊ ተደመሮ
ሳዋ ይኸውን ነጎዳ ይኸዉን መንደላይ ❤❤❤ ንበረለይ ወዲ ኤረይ ንበሩለይ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ብሌን ዓይነይ❤❤🌺🌺🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺💐🌺🇪🇷💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💫💫
ኤርትራ ብደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ክትነብር እያ!! ኤርትራውነት ይዓምብብ! የጒላዕልዕ! 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደኪ ኤረይ ፡ዘመንኩም ዘበን ሰላም ይግበረልኩም
ዓይኒ ኣባይኹም ይደፈን ደቂ ኤረይ ብዝሑ እንበር ኣይትውሓዱ Eri 🇪🇷one 🇪🇷love 🇪🇷♥️ forever👸💫💫💫✊🏻🇪🇷💌🕊🕊🕊
🙏👑🙏👑🙏👑🙏👑🙏👑🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑 ኩራዓ ኤሪትራዊ ተሓቢናልኩም።🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑
Iwe. Kuraai. Eritirawi. Hibunati. Warisa. Hageri. Baali. Warisayi. Jeganu. Deki. Iza. Halali meriyeti. 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🌟🌟🐪🐪🐪🐪🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑👑👑👑👑👑🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሰብ ኣለዋ ኤረይ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ኣሰይ ኣሰይ ተቀበልቲ ሕድሪ ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽኑዕ ርገጹ
Gaul abeyti pls Subscribe hagzeni
ኣሰይይይይይይይ ዙር ሰላም ኣይኒ ኣባይኩም ይደፈን ዙር ሰላም ኢኩም አስካትኩም ኣምላክ ንሃገርናን ንህዝብናን ይባርክ
ዐይኒ አባይኹም ይደፈን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤረይ ጌታ ይሐልወና አሜን ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትንና::
Amen
ዓይኒ አባይኹም ይደፈን ደቂኤረ ዙር መንደላይ መልአኪኖ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና
በኼ መድሃኒአለም ምሳኻትኩም ይኹን ዓይኒ አባይኩም ኤረይ ፍረዪ አብኪኹምኒ ሸዊት ደቂ ሪመይ
ዓወት ንሓፋሽ ዝኽርን ክብርን ንስውአትና
🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️💒🙏🌹❤️🐪🌹❤️🕌🌹❤️
ኣሜን 🙏🙏🙏♥️💪🇪🇷🇪🇷
Amen amen amen 🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ ኣሰይ ጀጋኑ ኣናብስ ኣኹሪዕኩምና So proud of you my brothers and sisters ኣወትን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ኣይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ኣሜን 🙏🙏🙏. GOD bless Eritrea and it's people 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Smiling 😊 from the start to end . Love u deki erey
ኣምላክ ንዞም መንእሰያትና ራኣየልና ያኣክለኩም በለና ዘመኖም ባርክ ኣሜን🙏🙏🙏
ሰይይ ደቂ ኤረይ ዓይኒ ጸላኢኩም ይደፈን
Thanks GUDu u made me from ERITREA😍🇪🇷🇪🇷1962💒🏰.
Becouse kabzi Halay Fekar Gigna Hzbi mqaney thanks GUD again to again.
Mendelay 🇪🇷🙏🏻🙏🏻😍😍🇪🇷🇪🇷
Teqawemti nezi rien tesfa entezey ቆሪጸ ናይ ጥዕና መርመራ የዲልየ ኣሎ ማለት እዩ🇪🇷✊🏿
ኣዘኪርኩሙና ይዓኽ 26 ዙርያ 2012 ዙር ጸገም የለን proud to be 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Eway wedi zurey 10 amet gierka 🤣🤣🤣
@@jossientertainment2585 ይገርመካዩ ግዜ እንታይ ኣለዎ
Xegem yelen entelo bzeyegedis(bizen) ahhh tium hiwet halifu yak
Xegem yelen entelo bzeyegedis(bizen) ahhh tium hiwet halifu yak
😘Round 26 I Love You All❤️tenafekti😘🙏
የኤርትራውያን ❤❤❤💪💪💪ሰወዳችሁ ወታደሮች ለህዝብ ክብር አላቸው የኛ ቢሆኑ በያዘው ጎማ ይዠልጥ ነበር
አምላክ ንኤርትራ ባርካ!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መንደላይ ንጸላኢኡ ምስ ሓዘ ዘይለቅቅ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹 ግርማ ኤርትራና!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💯💯💯💯💞💞💞💞❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anbesa
ዋው ደቂ ሳዋ ዓባይ ፍቅሪ ሳዋ ፍፁም አብ ዓለም የለን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም የሕዋተይ
ጎይታየይ ዐድናን ህዝብናን ሐልወልና ብሰላም ቤቶም ክምለሱ ፍቃድካ ይኩን ደቂ ኤረይ ማዐረይ እሾክ አይውጋእኩም ካብ ዐይኒ ሐሳድ ይሐሉኩም አሜን(3)
Amen🙏🙏🙏
Asey deki erey edmen tenan yehabkum amlak love u 🇪🇷🇪🇷 halalat...
አድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ deki ኤሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless you my beautifully people 🇪🇷🇪🇷😎🥰👌👌👌👌
ዋአ በትሪ ገርኩም አይትህረምዋም ምዝንጋዕ ተዘናግዑ ኢልኩሞምስ ብበትሪ ትሃርምዋም ጸሊኢኩም አለኩ አዞም ዝሀረምኩም ተማሃሮት ሳዋ አጆኩም በርቲዕኩም አጽንዑ ሃገር ናባኩም አያ አቦታትና አያታትና አባጅጎ ረቢ ይቃጸጸናሎ ያላ በርትዑ
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስዋአትና
ዓወት ንሐፋሽ።
Sik beli hasawit halayit ayitikuni.
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤሩ . 🇪🇷
ፍትዋት ደቅናን የሕዋትናን ዘበነ ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና።ደመኛና ተሳዒሩ ዩ ሞ ድሕር ደጊም ውራይ ትምህርትኹምን ልምዓትኩምን ጥራይ ሕሰቡ።
በዚ አጋጣሚ 1996 ሳዋ ታዓላማይ ኸለኹ ተዘኪርኒ ብጾተይ ዘኪረ። 🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ዓይኒ ጸላኢኹም ይደፈን ደቂ ኤረይ ዋላታ ሃገር
Wedi abeyti pls Subscribe hagzeni wedi rimey
ደቂ ኤረይ ኣናብስ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን እግዜኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ይሃብኩም ኤርትራዊነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👈
ዓይኒ ኣባይኩም የሕዋተይ ናተይ ♥️♥️♥️፡ በሉስከ ይኣክል ይበለና ፈጣሪ🙏 ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
ደቂ ኤረይ መዓረይ ዓይኒ ኣባይኩም ግስም ይበለልኩም
ደቅ ኤረይ ኣኣብ ዞሎክሞ ሰላምን ቅሳነት
ዕድመን ጥዕናን ደቂ ኤረይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
ዓይኒ እዞም ሓሳዳት ይድፈነልኩም 👍💯👑🇪🇷🐪🇪🇷🎉
ሰሱኑለይ ሽሕን ዋልታን ኩኑለይ ❣️🇪🇷🙏🕊
ናይ መልኣከ ቁጽሪ ቴለፎን ባ ተሓባበሩኒ በጃኹም 💔😔😔
ተረኺብክያ ከኣን ትሓባበርኒ ክክክክ
@Simon:- 🤣🤣🇪🇷🇪🇷😅😅📚📚🤝
ደቅ ኤሬዬ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ንሃቂ ንፍትሒ ስለዝወፈርኩም ኩሉ ተዛዚሙ ስላም ሰፊኑ ናብ ቤትኩም ነናብ ቤተስብኩምን ቦታኩምን ተመሊስኩም ናብቲ ዝነበርን ክቅጸል ዘሎ ሂወትኩም ክትምልሱ ወትሩ ን ፈጣሪ ኣምላኽ ብጸሎት ንልምን
May you forever smile my beautiful people! I pray your future will be brighter 🫶🏾🇪🇷🫶🏾
Ayni xelaekukan ydfen deki Erey sesunuley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love you more nskumsi enkae natey konkum
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሐላላት ደቂ ኤረይ 35 ዙር መንደላይ
My love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
VIVA VIVA VIVA ERITREAN YOUNG GENERATIONS. ERITREA IS ALWAYS PROUD OF YOU 🇪🇷. 🇪🇷.
ዓይኒ ኣበይኩም ይደፈን ኣርካናት ሃገር መድሕን ናይ ኣፍሪቃ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣታ ሰብ ኣለዋ እዛ ሃገር ካብ ቅዱስ ማህጸን ዋዕሮ ኤርትራዊት ዝፈረየ ክርዳድ ዘይ ብሉ ከም ብሉጽ ዘርኢ ስርናይ ዘይነቃነቅ ዘይ ፍንቀል እምኒ ዓረ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ዘበንኩም ይባረክ ደቂ እዛ ሓላል መሬት ዙር መንደላይ ዳግማዊ ዙር ፍሽክታ ኣመለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣነ ናይ የማነ ባርያ ኣድናቂ(ኣፍቃሪ)እየ ኣብ ኤርትራ ከኣ ቡዙሓት ከዋክብቲ ስነጥበበኛታት ኔሮምን ኣሎዉን ንመንደቅ ናይ ሙዚቃ ህዋሳተይ ሰቢሩ ዝኣተወ የለን እዚ መልኣከ ዝበሃል ከመይ ገይሩ መፍትሕ (ኮድ)ሰይሩ ኣትዩ ኣፈልጥን ግን ከኣ እንቃዓ ጝል ኣይኮንኩ ኣብ ውሽጢ 12 መዓልታት ኣብ ኣስመራ ክረኽቦ ተስፋ ይገብር
Ahhhh meqrte deqki halal merat ayne abykum yedfan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷egzabher amlak ka meskum yekun dekem🌹🌹🥰🥰🥰nab nab betkum🍀🌻❤️❤️🌻🌻beslam❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️❤️❤️🕌🕌
Beka
🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏 deki Erey jeganu weresti hedri❤️❤️❤️❤️ ayni hasadat defen yebela!!!!!
Abet xebukat deki Eri ayeni abyekum yedafen ❤️💥😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi abeyti pls Subscribe hagzeni wedi rimey
Absherka gera alku 👌
Ayni abaykum ydefen deqi Eritrea 🇪🇷 ♥️ love ❤️ you 🙌 ♥️ ❤️ wahs hager ajokum Eritrea 🇪🇷 zeyfelit kusmuuuu
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈቒ ኤሬይ
በሐቂ መንደላይ ጅግና ዕሸል ወለዶ አበልካዮም ሲዮማይ ዓለም አመሲኪርካ ወዲ ሐላል መሬት ሰሪሕካ ቅያ
ጅግ መንደላይ
ጰባ አስቲኩምና ሕድሪ ሰማእታትና አይዓበረንሳላ ሳላ እቲ ጱኑዕ መራሕትና አመትከሉ ንወትሩ
ግን ነቶም አብሲሚት አብ መድረክ ክድዮቡ ከለዋ በስርዓት ውረዱ ዜይብልዋም ንምንታይ ብበትሪ ጌሮም ርእሶም ዝሃርሙዋም ጌጋ እዮ ንወድሰብ ጌጋና ንተአረም በጃኩም ደቂ ኤሬ ማዓር ብሐቅ 🇪🇷💞💞🇪🇷9️⃣🐪9️⃣💞🐫🌷🇪🇷🐫💞🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫
ሰስኑ ደቂ ኤረይ. ❤ Proud to be Eritrean
እዛ መሐበኒት ሃገር ንዘላለም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብደቃ ከቢራን ተሐፊራን ክትነብር እያ ። ሰላምኩም ይብዛሕ ዞም ደቀይ
ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብርሃን ዓይኒ። ጸጋታት ኤርትራ የብሉዕኩም 🇪🇷👍🏿🌹🇪🇷👍🏿🌹🇪🇷👍🏿🌹🇪🇷👍🏿❤🇪🇷👍🏿❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ እዛ ሐላል መሬት ❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Love ❤️ and peace my people ❤️ 😘📣🇪🇷👋➡️🙏
ኣሕዋተይ ውግእ ተዛዚሙ አብ ሕንጸት ሓገርን ብቕሳነት ክትነብሩን ይምነየልኩም 🙏
amen amen zerkey
ኣብሽር ኣብሽር መዘናይ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኩም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ደቂ ኤረይ ሓላላት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🤛🤛
መንዳላይ ጅግና ናይ ጀጋኑ ሓበን ህዝቡ ኣንበሳ መግለጺ የ ዝስእነልካ።
Great job Melake as usual.
እምበር መንደላይ ኣይትድገምን ኢካ ወዲ ኣብራሃም❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ ሳዋ ካብ ቆልዓ ናብ ሰብኣይ ዝተቀየርካ ወዲ ኤረ ኢድካ ንላዕሊ ላይክ ወቅጥ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
ኣታ ጅግና ህዝቢ ጸዋርን ኪኢላን ሓቅነትካ ኣብ ዓለምምም ተጋሊሑ ንስካ ሓቂ ንስካ ጻዕራም ንስካ ሓያል ንኩሉ እትሰግርንን እትምክትን ጸላኢካ ይቀበር ከምትኪ ይብነንንን ፍጣሪ ህዝባ መንግስታን ምክልካላን ይባርክ ይሓሉ ዓወት ንሓፍሽ
God blessed Eritrea ,Eritrean Defense Force My Government ,and all my Eritreans everywhere Awet nhafash 🇪🇷❤✌🏾✊🏾💪🏾🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷