#ትግራይ_ቴሌቪዥን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 7

  • @sarailove1881
    @sarailove1881 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላምኪይብዞሕሃገርይትግራይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ጓልድጅታልወያነ
    @ጓልድጅታልወያነ 2 หลายเดือนก่อน

    👏♥♥♥♥♥

  • @ጓልድጅታልወያነ
    @ጓልድጅታልወያነ 2 หลายเดือนก่อน

    እወ ኣነስ ናፊቆዮ ቱሩህሩህ ህዝቢኪ😢 ኣይስደት

  • @brihdngebrmdrydm3479
    @brihdngebrmdrydm3479 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏❤💛❤💛❤

  • @merimeri762
    @merimeri762 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሸንዳ 2016 ዓ/ም ብለምለም መሬትን ብጸበል ማይ ኣቦይ እዝጊ ዝተቀደስን ዝተባረኽን ኮይኑ ተካይዱን ተዛኢሙን እዩ። ደቂ ኣሸንዳ ትግራይ እኳዋዕ ብሰላምን ብተሕጉሳን ባዓል ኩሌን ኣሕለፍክነኦ። ንዓመታ ድማ በዓል ኣሸንዳ ከምዙይ ድሙቕን ልምልሙን ርሑስን ኮይኑ ክሓልፈልና ኣምላኽ ብሰላም ይብቀዐና። ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኩለይ ብውሕሉልን ብብቅዓትን ኣመረርሓ በዓል ኣሸንዳ ክባዓል ስለገበርኩም የውሓና ይግበኣኩም እዩ። ደሰ ይበልኩም ንህዝቢ ትግራይ ደስ ስለዘብልክምዎ። ሰላማዊን ዲሞክራሲያዊ ዕላማኹምን፡ መስመርኩምን፡ ድኻምኩምን ብዘየጠራጥር ተዓዋታይ እዩ። ሕልሚን ግብሪን ጉሒላታትን ማፍያታትን ደመኛታት፡ ካሓድቲ፡ መዕነውቲ፡ መብከይቲ ወዘተ ህዝቢ ትግራይ ድማ ብዘይተርፍ መልኽዑ ሓሙኽቲ ኮይኑ ክተርፍ እዩ። ዓወት ንህዝቢ ትግራይን ደቁን ይኹን!! ውድቀትን ውርደትን ድማ ንጸረ ሰላምን፡ ደማኛታትን፥ ዲይብሎሳትን ንጉጂለ ደብረጽየን/ደብረብርሰትን ጉጂለኡን ሓሻኽሩን ይኹን!! ኣይተርፈሞን ድማ!!