ሰበር ዜና / "ተዳለው" ኣብይ ኣሐመድ / ህፁፅ ወተሃደራዊ ወፍሪ / ሓደገኛ ዜና ንትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • #tigray #eritrea #ethiopia #ሰበር #ትግራይ #tigray_war

ความคิดเห็น • 13

  • @HOTSPORT-g4r
    @HOTSPORT-g4r 5 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቕ ሓበሬታ ኣፎት ሚድያ ቀፅሉሉ 🤲

  • @MameMam-m9n
    @MameMam-m9n 5 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 5 วันที่ผ่านมา

    Tigray telate midya pp

  • @SenaytHaylu
    @SenaytHaylu 5 วันที่ผ่านมา +1

    ግል ግዛት ንአብይ እየ ዝተሀላለኹ እዞም ዘይሕጋዊ ጉጅለ ደብረፅንተት ፥ንሻዕብያ ግን ብጭቅ አይብልዎን መሬት ትግራይ ወሪሩ ሒዙ ንብረት ፥ህዝቢ ወሪሩ፥ ግፍዓዊ ጅኖሳይድፅ። ፈፂሙልና እናሀለወ ምስሻዕብያ ርክብ ገሮም ዳግማይ ዝቀረየ መሬት ትግራይን ንብረትን ክወርር ን፤ንህዝቢ ከፀንትውን ንሻዕብያ ይዕድምዎ አለው ጉጅለ አሸበርቲ መንጀሪኖ ፤ህዝቢ ትግራይ ልዕሊ እኒ ጉጅለደብረፅንተት ፀላ ኢየብልናን

  • @maekeltekeste3362
    @maekeltekeste3362 5 วันที่ผ่านมา

    መኤረምታ
    ተመስገን ካሕሳይ ክሓዲ ትግራዋይ አምበር ኤርትራዊ ኣይኮነን ::
    ብዓዕሉ ኢዩ ጥልመት ኣዊጁ ::

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 5 วันที่ผ่านมา

    አጭበረባረ፣መድያት፤በዛ?

  • @gebreselassiesimon37
    @gebreselassiesimon37 5 วันที่ผ่านมา

    ስምኡ አህዋት ናይ ቭክተሩያ ምግባር ውእሊ ሃድነት። ምጥንካር እዮ ዘደልይ መጀመርያ መቀመ ጫ መንበርዮ እዮ።

  • @Africastar
    @Africastar 5 วันที่ผ่านมา +1

    Tigrians fought 17 years and ruled Ethiopia over 27 years , and lawless weyani tried to invade Eritrea from Asseb Bure to EmniHajer and now lawless Tigrians you are suffering, it is your turn to suffer and refused the rule of law

  • @AmarPlc
    @AmarPlc 5 วันที่ผ่านมา

    Wegentega aytkuni gn

  • @girmaybahre
    @girmaybahre 4 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ሚድያታት ትክክለኛ እንተኮይንኩም እትፅብፅብዎ ብትክክለኛ ቪድዮ ገይርኩም ዜናኩም ኣመሓላልፈዎ.........

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 5 วันที่ผ่านมา

    ምግበይ ደኣ ግዜ ወራር ሻዕብያን ዝወሰደቶ ንብረትን ናይ ሕክምና ንብረትን እንተብሓይሊ እንተ ብዝኾነ መንገዲ ካብ ኤርትራ ተዘይ ኣምጺእናዮ ትግራዎት ኣይኮናን ዶ ከይበለ ሕጂ ደኣ ኣየናይ ንብረት ኣምሊሱ ኢዩ ምስ ሻዕብያ ክንሰርሕ ኢና ዝብሉ መራሕቱ ክለኣኽ ሸበድበድ ዝብል ዘሎ፧፧

  • @actttig9753
    @actttig9753 5 วันที่ผ่านมา

    ሰባቢሩ የውድቕኩም ሐሰውቲ በዘን ሚዲያታት ከብዳማት ጉድ ረኺብና ኪዱ ስራሕ ድለዩ ሰበር ሰበር እናበልኩም አይተሕብጡና ጨነውቲ

  • @RedaKale
    @RedaKale 5 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉