ጀነራል ምግበይ ኣራት ኪሎ ዘናወፀ ነዲሩ/ጀነራል ወዲ ወረደ ንመራሕቲ ብጥንኩር ኣጠንቂቑ/ፀለምቲ-ሑመራ ሓደሽቲ ምዕባለታት!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
- #Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ካብ ክንደይ ዓመታት ፃዕሪ ጀ/ታደሰ ወረደ .....ናይ ሓደ መዓልቲ አፈፃፅማ ተሳታፊ ጀ/ምግበይ ከመይ ለውጢ ቀያሪ ተባሂሉ? ጉዕዙይ ዝኾነ ፀሓፊ.....ክብሪን መጕስን ነቶም አብ ጎኒ ግመት ኮይኖም ዝሰርሑ ዘለዉ!
ይበል ዓቕልን ጀግንነትን ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
ኩሎም ናትና ጀጋኑና እዮም
ሓቅኻ አያና ብአኹም ንአምን ኢና ሽሕ ግዘ አካልና ተጎደልና ውን አየናሰሐናን ገለታት ነበር ብፆትካ ግን ሕማም ደሓር ህዝቢ ይኹኑአለዉ ተሪርካ ተቓለሰልና ክቡር አያና ጀ/ል ታደሰ ወረደ
አትዮም አይትበል ገና ሕጂ 30 ደቂቃ እንድዮም ዝኸዱ ዘለው ብሰላም ከአትው ተስፋ ንገብር እተተመለሱ እንታይ ክትብል ኢኻ እታሐቂ ተበጊሶም መንገዲ ጀሚሮም አለው እያ
Stop disseminating false information. Did he pay you? He has noting to do with the return of IDP. Not at all. Disgusting!
ሕሶት አይጠቅመኩምን
ብርሃኑ ጅላ ሸረ ከይዱ ፃዕዳ ሕሶት
ምግበ መጠንቀቅታ ሂቡ ትብል ዘረባካ ሕሽክርናካ እካ ትገልፅ ዘለካ
ህዝቢ ፀለምቲ ዘይአተወ አትዩ ኢልካ ሓሲካ ።ንስካትኩም እናሓሰኩም በናይ ህዝቢ ትግራይ ፀገም ገንዘብ ትሽቅጡ ኣለኩም ድሁላት ተጋሩ
ኣትሓሱው ሓሳዊ ወዲ ወረደ ጅግና ጌቹ ጅግና ናይ ወዲ ወረደ ጅግንነት ብምግበይ ኣትቀይሩዎ ኣቱም ሌያቡ
Mebrahten banda adghi shifta adi halow siq ilka simah froscio
ኣውያት ህዝቡ ዝሰምዔ እግዚኣብሄር ይመስገን
ኩሉ ተመዛባላይ መሊኡ ናብ መረበቱ ክምለስ ሓድነት ትግራይ ይጠልብ!
እቲ ህዝቢ ጠንጢኑ ኣብ ምእራይ ወርቅን ኣብ ዉራ መሬትን ተፀሚዱ ዘሎ ኣቶ ብሽመይ ከይትፁዉዑንስ እሱ ፈኪሩ ኢልካስ ትቅደድ....እዚ ወዓግ እዚማ ሞት...ጨፍጫፍን ሞቁሰልትን ህዝብናን ብፆትናን ኮ ቁፅሪ እዩ ሱ ኢሉ ዘቃለለ ከዳዕ ልምዓት ጉጅለ እዩ☝️
አሽ በሎ ን ጀነራል ምግበይ እናት ወሊዳ ኤርትራዊት ትግራይ ጀግና ባንዳ ኢሳያስ & ባንዳ ደመቀ ተጋሩ ናብ ፍሪዲ ከቀርቡ ይግባእ
ኣታ ግደፉንዶ ነውረኛታት ኣይትኹኑ ክንደይ ላዕልንታሕትን፤ ክንደይ ዲፕሎማስን ዝወደአ ጻዕሪ ናብ ሓደ ኣብ መንግስቲ መዓውር ዘየለ ኣካል ኣይተዓድልዎ
ፅቡቅ ዜና ንቲ ዝተገፍዐን ዝተበደለን ህዝቢና።ግን "
ተመዛበልቲ ብሓደመዓልቲ ተመሊሶም "ዝቭል ኣገላልፃ፤ ጌጋ ይመስለኒ። ምኽንያቱ እቲዝተመዛበለ ኣሃዝ ተመዛበልቲና ብሓደመዓልቲ ተመሊሶም ኣብክንዲ ምባል፣
ኽምለሱጀሚሮም ክበሃል ኔሩዎ
ኣንታ ኣብዚ ድኻ ዝለኻ ናይ ራራ ሚድያ ጋዜጠኛ ናበይ ከይዱ እንዳበልኩ ኔይረ 👍👍👊
ብሓቂ ሙሉእ ይግበሮ
ወድ ወረደ አቦ ዓቅሊ just keep going.
ኣታ አይትሓስው እንዶ ብረሃኑ ጁላ ሽረ አይከደን
Shame on you! Please do not give credit to the wrong person. General Migbey has noting to do with the return of IDPs. He is a military person who was not in the negotiations. What are you trying to say? This is false information. Please correct it. This is not good. What is your objective? Do you want to upset Abiy or the Interim government?
አታ ክንደይ ትቅደድ ኣብ መን ገዲ ጠጠው ኢለን አለዋ ኣይ አተዋን
ንሰባት ዘይዋጋኦም ኣይታሀቡዎም ።
ሓሸውቲ ስልኪ ደዊሉ ትብሉ ኣበይ ሪኢኹምዎ
Tigary....... Hroizon......... MedIa.......tg......... Citly.......... Country
Good........ Nice.........Nwes
Tigary.........TRES
Gaert..........job
❤❤❤ ኣያና ጀነራር ምግበይ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Bahlawe genrale werkie yesrekieb aerget gwen