🔵እስራኤል 11ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም 25 08 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 142

  • @mikitv123
    @mikitv123  2 หลายเดือนก่อน +8

    t.me/mikiTV1 ውዑይ ዜና ተለግራም

    • @BerheFitewi
      @BerheFitewi 2 หลายเดือนก่อน

      Mikiv123

    • @emitiemiti1419
      @emitiemiti1419 2 หลายเดือนก่อน +1

      Ata zeytwexu kem gele gerkum ziom tesfa yeblomn ziom

  • @AsmeretWeldigabrielAndom
    @AsmeretWeldigabrielAndom 2 หลายเดือนก่อน

    Egzabher mehrat yewredelkom 💙❤️💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @VipQwe-k9s
    @VipQwe-k9s 2 หลายเดือนก่อน +8

    ምኪ ሓወይ ጅግና ❤❤❤❤
    ኣምላክ ይባርካን ይሓልካን🎉🎉🎉🎉

  • @selamberhe2807
    @selamberhe2807 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሚኪ ሓወይ ዘይ ከዉን ሃገር ተሰዲድካ ብዝኾነ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን❤❤

  • @ER-xp9th
    @ER-xp9th 2 หลายเดือนก่อน

    ሚኪ አጆና አዚኦም አክላባት መድሐኔ አለም ናይኢዱም ክከፍሎም አዬ አዚኡም ሐሳዳት ከዳአት ።አጆና ደቂ እሬ ሐገርይ ዝበለ ክቀትሉ ደሐን ጊዜ አሎ አጆና አጆና ጀጋኑ ብዙህ ሰራህ አሎኖ ።

  • @samiraosman2142
    @samiraosman2142 2 หลายเดือนก่อน +4

    😢😢😢😢ኣቱም ይሕዎት ግድፍ ባ ንዚ ጽባሕ ዝምዉት ሰብ ኣይትቅተሉ ረቢ ፍርሁ ፍጣሪ ፍርሁ ኣብ ሰድት ምንባር ባዕሉ ሞት እካ ዩ ካልኣይ ሞት ንሓውኻ ኣይትፍረድ ጽባሕ ኩላትና ሞዉቲ ኢና ንዛ ሓጻር ግዜ ሰብ ብሰላም ክነብር ግድፍዎ 😢😢😢

  • @AlayGere
    @AlayGere 2 หลายเดือนก่อน +9

    ኣብ ዓለም ተራእዩ ዘይፈልጥ ጆነሳይድ ኣብ ልዕሊ ንጽሃን ኤርትራውያን ዜጋታት ተፈጺሙን ይፍጸም ኣሎን ኤርትራዊ ተንስእ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለኻ ኣሕሕሕ💔💔💔🇪🇷

  • @danieltela-kd4ob
    @danieltela-kd4ob 2 หลายเดือนก่อน +13

    ብራዘር ህጂስ በዚሑ ስለምንታይ ጠቅሊልኩም ዓድኩም ዘይታኣትዉ ተቀቲሎም መይቶም ተባኢሶም እንዳበልኩም ልብና ረቢሽኩሙና ወይ ካኣ ካልእ ምክንያት እንተልዩኩም ሓብሩና
    መፍትሒ እዚ ጉዳይ እዚ ንዓድካን ስድራኻን ዉሕስነት ዘለዎ ቦታ ምካኣድ እዩ
    ሚኪ ይቅረታ ንስካ ትሰርሖ ዘለካ ስራሕ ዝናኣድን ዝምስገንን እዩ ግን ካኣ መርድእ ጥራይኮይኑ ዝካኣል ተኮይኑ ናብ ሃገርኩምን ህዝብኩምን ወይ ካልእ ሳልሳይ ሃገር ኪዱዋላ ኣፍሪቃ ይኩን

    • @WeiniSolomon-pt1vj
      @WeiniSolomon-pt1vj 2 หลายเดือนก่อน +2

      ብሓቂ እዚ ጉዳይ ዝርያ ስለ ዝኾነ ሂወቶም ንምድሓን ንሃገሮም ምምላስ ጥራሕ እዩ መፍትሒኡ

  • @dh4343
    @dh4343 2 หลายเดือนก่อน +4

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🙏❤ ሚኪ ወዲ ኤረ🇪🇷

  • @SalehAhmad-z2b
    @SalehAhmad-z2b 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ እስራአል አረትራዊያን ኢና ስለዝበሉ ይቐትሉ ኣሎም አረትራዊያን ኣሕዋትና 😢😢

    • @מתיאוסאבאי
      @מתיאוסאבאי 2 หลายเดือนก่อน +1

      Yeah just eritrawiyan sle zbelu bkereba niezebo alena

  • @tsehaitesfu7142
    @tsehaitesfu7142 2 หลายเดือนก่อน +4

    😭😭😭😭😭 Zehezen eyou yehwat Selamu
    Yewredelna.
    Amen 🙏🙏🙏

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሚኪ አምላክ ምሳኹም ይኹን

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤አምላክ ምሳኩም ይኩን ሚኪ❤❤❤ ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻሜ እዩ ❤❤❤

  • @lemlemteweldeberehan3186
    @lemlemteweldeberehan3186 2 หลายเดือนก่อน +6

    It is very sad. For how long is it going this situation? Please, all Eritrean who lives abroad. Let's raise our voice at Israel Emasy.

  • @asterhaileslase8978
    @asterhaileslase8978 2 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @genet-g9l
    @genet-g9l 2 หลายเดือนก่อน +5

    Amlak mehrat yewrdalna

  • @hannaalem19
    @hannaalem19 2 หลายเดือนก่อน +4

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 2 หลายเดือนก่อน +4

    Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9

  • @hagereykebretey1962
    @hagereykebretey1962 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቱም ሰባት እዞም ብስም ተቓዉሞ ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ኣሸበርቲ:መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሜዳ ዉግእ ዝተሳዓረት ኢትዮጵያዊት(ክልል ትግራይ) ኣብ ዲያስፖራ ዝኸይድ ዘሎ ሽርሒ ኢዩ:እዚ ካኣ ኢድ ናይተን ዘለዉወን ሃገራት ከምዘለዎ ክዝንጋዕ የብሉን:ስለ'ዚ እዚ እንዳሳዕረረ ዝኸይድ ዘሎ ምቅትታል ብዝላዓለ ተራእዩ ፍታሕ ክናደየሉ ይግባእ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ 269=1 ኤርትራ👈☝️👌🙏

  • @abrahamsolomun1446
    @abrahamsolomun1446 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ thanks for your informations

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria8722 2 หลายเดือนก่อน +3

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @qdstimariamorthtewoslo3655
    @qdstimariamorthtewoslo3655 2 หลายเดือนก่อน

    ኣንቱም ሰባት ናበይ ንምብጻሕ እዩ፧ እንታይ ትገብር ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ! ፍትሓውያን ፍትሒ የንግሱ፡ ሰላማውያን ሰላም የስፍኑ፡ ኩሉ ኸኣ ናይ ኢዱ ኣይስእንን እዩ!

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 2 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ሚኪ
    ሰላም ሰንበት ይግበሮ።

  • @Bocaca49
    @Bocaca49 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you for your updates

  • @MuzitAbrhale
    @MuzitAbrhale 2 หลายเดือนก่อน +2

    Ufffffff Amlak Aboy Mhretka awrdelom😭💔🙏

  • @dh4343
    @dh4343 2 หลายเดือนก่อน +4

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌿🌹

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 2 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢እዋይ እዞም ዓጋመ እዚኦምስ???
    እህም፡ እስራኤል እዛ ረሳሕ ሃገር ዝፈከረቶ ትገብር ኣላ፡ ደሓን ግን ደቂ ኤረይ ዋጋ ክትከፍለሉ ኢያ።
    🇪🇷🙏ኤርትራውነት ክቡር መንነት🙏🇪🇷
    🇪🇷🙏❤ ሚኪ ኣምላኽ ይሓልኹም❤🙏🇪🇷

  • @GiuseppeFranchini-bn4qp
    @GiuseppeFranchini-bn4qp 2 หลายเดือนก่อน

    Almaz cover mentre eretta 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 9

  • @dollasemer532
    @dollasemer532 2 หลายเดือนก่อน

    Eway eritrean denkoro abe zey adekas selam mekelaa

  • @AbnobAmen
    @AbnobAmen 2 หลายเดือนก่อน +3

    መርሓባ ሚኪ❤❤❤❤❤

  • @abrehetukubatsion-hg6lw
    @abrehetukubatsion-hg6lw 2 หลายเดือนก่อน +2

    መርሓባ ሚኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zetawbrhane5652
    @zetawbrhane5652 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @gualmehari999
    @gualmehari999 2 หลายเดือนก่อน +3

    Merhaba miki jgna❤❤❤❤

  • @AmanelBekuretsen
    @AmanelBekuretsen 2 หลายเดือนก่อน

    ኢዋይ ይሕዋትና ዓክ

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria8722 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mihretkidane9222
    @mihretkidane9222 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሚኪ ሓወይ በጃኻ እባ ናይቲ ሰብ ዝሳኣነ ትብሎ ዘሎ ሺም ኣምፂካ ንገረኒ መክኒያቱ ናይ ጥዕና ፀገም አሎዎ በጃኻ ሚኪ ሓወይ። ሃይለ ኣብራሃም እዩ ዝባሃል።

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 2 หลายเดือนก่อน +1

    Miky ❤🙏❤️

  • @AmanBrhan5844
    @AmanBrhan5844 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዕሽነት ዲና ክንብሎ ወላ ጽጋብ ደናቁር
    🤌🤌🤌🤌

  • @ephremduba605
    @ephremduba605 2 หลายเดือนก่อน +1

    የሕዝን ናይ ብሓቂ ማይክ እንታይ እሞ ክንገብር

  • @SalehAhmad-z2b
    @SalehAhmad-z2b 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብ 🇮🇱 ስለበዝሕኩም ኣብ ካሊ ዋጋ ክትኽፈሉ ኢኹም ድቂ ሓደ ኣዱግ

  • @HawaMohamed-mb2dq
    @HawaMohamed-mb2dq 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይጉድውፁካብእስራኤልትባሃሕጊዘይብላኮነኢሎምንኤረትራውያንምጥፍእዩሐሳባቶም

  • @ودادالوود
    @ودادالوود 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak mehretu ywrdelna zegerm zeben eyu ❤❤

  • @ghideytsehaye5819
    @ghideytsehaye5819 2 หลายเดือนก่อน

    Good talking 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Galhagereseb-w6s
    @Galhagereseb-w6s 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ayashu eiyom bnebsom ytsawetu alewu .besmeab eilum hiwetom deymerhu beal tewetafi ,wufuy ab wuhus adi konom ktsawetlkum😢😢

  • @AriamGhrmazion
    @AriamGhrmazion 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nurayinabdu6091
    @nurayinabdu6091 2 หลายเดือนก่อน

    Ohhhhh ewy anta kndey ychikno ewy 😢😢😢😢😢😢Besmeam ohhhhh

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 2 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትና ዝወርድ ዘሎ ቅትለት ብሓቂ ኣሰዋቒ ን ዘጉሂን እዩ።

  • @yordanosmengstabe7909
    @yordanosmengstabe7909 2 หลายเดือนก่อน

    ❤️💪💞💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kashaimekonnen3998
    @kashaimekonnen3998 2 หลายเดือนก่อน

    ሚኪ ጂግና ጸባ አስቲኻና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ

  • @fiyorykiros4432
    @fiyorykiros4432 2 หลายเดือนก่อน +1

    Bednqorna teqematuiom gud rekibna ewayy yehwaty meary 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤌🏽

  • @arayagebremeskel6661
    @arayagebremeskel6661 2 หลายเดือนก่อน

    ብዙህ ሰላም ሚኪ አምላክ ይሀልኩም ብታሚ ዘገርም ኮይኑ ናብራ ኢስራአል

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @HimanHaile-p1o
    @HimanHaile-p1o 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @elsateskay7060
    @elsateskay7060 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidanetekle4466
    @kidanetekle4466 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ketelti kthazo eyom zelewo xere hbreteseb eyom

  • @wegahtabereket4994
    @wegahtabereket4994 2 หลายเดือนก่อน

    እዚኦም መወዳእታ ዘመን ስለዝኣኸለ መሳርሒ ድያብሎስ ዮም ምስ ኤርትራዊ ኣይኮነን ባእሶም ምስ ኣምላኽ ዩ

  • @ghideytsehaye5819
    @ghideytsehaye5819 2 หลายเดือนก่อน

    Merhaba Mike 🎉❤🎉❤

  • @smonkufulu7456
    @smonkufulu7456 2 หลายเดือนก่อน +1

    Miki hawey ajokum eska ahhhh💔💔💔

  • @XroXro-z9z
    @XroXro-z9z 2 หลายเดือนก่อน +1

    Jajawi jeljal

  • @segeneasmara596
    @segeneasmara596 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሚኪ የሕዝን እዩ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ገለ ተሓባባሪ ኣለዎም እምበር ነቶም ሰብ ዝሐርሙ ጠርንፍ ኣቢሉ እንተዝጉም 😭

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 2 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️💪💪🙏🙏

  • @HaHaha-it1yt
    @HaHaha-it1yt 2 หลายเดือนก่อน

    Deki Eri kabzom Etiopiawyan Tegaru Felasha, tetenkeku ne Adgi nehamedu yetehababerewom eyom

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 2 หลายเดือนก่อน

    እዛ ጓል ትግራይ ትዛረብ ዘላ ይርደአ ተጋሩ እዮም ዝጻረፉ ተቃዋምቲ አይኮኑንን ብመሰረቱ ህውሐት ዝወደበቶም አብ መአሰከራት ትግራይ እዮም ኤርትራዊ ንሐው አህሊፉ አይሕብን እሞ አይትዋረዘይ

  • @rahk7004
    @rahk7004 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤

  • @yemanearaya6388
    @yemanearaya6388 2 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
    Mik wedi adimen tianan yehabka

  • @TewieBoy-bo9hd
    @TewieBoy-bo9hd 2 หลายเดือนก่อน +6

    God bless government Eritrea long life president 💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💗💗💪💪💪

  • @AdamAdyam-ng2iy
    @AdamAdyam-ng2iy 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘጉሂን እዩ ናይ ኢስራኤል ከም እንስሳ ብበላሕቲ ክቋረጹ ካብዚ ዝከብድ መቸም ኣብ ዓለም የለን እቶም ኣጀኩም እዳበሉ ሓዊ ዝኣጎድዋሞ ምስ ተባርዐት ካብ ቁጽጽ ወጻኢ ኮይኒሉ ኣብ ዘለወሉ ጊዜ ሕጂ ውን ደው ኣብልዎ ናበይ ገጹ ይከይድ ከም ዘሎ ትስሕትዎ ኣይመስለንን 1ይ በየነ ገ/ዝጋቢሄር 2ይ ሄኖክ ተክለ 3ይ ሰልጠነ ቀ/ግርማይ 4ይ ኣታክልቲ ኣብርሃም 5ይ ዘካርያስ ክብርኣብ 6ይ ኣማኒኤ ኢያሱ 7ይ ነሽነሽ (ተስፋኣለም)8ይ ኪሮስ ኣስፋሃ 9ይ የስየፍ ገ/ሂወት ካልኦት ጸልውቲ ሰባት ነዚ ምቅትታል ደው ንምባል ስራሕ ለባማትል ሙሁራትን ክትሰርሑ ይጽውዓኩም ብስለት ብዝመልኦን ብርዲኢት ክኮውን ይጽውዕ እዚ ዝከይድ ዘሎ ተቃውሞን ዕግርግርን ንክልቲኡ መንእሰይ ይጉዳእ ድዩ ዘሎ ወይ ይረብሕ መልሲ ካባኩም እዩ?
    ከምኡውን ካብ ደገፍቲ 1ይ ማዕበል ክፍላይ 2ይ ሶሎሙን ተ/ማርያም 3ይ ሚኪ ደ/ር ጀርጆ ካልኦት ጸለውቲ ሰባት ኣስማትኩም ዘይዘከርኩክምን በሓቂ ሙሁራት እተኮይንኩም ነዚ ምቅታል ንምቁራጽ ክትሰርሑ ይግባኣኩም ኢቲ ዝከበደ ንህዝቢ ኤርትራ ደም ተሰኪምካ ምእታው እዩሞ ዝሓለፈ ይኣክል ንበል

    • @wedieri7544
      @wedieri7544 2 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaki xebuk hasab

  • @ghideytsehaye5819
    @ghideytsehaye5819 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉❤

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 2 หลายเดือนก่อน +1

    💔😭Amlak mhret Yewurd😢😢

  • @demkaweldie5413
    @demkaweldie5413 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @hannaa9184
    @hannaa9184 2 หลายเดือนก่อน +2

    Diktatur Eseyas ety zbelkayo kulu haki eyu. Bsenkka meneseyatna fah elu zelo

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 2 หลายเดือนก่อน +2

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @YunitaNita-ct7fh
    @YunitaNita-ct7fh 2 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba miky❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ibrahimmohammed6403
    @ibrahimmohammed6403 2 หลายเดือนก่อน +3

    Hije aykonen nerdadae n meyayet wzt gezeyu halefu eyu Aynreseon ena hije tigray mis hamemet Bayta mis zebetet Ayfal mis Esubat zerakib yeblun eti Nexuh Eritrawe wedibat 4 netbii......

  • @zayidteklay3371
    @zayidteklay3371 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ciao miki ❤❤❤❤

  • @selamandom9992
    @selamandom9992 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak yikulefikum intay zigeberu meniseyat iyom hiwetom tehilifwom zelekum mesta weladi yibixahokum

  • @mussieamine6144
    @mussieamine6144 2 หลายเดือนก่อน +2

    Merhaba Mikey

  • @محمدعواتي-ذ2ف
    @محمدعواتي-ذ2ف 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዚኦም አብ እስራኤል ዘሎው ዝተፈላለየ አሽማት ዘሎዎም ተጋሩ አንጻር ኤርትራን ኤርትራውነትን ስለዝኾኑ መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ብህዝብን መንግስትን ኤርትራ አሚኑ ኤርትራዊ እየ ዝብል
    መንግስቲ ኤርትራ አብ ሀገሮም ጡጡሕ ባይታ ፈጢራ ኩሎም አብ ሀገሮም ክምለሱ ይሓይሽ እታ እስራኤል ትበሃል ንክልል ትግራይብሄረ ሰብን ነቶም ተጋሩ ኢና ዝብሉ ልቅምቃም እንተትግደፍ ዝሓሸ እዩ ኢለ ይሓስብ።
    መን ኢዩ ኤርትራዊ ጽን ኢልኩም ስምዑ
    1- ብሉኡላውነት ኤርትራ ዝአምን።
    2- ብ 9 ብሄራት ኤርትራ ዝአምን።
    3- ናይ ክልተ ሃይማኖት አስላምን ክርስትያንን ሀገር ምዃና ዝአምን።
    4- ሹዱሽተ ዞባታት ዘሎዋ ሀገር ምዃና ዝአምን ።
    5- ባንደራ ሀገረ ኤርትራ 🇪🇷እዚኣ ምዃና ዝአምን።
    6- ኩቡር ኢስያስ አፍወርቂ ናይ ሀገረ ኤርትራ ፕረዚደንት ምዃኑ ዝአምን ።
    በዚአን ሹዱሽተ ነጥብታት ዘይአምን ንትግራይ ይጓሓፍ ተወዲኡ ።
    እቶም ብኤርትራን ኤርትራውነት ዝአምኑ ኤርትራውያን ብሰላም ይነብሩ ።
    ጽን ኢልኩም ዘረባይ ዘስተማቀርኩም የቀንየለይ ።
    ዓወት ንሓፋሽ።ሕናትትዓብኩራሳ:291🇪🇷

  • @elsayemane7192
    @elsayemane7192 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላኽ ሃገርናን መንግስትናን ህዝብናን ባርኽ🙏🙏🙏🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌴🌿🌴🐪❤️🌴🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zeromabraha3742
    @zeromabraha3742 2 หลายเดือนก่อน

    Gahs kemze yebelnan

  • @simonbrhane2231
    @simonbrhane2231 2 หลายเดือนก่อน

    Melkteka aziye eye zefetwo miki hawey fthawi seb eka❤

  • @segeneasmara596
    @segeneasmara596 2 หลายเดือนก่อน +1

    ከም ባዓል እዚ ዶቆሮ መናዓቢ ጭናዊ ቆቢዕ የሕጽረሉ ሩጉም እዩ

  • @weloveyoukids-ou5fx
    @weloveyoukids-ou5fx 2 หลายเดือนก่อน

    Dmsus hanti meliekti keyemxaeka hasas

  • @lemlemkaleab8917
    @lemlemkaleab8917 2 หลายเดือนก่อน +1

    Aybahlnan eyu nenhedhdka meketetal. Entayu ezi nay Esrael btaemi zegeremyu.

    • @nebiathagos-bm3by
      @nebiathagos-bm3by 2 หลายเดือนก่อน

      Agamen eriteran yuome nehedehedeka ayekonen

    • @46452
      @46452 2 หลายเดือนก่อน

      Ageme diki konki, agame enabelkum netom klte ahwat eritrawyian aytebaeswom, etom agame tblu lomis kenexarekum alena nskum ekum teqatlwo zelekum nezom meneseyiat eritrawyian. Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 nzelalem tnber, nzmetu mengste semay nsdra Kea mxnnae yhabom

    • @nebiathagos-bm3by
      @nebiathagos-bm3by 2 หลายเดือนก่อน

      @@46452 nzemotu mengesemay yewarsom angen xeruy 🇪🇷

  • @wedikeren6264
    @wedikeren6264 2 หลายเดือนก่อน

    Kulukum ertrawiyan zeytwexu kabti Israel ksab meas ekum b kemzi ktnebru

  • @ER-xp9th
    @ER-xp9th 2 หลายเดือนก่อน

    እዚአቶም ቀተሊ ልቢ እታለዎም ንምንታይ ገጾም ሐቢኡም ሸንታማት አዚኡም🦐🦐🦐🦐

  • @MnhukvhiJvfjsboe
    @MnhukvhiJvfjsboe 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ahmedin husen adabe ge dirab xab

    • @SalehAhmad-z2b
      @SalehAhmad-z2b 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @mutdclass9248
    @mutdclass9248 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kula eritre airport kitire ya file file kitkewun shuuu

  • @gulbetmsgna6452
    @gulbetmsgna6452 2 หลายเดือนก่อน

    Ezi hmeq nay hagerawyan u hne zey mfday nsu u trfu

  • @fab6025
    @fab6025 2 หลายเดือนก่อน

    ኣይሲስ ብ cia ዝተማህዘ ውድብ እዩ

  • @wediadamselam9199
    @wediadamselam9199 2 หลายเดือนก่อน +2

    Antum gedfu ezom nay Israël ne men ekum temtlu zelkum? 2 yehwates be kara ketqatlu 😢😢😢 selam gebru pls pls eway eritreawi besnki hade sebes hiwet 30 amet yetfe akkkk

  • @fursonstwas7390
    @fursonstwas7390 2 หลายเดือนก่อน

    haß nayi deqibat zeleka eska endika Isayas diyablos::

  • @SalehAhmad-z2b
    @SalehAhmad-z2b 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ዓዲ ክጉሓፍ ኣሎዎም ኢዞም ዳናቁር

  • @welodey
    @welodey 2 หลายเดือนก่อน +1

    Zehzn yu zteharemu zteketelu enda belka hiwot seb mhlaf beka were abmntimntay eyu ahhhhhh

  • @XroXro-z9z
    @XroXro-z9z 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ksen ksen berged nhamedu

  • @ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
    @ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ 2 หลายเดือนก่อน

    ፍንፋን ጋሓፍ

  • @zeromabraha3742
    @zeromabraha3742 2 หลายเดือนก่อน

    Ata sesekas ab kemze wedeka

  • @dba7272
    @dba7272 2 หลายเดือนก่อน

    Miki ab telegram kab hibri nab tigrna kititrgumo keleka bealka anibibka kitsedelna bkibri nihateka ab google kitrgumo keleka gin nxur aykonen zitrgo❤❤❤

  • @abebafikadu2736
    @abebafikadu2736 2 หลายเดือนก่อน

    Meki amilak neza hanikal gize biselam wixuwa

  • @TesfaalemTesfaalem
    @TesfaalemTesfaalem 2 หลายเดือนก่อน +1

    Haki endiyu emo wedezea konkav aregit