Gere Emun Emun Part 188 |. ገሬ እሙን ክፋል 188 ቻው ድኽነት ክፋለ 4
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- ገሬ እሙን አፖልኬሽን DOWNLOAD play.google.co...
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Gere emun Entertainment TH-cam Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!
እንቋዕ ብሰላም መፃእኩም
እንዳ ገሬ እሙን
ንለምለም ይዓይነይ ዝፈትው❤👌
ደምርኒ🎉🎉
በፕ 15:52 15:53
@@-mereb-media5046 🤭😂
Demruni❤🙏
@@WejeratAdeydemrni zaday❤
_ኣድነቅት ለምለም ዓይነይ👸ኣበይ ኣለኡም👍🦋_
27 መዲሂናኣለም ይሓሊኩም ኣብ ስደት ዘለና ድማ ብሰላም ናብ መረበትና ብሰላም ይምለሰና መዲሂናኣለም ኣቦና ኣሜን ዝበለ ✝️👏👏👏
Aemen
አሜን አሜን አሜን እና ሳብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ
Amen Amen
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ሳብስክራይብ ብምግባር ንተሓጋገዝ
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
ዳ ገሬ እሙን ምንጪ ስሓቅና እዮም ትቡሉ እስኪ ብላይክ ግለፅለይ 😂❤❤
ሳብስክራይ ሓግዝኒ
@@Hidyat_semayእሺ😊
❤
Enda ya zrabrucks zechnket sehake rekbkilom teflti 😂😂
😊😅😅@@Hidyat_semay
ኣብዘ ሃልኩም ሃልኩም ኣማንኤል ይሓልኩም ንኩሉኩም ፉጡራት ደቂ ስባት❤❤
Amen Amen Amen❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏
ኣሜን 3
Amenameama
ንምንታይ ኢኩም🤔🙏🙏✌️🇻🇳🇻🇳
ዳ ገሬ ለምለመይ ዝፈቱ ከማይ 😊
ደምርኒ🎉🎉
ብሩኽ ሰንበት ይግበረልኩም ወፊርኩም ብሰላም እተው ደቂ ሪመይ ❤🎉🎉
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉
❤@@WejeratAdey
Amen 🙏
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን 🙏🙏
ንፈለማ ግዜ ረኪበያ ኣለኩ ኣብ ሰዓታ ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም
Thanks!
🌿ብሩክ🌿ዕለተ🌿ሰንበት✝️ ሙቑራት💛❤️✍️ሰላም ዘበለ ንትግራይን💛❤ህዝባን😊
ደምርኒ🎉🎉🎉
@@WejeratAdey እሺ
🙏❤️💕🌹
ኣነ ክጽለል የ በዛ ፊሊም ኣለኩም ዶ ማራ ትሕብይዋ ከምዚ ካማይ 👍 እስከ ርገጹ ደቂ ዓበይቲ 🙄🙄🤭🤭
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዳገሬ ሽኮር😊
ደቂ ተዋህዶ እንኳዕ አብፅሐኩም ቸሩ አማኑኤል ፈጣሪና ክብሪ ምስጋና ይውሰድ
አሜን ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
amen welelay❤
ድራማ ገሬ ኡሙን ትሪኡ ዘለኩም የሕዋ ፈጣሪ ____?____ ይሓሊኩም
ካብ መከራ 😂😂😂😂
ዋው ዘድንቆ ተዋሳኣይ(ሓንጎል) ኣእቲኩምልና እንዳ ገሬ እሙን የቀንየልና...❤❤❤🙏🙏🙏
ሰምሃለይ ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ ❤❤❤
ሰምሃለይ ድንግል ማርያም አብ ጎንኪ ትኩን❤❤❤❤❤❤❤
1ይቲ ረኪበያ like ይግበኣኒ ኢዩ ደቂነይ 🎉🎉🎉
Amen
ኣብ መላእ ዓለም ዘለኽን ደቀንስትዮ ሰላምክን ይብዝሓለይ love you lots 💗
ዳገሬ እሙን ፅሩያት ኣንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
I love your show all the dummies and I wait week after week and takes me back to my childhood I'm proud of you love you keep it up guys 🤗✊🏾
ብሩክ ሰምበት ይገበረና ህዝበ ክርሰትያን❤❤❤❤❤❤❤❤ሓሓዋተይ ማዓረይ❤❤❤🎉
አሜን አሜን አሜን ወለላይ እና ሳብሰክራይብ ግበረለይ❤
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ገይረ ማዓረይ❤
ኣሜን
አንኳዕ ሰላም መፃኣኹም እዳ ገሬ እሙን መዛናጋዕተይ❤❤
27 ወርሃዊ በኣሉ እንካእ ኣብፀሐኩም 27 መድሃኒኣለም ኣብ ዘዘለኩሞ ይሃልኩም ❤🎉❤🎉❤❤
ደምርኒ🎉🎉🎉
ኣሜን❤
ኣሜን 🙏🙏🙏
❤❤❤❤ ምንጭ ሳሓቅና
ሰማሃለይ ሕፍሰ እልክኒ ብሰላም ተገላገሊ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
ትግረኛ መናገር አልችልም ግን በደንብ እሰማለሁ ምንም እንኳን በፖለቲከኞች የተከፈለ አንድ ሀገር ነበር ኢትዮጵያ አዝና ለቅሶ ተቀምጣለች በዶላሩ ምክኒያት እናንተም ይህን ሀዘን የወገኖቻችን ሀዘን የኛም ሀዘን ነዉ ብላችሁ የሀዘናችን ተካፍይ ስለሆናችሁ እናመሰግናለን ❤❤❤❤❤
Welcome tegaruway dmukat ftret🎉 ❤❤❤
ውይይይ እቲ ኣውሊዕ ናፊቐዪ ማርያምን 💖💖💖
ደምርኒ ማዓረይ❤
እዚኦም ክርኢ ብሃንቀውታ ዝፅበ❤ይወቅጠኒ ምንጪ ሳሓቀይ ኡፍ❤🤗
ሓንጎል መሕጎል ኣብቲ ኣሕሪርካናስ ለለ ናብዚ መፂካ😂😂
እና ይመቸኩም ተጋሩዋ❤❤
ታይ ክኮን መፂኡ😂
ዝተባረኸ. ሰንበት. ይግበረል🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኾመንት በድንግላ❤❤❤❤❤
Amo dnglna kemey neru😂😂😂
❤❤
Gal do dea keytbl😂😂😂
aya tekeste anbesa ❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤
ንቃሉ ኣእትውዎ ናብ ገሬ እሙን
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
😂😂😂😂
Ane keman komu andahasebku aye 😂😂😂😂😂❤❤❤❤ qallu
l am from Eritrea But l like Aya Zerabruk ❤😂
Me too🥰
ፅቡቅ ማሃሪ ደራማ እዩ ይቀፅል❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ❤❤❤
ደምርኒ ማዓረይ❤
@@tsegatsega238 👍🥰
@@tsegatsega238 demrni tsega❤❤
ወል come hangol meksen 👌👌👌
the ending was nice with gerye emun destroying the decomment. I love gerye
Kmzi kemay enda gere emun snbet kof😂ilu zxbyom tray like 👍
ሓንጎል❤❤❤❤
ዝተባረኸ ሰንበት ይግበረልኩም/ና🙏❤❤
ብርኽ ሰንበት ደቅ ተዋህዶይ❤❤❤
ኣሜን❤
ኣያ ጆኬር ዒዋላ ኣበይ ድዩ ገዝኦም
አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም አን ገሬይ ማዓረይ ❤❤❤❤
እንዳ ገርየ እሙን ዝፈትየኩም ቃፅልሉ❤❤❤❤💙💙💙🎉🎉🎉🎉
ብርክ ሰንበት ይግበረልና ክብራት ደቂ ትግራይ
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
Welcome ተጋሩዋይ❤
ገሬ maeryyy 😂😂😂👈👍🥰🥰🥰
God bless you and beside you Lovely family people Tigray, so I appreciate you it's amazing drama, thanks for all of you.God bless you🙏 ❤ ♥
እንኳዕ ብሰላም መፅኹም እንዳ ገሬ እሙን ❤💞
ተጋሩዋይ ላይክ እስኪ👍❤❤❤❤
ነጸላይ ዘይትብኒ ሰለል ክብል የ ሰለል ክብል የ
ሞትኩ ክክክክክክክክክክክክክ
ኣያ ዘራብሩክ መሕጎል።
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
ብጉሓተይ አይተበሳጪየኒ😊😊😊😊😊
አንካዕ ዳሓን መፃኩም ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉
Enda zerabruk geza meas tgzae tkewin zrabruk xbuki geru ksesei😂❤
እንኮዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገሬ ኡሙን ምንጪ ሳሓቅና❤❤😂😂
First ane riaya Ne aya tekste teftwu like 👍🏿 wequtuni
ደምረኒ ዝሓወይ❤❤❤❤
እንዳ ጌሬ ኡሙን ቅያር ጉበሩሉ ሓደ ዓይነት ኣሰልቻዊ ይከውን ኣሎ ካልኦት ኩርናዓት ኣለዉ ፈትሽዎም ትሕትዕድመ መርዓ ፡ጥንቁልና፡ባህላዊ ፈውሲ ፡ተለቂሖም ውራያት ዘሕልፉ፡ካልኦትን ፈትሽዎ ነቲ ሕብረተሰብ ክጠቅም ዝክእል ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም።
።❤❤❤
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓው ኣነ ከማን ምሳካ ኣለኩ❤❤❤
ብሉፅ ኮማቲ ኢኻ ሓው 😊
ብጣዕሚ ዝድነቅ ሓሳብ።
Love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏
ዋይ ሓንጎል መሕረር ብዝኻዓ መፅኣ😂😂😂😂😂
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
አረ ከም ዘብራኣሩክ ዝሙቸየኒ የለይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤
ትማሊ ብስራሕ ቢዚ ኮይነ እንዳ ገሬ እሙን ምንጪ ስሓቀይ ዘይተከታተልክዎም ኡፍ ንፍቅ አቢለኩም እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ፍትዋተይ ❤❤❤❤❤ሓደራኩም ከይትቅየሙኒ 😅😅😅😅😅
ዋላ አነ❤
ኣነለ ሎሚ ባሕቲ ይሪኣ አለኩ ቡሩክ ባሕቲ❤❤❤❤@@መሲየራያዋ
Kab hasewti tewaseti Eritrea yedhnkum.
Enda gereemun kexlwo xbuk srah
ተጋሩዋይ ጥንስቲ የ ላይክ ሃብኒ ❤
ሂብና ኣለና፣ ሳብስክራይብ ግበርለይ
@@Hidyat_semay ገረልኪ ማዓረይ ❤️
ገምሻሕ
ማንታ የውልድኪ ኣበለግነት ካበይ
ዋይ እዳ አያ ዘብረ አብሩኽ መርዓ እዪ ዉዕሉ❤❤❤❤❤❤ዳንየ እንኳዕ ደስ በለካ ግን ንዓይ ከይትርሰዐን አብ ሱዕዲዓረብ አለኹ በዝአ ገይኻ ዉሰደን😅😅😅😅😅😅
😂😂😂😂😂
ንኩላና😂😂😂😂
Geri emun the best ❤️💛🥰
Gorebitey enqoa bselam mexekum ❤❤❤❤
እንዳገሬ እሙን ንፉዓት መሃርን ኣዘናግዕን ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ላይክ ገንዘብ ኣይክፈሎን ዩ እቶም ተኸታተልቲ ላይክ ዘይትገብርሎም ንላይክ ትስስዑ ሕቡሸይ ግደፉ ኣድናቒኹን from Asmara Eritrea
Puppy 🐶 pro weyane
@@Hmars2018 ንውሕስነት ጥዕናኺ ክብል ኣይክምልሰልክን የ
ሓንጎል መሕረር ዶሞ ብዙይ መፂኢካ❤
ብሩኽ ሰንበት❤
ቡሩክ ሰንበት ይኩነልና ሰላም ሰላም ☺️😊🤩🥰❤️💛❤️
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
❤❤❤❤❤❤❤ሰላም
ቡሩክ ሰንበትን ባሕትን የግበረልና ደቂ ዓደይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
ሓንጎል ኣብዚ ከኣ መጺኢኡ💙😀😀
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
❤❤❤❤❤❤
Well come enda gere emun ❤❤❤❤❤adnekti aboy zereabruk alekum do eske 👍 gachwni❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤ ምንጪ ሰሓቀይ
ኣትን ጥንስቲ እየ እሞ ላይክ ትብላስ ሕደጋ እንዶ ዞም ቆለዑ ኣብ ኸብዲ ከለዉ ላይክ ታብ ታብ ኣይተልምዳኦም 😅
😅😂😂
ማንታ ድዮም? 😅 ሓደ ገይረልኪ አለኩ፣ ግበርለይ
ወይኔ😂😂😂
😂😂
ኣነስ ቅድምስ ጥንስቲ እየ ልበለትስ ብሓቂ ኩላ ኣደመይ ልጠነሰት ትመስለኒ ነይሩ😂😂 ተሀዚ ግን ብኦን ላይን ይጥነስ ተከይኑ ዘይ ጠነስናለ ክንቃፅር ብዝከነ ኢለልክን ኣለኩ❤
ሰናይ ዘመን🎉🎉
😂😂😂😂😂😂 zfetwa comedy gere emun mnchi shaqey
ምንጪ ሳሓቅና ደቂ ተጋሩዋኒ❤❤❤
እንዳ ገሬ እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም 🙏❤❤❤ ሓንጎል መሕጎል እንኳዕ ብሰላም መጻእካ❤❤❤
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
ምንጪ ሰሓቅና 😂😂😂
ጀጋኑ ብሓቂ ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሰድራ ገሬ እሙን ❤❤❤
❤❤❤favorite
Good job 🥰👍
Joker plz ayttfaee... btami eina nfetweka .
😂😂😂😂😂😂😂😂 YOUR r so amazing and educational
ዋይ ሓንጎል ዝበሃል ሰብ ኣብዚ መፅኡ ለለ ሓንጎልና በፅብፅና😂😂😂
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
ኣድነቕቲ ተኸስተ ኣበይ ኣለኩም 🤛
ሓንጎል መናጢ መፅዩ በቲ በፅቢፁ ወዲእናስ በዚለ ጨጓራና ክልሕፅ መፅዩ ታዝተረፈትና ከቃብፃ ሓደኢዱ😂😂
ቡሩክ ሰምበት ከመይ ሐዲርኩም ፍትዋት 🎉❤
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
ቤቲ ሽኮሪ ❤❤❤❤❤😂😂😂😂❤❤❤❤
እዉይ ሓንጎል
አድነቅቲ ለምለም ዓነይ አበይ አለኩም❤
ኣርባዕተ መዓልትስ ሕልሚ
ኣየ ሓንጎል መሕረር😂😂😂
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏