ድምፃዊ ደበሳይ ዘገየ ምስ ጭራ ዋጣኡ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 8

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan7225 2 ปีที่แล้ว

    👏👏👏👏👏ዕድመይሃብኩም

  • @ላራፈቃርገርሂልባ
    @ላራፈቃርገርሂልባ 2 ปีที่แล้ว

    ደበሳይ ዘገየ ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ትፈታዊ ደርፍታትካ ሰሚዐ ዘይመንዎ💊💘🌺👑🌾

  • @newyear1949
    @newyear1949 2 ปีที่แล้ว

    ጀብሽ ጅግና ኑፉዕ ከያን እዩ

  • @GgGg-xh2vm
    @GgGg-xh2vm ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር አቦና ካብዞም አለዉና እንብሎም ድምፃዉያን ሓደ እዚ እዩ ግን አነ ልገርመኒ ሲ እልዚ ገዲፎም ልዞም ሎሚ ሓንቲ ደርፊ ዝደረፊ ናብ መደረክ ምዕዳም ትግራይ እዚ አለዎ ፀገም ሰብ ተይሓመመይ ኢካ ትረድኦ እምበር ምስ ሓመመ ርድእወ ያ ትብሉ ማዓት ድምፃዉያን ሪኢና ኢና ልአብነት ንግስቲ ተጋዳሊትን ዲምፃዊትን እያ ብጣዕሚ ሓሚማ ነይራ ዳሓር ምስ ተሸነፈት እዩ ርድእዋ ዝተባሃለ ስለዚ ሰብ ገና ላሃለየ ኢና ምስ ንኡስ ወሎዶ እነላልዮ አይንረስዕ

  • @ABc-iy3os
    @ABc-iy3os 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🥰🥰🥰

  • @ሰለምጋልትግራይ
    @ሰለምጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ቃደማካ ዘይፈልጦ ኣነሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ደርፊ ጥራሕ ይሰምዕ

    • @ላራፈቃርገርሂልባ
      @ላራፈቃርገርሂልባ 2 ปีที่แล้ว

      ደብሳይ ዘገየ ዜይፈለጥክን ኣብ ትግራይ ትቃሚጥኪ ወላ ጋል ትግራይ እየ ትብሊ ኣለኺ እሞ ብስሩ ስድራኪ ወላ ቤተሰብኪ መርዓ ኣመርዐይም ይፈልጡ ዶ
      ማለተይስ ኣብ ትግራይ እንድሕር መርዓ ሃልዩ ናይ ደበሳያ ዘገየ ወዲ ህዝቢ ናይ ኣምበሳ ተክለ እዩ ዝድርፊ ኢለ እዩ🤔😏

    • @ተዓገስልበይ
      @ተዓገስልበይ 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ላራፈቃርገርሂልባ ታኣምር እዩ ትግራዋይ ኮይኑ ደበሳይ ዘይፈልጥ ኣሎ ድዩ እዩ