ዛዕባ ሎሚ ኣብ መጻኢ ትግራይ ኤርትራን ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን እንታዩ መርገጺኹም?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 348

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 2 ปีที่แล้ว +75

    Bright Future Of Eritrea!💥💡 ይኹን መርጫኹም/ምርጫኽን።
    ኤርትራዊ ዓዲ የብልካ ተቃለስ
    ኤርትራዊ ክብርኻ ባይታ ዘቢጡ ኣሎ ተቃለስ
    ኤርትራዊ ዜጋ ከም ሕብረ-ተሰብ ወዲቅና ኢና።
    ኤርትራዊ እዛ ፋሺሽት ዉድብ ናትካ ኣይኮነት ኣጽኒታትካ'ያ ንምጉሓፋ ኢደይ ኢድካ ኢልካ ብንቅሓት ተበገስ።

    • @damitsegay5349
      @damitsegay5349 2 ปีที่แล้ว +5

      እዚ ግዜ ተጋሩን ግዜ ዋንነትን ኢዩ ሕጂ ሃገረ ኤሪትራ ክትሰርሑ ትግስጉሱ እንተ ኣለኹም ጥፍኣት ኢኹም።
      ንሕና ደቂ ትግሪና ናይ ህላወን ጥፍኣትን ሕቶ ኢዩ ዝጽበየና ዘሎ ስለ ዚ ልቢ ግበሩ ንነዊሕ ኣስፊሕኩም ሕሰቡ ዓወት ነዓና ይኹን!!! ትግራዋይ ካብ ኤሪትራ

    • @ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ
      @ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ 2 ปีที่แล้ว +5

      በየን ጌርና ኢና እሞ ክንውደብ ናብ ብሩህ መጻኢ ካባይ ጀሚርካ ብዙሓት ጀምዓይ ኣለና ምስቲ ሓሳብ ኣዚና ዝተቐራረብና ክንውደብ ንደሊ ላኪን ስኢናዮም !"

    • @tsegatecle775
      @tsegatecle775 2 ปีที่แล้ว

      ሰላም አሕዋተይ ሐዳሸ ጀማሪት እየ ሳብስኽራይብ እባ ግበሩለይ አተባቡዑኒ የቀንየለይ

    • @altabob150
      @altabob150 2 ปีที่แล้ว +1

      @@damitsegay5349 ናይ ብሓቂ ኩቡር ሓው ባይታ ዘይ ዓልብ ዘረባ ኣነ ውን ከምዚ ናትካ መርገጺ እዩ ዘለኒ ካብዚ ኪናት ክንደይ ኢና ትዓዚብና

  • @luelasrat5712
    @luelasrat5712 2 ปีที่แล้ว +7

    Waw btami des zebl meglexi nay lomi. kab kale mealti fliy zeblo dma fnan zhatetkayo hto,
    Hto kulna eyu neyru btami nemesgin.
    Really good job both of.

  • @fanikib9362
    @fanikib9362 2 ปีที่แล้ว +33

    ሰላም ፍናን፣ እዛ "ዛዕባ ሎሚ" እትብል መደብ ኣዝያ ደስ ትብል መደብ ኮይና ረኺበያ ሰለዚ ቀጽልዎ። ምናልባት ግን ርእይቶይ ንዝበለጸ ስራሕ ከቐምጥ። ዛዕባ ሎሚ ሽሕ እኳ ኣገዳሲት መደብ እንተኾነ፣ ናይቲ መደብ ግዜ ግን ነዊሑ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። (3 ሰዓታት) ንኽትከታተሎ ብጣዕሚ ነዊሕን ኣሰልቻውን ኮይኑ ረኺበዮ። ወላ ንዓኻ ከም ኣቕራባይ ክርእየካ ከለኹ፣ እቲ ደጋዊ ኣቃውማኻ ምስቲ ዝሕተት ዘሎ ሰብ ዘሎካ engagement / interest/focus ጸጸኒሕካ ተጥፍእ ከም ዘሎኻ ይረኣየካ። ናይዚ ቀዳማይ ምኽንያት፣ ንውሒ ናይቲ መደብ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ስለዚ እቲ መደብ ናብ 60 min እንተ ዝወርድ እሞ ኣብቲ እዋናውን ኣገዳስን ነገር ኣተኲርካ እዋናዊ ዛዕባ እንተ ዝበስል ፣ ንተኸታተልቲ፣ ንኣቕራቢን፣ ንተሓታትን እዝዩ ምሓገዘ። በዚ ዘለዎ ግዜ፣ ነቶም ድሒሮም ክከታተልዎ ዝደልዩ'ውን ከይተረፈ ዘተባብዕ'ውን ኣይኮነን ምኽንያቱ፣ ናይ 1 ሰዓትን ናይ 3 ሰዓታትን ክትከታተል ኣዝዩ ፍልልይ ስለ ዘለዎ። ምናልባት ንዓኻን ነቶም ናብ መደብካ ዝመጽኡ'ውን ከይተሰከፉ ንኽመጹን ንኽሳተፉን ይዕድም ኢለ ከኣ ይግምት። ብኻልእ ወገን ድማ መደባትካ ናብ 60 min ምውራዱ፣ ናብቲ ኣገዳስን እዋናውን ዛዕባ ንኸተተኩሮሉ ስለ ዝሕግዝ፣ ዝበለጸ ምኾነ ባሃላይ ኢየ።
    ብዝተረፈ ንኡድ ስራሕ!!

  • @selamnekulu1731
    @selamnekulu1731 2 ปีที่แล้ว +20

    Don't worry, you guys, we Tigrayn love you ❤️ 💛 for standing with us.

  • @edenabraham6359
    @edenabraham6359 2 ปีที่แล้ว +11

    ደስ ዝብል ናይ በሓቂ ሽግና ሓቢርና ህዝቢ ኤርትራ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ዝፍታሕ ነቲ ዘስተውዕል ሰብ ካብ1890 ጀሚሩ ሰላም ዝበሃል ረኪክቡ ኣይፈልጥን ኢዩ።ስለዚ መጻኢ ደቅና ክጽብቅ እንተ ኮይኑ ኢቲ ሓቂ ዝኮነ ታሪክ ምፍላጥ ጥራይ ኢዩ።ኣምላክ ሽግርና ዘብቅዓሉ ግዜ የምጻኣልና ብሩክ መዓልቲ።

  • @fidel2096
    @fidel2096 2 ปีที่แล้ว +11

    Wufuy kem sumu wufuy 👑💪🏿

  • @newyear1949
    @newyear1949 2 ปีที่แล้ว +2

    Tegonifkum allekum

  • @berketokubay5988
    @berketokubay5988 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ሓወይ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰ ኣገዳሲ ነጥብታት ትዛተዩ ዘለኹም ፡ ብጣዕሚ ከምዚ ናትካ ዕድመ ኣብ ዝነበርናሉ ብጣዕሚ በላሕቲ መዛኑና በዚ ስርዓት ኣብ ኩናት ምእንቲ ሃገር እንዳተብሃለ ከፊልና እሞ ፡ ከማኹም እዛ ሃገርና ዝጣበቁላ ክሪኢ ከለኹ ተስፋ ይገብር ብዙሕ ነገራት ንፎልጦ ኮ እንዳሃለወ ጉድ ናይ እዚ ስርዓት፡ ጫውጫውታ ዘየማዕብል መድያታት ነዚ ቃልሲ ጎቲትና ንርከብ፡ ኣጆኹም ኣጆና ነዞም ዝጻረፉ ኣብ መደብኩም ጊዜ ኣይትሃብዎም።
    5/ዙር

  • @mehariaman6660
    @mehariaman6660 2 ปีที่แล้ว +13

    ፍናን ሓወይ ንዉፉይ ምስ ኣዳም ዘየተመጸልና ምኽንያቱ ኣዳም ብዛዕባ እዚ ምንቅስቃስ ጌጋ ርዲኢት ስለ ዘለዎ 🖐❤

    • @tefetrowedseb8894
      @tefetrowedseb8894 2 ปีที่แล้ว +7

      Adam gega rdeit zeykone zelewo kone elu enda felete kexelim elu eyu

    • @mehariaman6660
      @mehariaman6660 2 ปีที่แล้ว

      @@tefetrowedseb8894 ብዝያዳ እታ ብኸባቢ ኢዮም ተሶጊጎም ትብል ቃል ክደጋግማ ስለ ዝሰምዓ ኢየ እምበር
      ኣዳም ሲ ኣነ ጥራይ ኢየ ፈላጥ በሃሊ ኢዮ ከም ዝረኣኽዎ

    • @ክንሰግሮኢናክንደይዘይተሰ
      @ክንሰግሮኢናክንደይዘይተሰ 2 ปีที่แล้ว +2

      ክገርመኩም ኣነ ናይ ኣዳምን ዉፉይን ኣድናቂ እየ፡ግን ኣዳም ዝሓተቶ ሕቶ ርትዓዊዩ፡ከምኡ ዓይነት ሕቶታት እዩ ክኣ challenge ጌሩ ዝሓሸ ርድኢት ዝፈጥረልና፡ስለዚ ካብዚ ናይ ሽርሒ ኣተሓሳስባ ወጺና ኣብ ሓሳባትን ክትዓትን ንእመን!!!!

    • @lion9733
      @lion9733 2 ปีที่แล้ว +4

      ኣዳም ቅንኢ ኢዩ ዘለዎ ን ዉፉይ ብዙሕ ሰዓብቲ ስለ ዘለዉዎ ኪድ ምስ ደቂ ዓድካ ሃግድፍ ወይ ካኣ ሰኪትካ ምስ ሳጨንካ ክትጻረፍ ወዓል በሉዎ ሓደ ንሱ ካብቲ ከባቢ ንበይኑ ኣብ ጎድኒ ትግራይ ኮይኑስ ተመሊሱ ካኣ ን ዉፉይ ዪጸርፍ ቶኽላ ሙካኑ ከይተርፎ ኢዩ እኮ

    • @musiefazar1397
      @musiefazar1397 2 ปีที่แล้ว +2

      @@lion9733 እንታይ ከይንካ ንሓቂ ትፈርሓ ኣዳም እካ ሓቂ እዩ ተዛርቡ።

  • @gudayeyaykonen6095
    @gudayeyaykonen6095 2 ปีที่แล้ว +12

    Wfuy King of kings love you ❤️👑

  • @sumuykeber5763
    @sumuykeber5763 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ፍናን ከምኡ'ውን ሁፉይ መደብ ደስ ዝብል ነሩ፥ ጹቡቅ ትንታነ ፡ ቁሩብ ኣሕጽር እንተ ተብልዎ ተመራጺ ነሩ ሰብ ስራሕ ገለ ስለ ዘሎና ። ግን ብትህቡዎ መደባት ኣዚና ዕጉባት ኢና።

  • @gebrielasfaha3307
    @gebrielasfaha3307 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ነቲ ምክትል ውፉይ ናይ ሓማሴን
    ዓዲምካ ኣምጽኣልና ኣብዚ ሰሙን፡ብልሳኑ እቲ ኩውንን ህልውን እንድሕሪ ብዙሕነት ሃልዩ ይግለዝ ንህዝቢ ኣይትረስዕ።

  • @kifleguesh6526
    @kifleguesh6526 2 ปีที่แล้ว +3

    Wufuy semieka zey muno blux seb 💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ghebrezghitekle2952
    @ghebrezghitekle2952 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ጹቡቅ መግለጺ ዉፉይ አነ 100/100 ይሻማማዕ ኢየ አሞ ጹቡቅ መረዳአታ ሂብካ የቅኒየለ

  • @teamtdf8490
    @teamtdf8490 2 ปีที่แล้ว +11

    ትግራይ መቕበሪቶም አንበር መዐደሪቶም ኣይኮነተን ረምጽ ኮይናቶም ኣላ ንሰራዊት ሻዕቢያን ትምክሕተኛታት ኣምሓሩ

    • @Abirshgirmai
      @Abirshgirmai 2 ปีที่แล้ว +2

      mishdo remex nmen koynatos dehan aytefakan xelot gda zeytgebir sleti btimyetin bkunatin zmewit zelo hzbi tigray🥲🥲🥲

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 2 ปีที่แล้ว +3

    ኩቡር ወ ቁዱስ ዘ ሀገረ ኤርትረአ ኩቡር ወኩዱስ ኣቡነ ኣንጠንዮስ ዓለም አትፈልጦም ኣኣለም ለኻዊ ኣቦ አዮም 3 ባትርያእክ ሀገረ eritrea

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 2 ปีที่แล้ว +5

    ኑጉሰ ነገስት ኣንጠንዮስ 🙏ዘይትነገር ዉቱ ነገርዎ መላአክት

  • @alidege301
    @alidege301 2 ปีที่แล้ว +3

    Fani abzi zemene neay ytameni bzaeba adkum mhsabkum des zbl yu, hgdef kendi zhaseyena telyu natna weledo adenzizwo yu .I'm proud of you guys

  • @temesgensemerab2562
    @temesgensemerab2562 2 ปีที่แล้ว +5

    Fnan btami aye zemesgneka ketslo

  • @muluealem6317
    @muluealem6317 2 ปีที่แล้ว +15

    ዉፉይ ተባዕ ❤❤❤👍👍👍

  • @letinak4559
    @letinak4559 2 ปีที่แล้ว +5

    እዞም እካ ሕግታት እዝጋብሄር ብሓሶት ኣይትመስክር ኣይትቅተል ዝብል ሕጊ ዝሰበሩ እዮም:: ኣቦና ግን ሰማእት እዩ

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይበሓቅ ንፉዓት ፍናን& ዉፉይ መደባትኩም ይከታተሎ ኢየ ቀጽሉዎ ኣጀኹም።

  • @danielweldeamlak7241
    @danielweldeamlak7241 2 ปีที่แล้ว +10

    ብዙሕ ሰብ ኣሎ ሕማሙ ንኸይፈልጥ ናብ ዶክቶር ምኻድ ዝፈርሕ እዚ ድማ ምፍትሒ ኣይኮነን እኳ ድኣ መሊስካ ኢኻ ነብስኻ ትጎድእ።እዞም መብዛሕትኦም ናይ ዉፉይ ዘረባ ክሰምዑ ከለዉ ጸላዕላዕ ዝብሎም ድማ እቲ ሕማሞም ስለዝነግሮም እዩ ።

    • @awet.524
      @awet.524 2 ปีที่แล้ว

      Yes exactly bro

  • @koala10ish
    @koala10ish 2 ปีที่แล้ว +6

    ሻዕብያ በል ክትድረር ኣነ ወዲ ሻዕብያ ኢየ ወዲ ሳዋ ኢየ ወዲ ሳሕል ኢየ ወዲ ዋዕሮ ጅግና ኢይና

  • @gudayeyaykonen6095
    @gudayeyaykonen6095 2 ปีที่แล้ว +8

    ❤️👑❤️❤️❤️

    • @gudayeyaykonen6095
      @gudayeyaykonen6095 2 ปีที่แล้ว +2

      @@ጽሙእነብሲጸማምተቓላሲ awraja ayamnn eye aydgfen eye nay habar xelai alena nsu Kea hgdef eyu
      aykonen geza mulue xelmita zela merfe delika ktrekba aytkeln ika

  • @ጓልዞምወየንቲእየ
    @ጓልዞምወየንቲእየ 2 ปีที่แล้ว +3

    ውፉይ ከም ሽሙ ሙሉእ መልሲ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊

  • @berket190
    @berket190 2 ปีที่แล้ว

    ህዝብና ሕማቕ፡እዩ በሓቂ ምጥቓዕን፡ ኣብ ዘይከውን ድማ ኣሜን ምባል ጥራይ እዩ ዝፈልጥ

  • @jskitchen8008
    @jskitchen8008 2 ปีที่แล้ว +1

    ጎበዛት ኤርትራውያን ናይ ባሐቂ ለባማት አተናትናኹም ዝወፆ የብሉን አጆኹም ትኽክል ቶም ሐደ ሐደ ዝፃረፉ ተጋሩ ኢልኮሞ
    ኢኹም ንህዝቢ ትግራይ አይውክልን እዩም ግን እይትረስዑ ሐደ ሕደ ትግራዋይ እቲተገበረ
    ግፍዒ ቀሊል አይኮነን ከመይ ይሕጉዙና እዳበሉ
    እዳቀተሉና ዝብል አሎ እዩ እና ንስኻትኩ ቀፅሉሉ እትገብርዎ ዘለኹም ቀፅሉሉ ይቅኔልና

  • @YONAS.REALTOR
    @YONAS.REALTOR 2 ปีที่แล้ว +11

    Well spoken and well questions. Thank you both of you for your time and effort’s

  • @monaliza3835
    @monaliza3835 2 ปีที่แล้ว +4

    ፅቡቅ መደብ😍ልምንታይ ድኣ ዝሓገዝናኩም ገንዘብና መልሱልና ዝብሉ ዘይተዛረብኩምላ

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 2 ปีที่แล้ว +2

    ሚዛናዊ ምዃን ጽቡቕ እዩ.. መራሕቲ ኢትዮጲያ ካብ ሃይለስላሴ ኣትሒዙ ክሳብ ህውሓት ብዘይ ንሕስያ ዘባደሙዎ ህዝቢ ኤርትራ ካሕሳ ክወሃቦ ኣለዎ ኢልካ ኸ ትፈልጥ ዶ....

  • @Nm-fr5qm
    @Nm-fr5qm 2 ปีที่แล้ว +1

    I don’t understand why Eritrean subscribe this channel?

  • @kibrenzo777kidane3
    @kibrenzo777kidane3 2 ปีที่แล้ว

    Ferafff Kem Mehary kitikaless zeyteeriddd

  • @kiros123
    @kiros123 2 ปีที่แล้ว +5

    ን ዉፉይን ንተስፋጺኦንን ኣብ ሓደ መድረኽ ፊት ንፊት ኣራኽቦም ፋኒ

  • @RobGhi
    @RobGhi 2 ปีที่แล้ว +4

    this guy is a brilliant man, I believe wufuy will make a difference in this generation.

  • @ትግራይትስእር
    @ትግራይትስእር 2 ปีที่แล้ว +3

    በጣም የሚደነቅ ውይይት ነው ለህሊናቹ የምትኖሩ እግዛቤር ይባርካቹ✋✋

    • @HAN-lx1nh
      @HAN-lx1nh 2 ปีที่แล้ว +3

      እዚ መደብ ኮ ብትግርኛ እዩ?

    • @filihadish6217
      @filihadish6217 2 ปีที่แล้ว +1

      Gesret eileki aleku

  • @gabrielalem8161
    @gabrielalem8161 2 ปีที่แล้ว +2

    እዚኦም ፓፓሳት ዘይኮኑስ ሳጥናኤላት ኢዮም። ብሰማይ ክረኽብዎ ኢዮም።

  • @tedrosghebregiorgis8827
    @tedrosghebregiorgis8827 2 ปีที่แล้ว +4

    ፍናን በጃኻ ውፉይ ክዛረብ ከሎ ኣይትኹለፎ ሓሳባቱ ከይወድአ ኣብ ካልእ ሓሳብ ተስግሮ ኣለኻ የቐንየለይ

  • @johnab6959
    @johnab6959 2 ปีที่แล้ว +1

    ንፁር መልእኽቲ:: እዚይ ምስሓለፈ ቑሉዕ ዘተን ዕርቅን ከድልዩ:: ንንሕድሕድና ክንፃላእን ንቃተልን ብዙሕ ተስሪሕሉ እዩ:: ኣይንዓሹ we have the same destiny

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 2 ปีที่แล้ว +10

    I am with you bright future 💯💯💯

  • @awet.524
    @awet.524 2 ปีที่แล้ว

    Wufy🦁 Anbesa Smart Man keep Going bro we follow 💯 to the truth ad justice ⚖

  • @abdulmussa3942
    @abdulmussa3942 2 ปีที่แล้ว

    A great teacher one should follow your footstep good stuff

  • @saminegassi
    @saminegassi 2 ปีที่แล้ว +3

    Wfuy the king of kings👌👌👌👌💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @tesfaldettesfamariam8310
    @tesfaldettesfamariam8310 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 2 ปีที่แล้ว

      ንዓኻ መንግስተ ሰማይ💀 ንስድራኻ ኻኣ ሓጎስ😂 ይምነ።

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 2 ปีที่แล้ว

    Eritrean
    Ane igermuni
    Abetenebe
    Aleka
    Lelaki
    Eritreawian
    Naigezebe
    Ito
    Akone
    Kisanete
    Selam
    Kiterekebe
    Halera
    Hagere
    Kitihaneze
    Niskatukumo
    Nibenikumo
    Asinebele
    Bezeze
    Dasese
    Bzezedasee
    Asinebe

  • @funnyyoutube6228
    @funnyyoutube6228 2 ปีที่แล้ว +1

    Kela Hasawey 😂😂😂😂

  • @aryonafom3113
    @aryonafom3113 2 ปีที่แล้ว

    ፍናን ናይ ባሓቂ ፍናን ኢኻ። ኣባኹምን ከማኹን ዝበሉ ለባማት ኤርትራውያን እዩ ናይ መፃኢ ብሩህ ተስፋ ናይ ክልቲኡ ሓው ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን።

  • @TIGRINYA449
    @TIGRINYA449 2 ปีที่แล้ว +3

    ክልተ ጀጋኑ 👈👈🎆🎆🎆🎆🎆

    • @faniasli2180
      @faniasli2180 2 ปีที่แล้ว

      Nay bhaike❤❤❤❤❤❤❤

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 2 ปีที่แล้ว

    Thank you ahwat. Amlak yifelt indabelu mehbei ztqemulu bzuhat iyom. Iti zehezn, zhatit zmeramer wuhud iyu. Nezi tgebrwo zelekum astemhro Hayli yihabkum

  • @ለዋህእግዝኣብሔር
    @ለዋህእግዝኣብሔር 2 ปีที่แล้ว +4

    ሎምስ ኩሉ ኤርትራዊ ነቂሕልክን እዩ ፣ መስራቲ ቡሩህ መጻኢ ወዲ ሓማሴን ስለ ዝኮነ ዶ ኣይኮንክንን ድፋዕ ምስ ወረደ ዝከሓድክንኦ ደቂ ዒጎ

    • @adgnategeleba8382
      @adgnategeleba8382 2 ปีที่แล้ว

      ክክክክ ደቂስ ጥራይ ሰኪትካ

    • @Master_neway
      @Master_neway 2 ปีที่แล้ว

      kid mnamn

    • @genetsebhatu755
      @genetsebhatu755 2 ปีที่แล้ว

      እቲ ፕሮፋል ስም ወይ ስእሊ ይገበሮ ተሐቢእካ ምሕማይ አይኮን

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 2 ปีที่แล้ว

      ኣቦኻ ርዋእ

  • @samidc5237
    @samidc5237 2 ปีที่แล้ว +1

    Btami des zebel agelalxa wufuy ✅

  • @danielzeru1522
    @danielzeru1522 2 ปีที่แล้ว +1

    Kidi hasawi eidikum akubilna yibilkum alewu

  • @dawit8839
    @dawit8839 2 ปีที่แล้ว

    ኣነ ክም ትግራዋይ ኣብ ውፉይ ዘለኒ ኣክብሮት ዝላዓለ እዩ ። እቶም መርገጺካ ኣፈልጠና ኣብ ናይ ባሕሪ ዝብሉ ዘለው ንዓካ ኣብ ኩሉ ክይበጻሕካ ምቁጻይ እዩ እምበር ናይ ብሓቂ ን ህዝቢ ትግራይ ታሓሊቆም ኣይኮኑን። ጽቡቅ ጌርካ መሊስካዮ ኢካ ፡ ባሕሪ ኣይኮነን ዝቅድም ካብ ስብ ንሱ እቲ ህዝቢ ስላምን ናጽነትን ምስ ርክበ ክመይ ገይሩ ዝሐሽ ሂወት ክመርሕ ክም ዝክእል ንህዝቢ ሓስብካ ምሻጥ እዩ። እታ ሓሳብ ደደቢት ኣጀንዳ ክፈጥሩ ዘልዓልዋ ኣይመስለንን፡ ግን ቅድም ኢሉ ቅድሚ ናይ ትግራይ ኩነታት ምክሳቱ ምስ ቡዙሓት ደቂ ሓማሴን ነቲ ስርዓት ዝድግፈዎ ሓሳባት ንላዋወጥ ነይርና፡ እንታይ ዓይነት ኤርትራ ክፈጥሩ ክም ዝደልዩ ምስ መን ርክብ ክህልዎም ክምዝደልዩ ብፈላይ ድማ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዘለዎም እራኣእያ ይሓቶም ነይር ፡ ንሶም ዝሃቡኒ መልሲ መገርሚ እዩ ካብ ኣምሓራን ተምቤንን ክም ዝመጽ ህዝቢ ትግራይን እቲ ምስ ትግራይ ዝዳቦብ ህዝቢ ናይ ኤርትራን ስግእቶም ክም ዝኮነ ነዚ ክእ ክዳክምዎ ክም ዝስርሑ ምስ ኣምሓራይ እንተኮይንሎም ሃገር እንተዘይ ኮይንሎም ዶብ ክህልዎም ክም ዝስርሑ ይዛርቡኒ ነይሮም ። ኣነ ግን ሚዛን ኣይሃብኩዎን ። ሕጅ ክሪኦ ክለኩ ጌጋ እዩ ነይሩ ናተይ ርድኢት ። እዚ ናይ ተስፋጽዮን ክእ ሽለል ክባሃል ዘይብሉን ብጣዕሚ ሓደገኛ እዩ መልሲ እንዳሃብካ ክክየድ ኣለዎ ኣለዎ ንቀጻሊ ። ኣንተዘይ ኮይኑ ዓዲ ኣልባ ክገብርና ይክእል እዩ ። ምክንያቱ ምስ ቲ ስርዓት ስለ ዝስርሑ።

  • @meronamen8349
    @meronamen8349 2 ปีที่แล้ว

    Wawooo busulat aimero amilk selam yewredelna eski

  • @koala10ish
    @koala10ish 2 ปีที่แล้ว

    UN reported of no genocide in Tigray! Aythaasuu ata qondaaf!

  • @gudayeyaykonen6095
    @gudayeyaykonen6095 2 ปีที่แล้ว +6

    King 👑

  • @gezanaeyutuem76
    @gezanaeyutuem76 2 ปีที่แล้ว

    Wufuy ist great
    Nice fani buhugutgut abilkumo alokum ,proud of u

  • @kflezionzerazion8876
    @kflezionzerazion8876 2 ปีที่แล้ว +2

    ንህዝባዊ ግንባር ኣሸጢንካ,ንማለሊት ጻድቅ ጌርካ ወሽለኽለኽ ዘዋጽኣካ ኣይኮነን.
    ህዝባዊ ግንባር ውሕስቲ ሃገር ዝፈጠረ እዩ.ማለሊት ግን ሽፍታ እዩ,ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ኣጽኒቱ ,ደም መንእሰያት ትግራይ እንዳሰተየ ዝነብር ዘሎ ኣረሚን እዩ.

  • @tadesetades1410
    @tadesetades1410 2 ปีที่แล้ว +1

    ፀማም መፃኢ

  • @tigraway490
    @tigraway490 2 ปีที่แล้ว

    ትግራዋይ ሓውኩም እየ ብየነ ዎፉይ ሰብ ናናማን ትግራዋይ ሰብ ኢኻ ፍናን ብደንቢ እት ህዝቢ ሓደ ክልተ ኮይኑ ከይተርፍ ስራሕ ድሕርትና ታሪክና ንርኣይ
    ብዝተረፈ ጎበዝ ሚድያ ኢኻ
    በየና ብደንቢ ንህዝቢ ትግራይ ትግርኝ ወይ ሓደህዝቢ ሙኻኑ ኣሚንና ንስራሕ ትርጉም የብሉይ ተንኮል ፅልኣት ምፍልላይ ኣይተቀሙናይ ኢትዮጵያ ኤርትራ ዝብል ምፍልላይ ኣይድልየናይ እት ትግራዋይ ካብ እታናይ መግዛእቲ አትዮጵያ ይውጻእ እርትራዊ እውን ካብግዝኣት ጣልያን ኤርትራ ይውትጻእ ሓድ ይኹኑ ንሕና መናእሰያት ንስረሓሉ ኢትሓቂ እሱእዩ እምበይ ብፍርሒ ወይ ብጉርሒ ወይ ብዘይምፍላጥ ብግርሂ ኣይኮነይ ሓቂ ንህዝብታትና ዝነበረ ዝጠቅምን ናይዘልኣለም ሰላም ዕብየት ዝጠቅምዩ
    እምበይ ኣነ ከም ስማኢት ትዝኸውን እት ኣብ ርእሲ ህዝበይ ዝበጽሐ ብሰራዊት ኤርትራ ክርእይ ይቀለን
    ብጣዕሚ ከቢድ ግፍዒ እዩ ክም ዉፍይ እካ እግዚኣብሄር ልቦናኻ ኣስፊሑ ምክንያት ሓደ ህዝቢ ቀያሪ ይግበርካ ሓቂ ትፈልጦ ኢኻ
    ብዝኾነ ንስረሓሉ ስርሕሉ ሰብ ልቦና ሰብ ዕድል ትፈለጥቲ ኣሕዋትና በየነ ሓደራ ብተለይ ነት ዘይተረደኦ ዝጠፍአ ህዝብና ኣብዘሎይሃሊ አብ ኤርትራ ወይ ኣብትግራይ ኣይጠፍአኩሙን ሓደራ ሓደራ ሓሕዋተይ በተለይ እቲበደል ግፍዒ ጨፍጫፍ ዝበጽሐ ሸለል ከይትብሉ ሓደራ!!!!!

  • @newyear1949
    @newyear1949 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay Tigrai iu bruh metsai

  • @facheteklemikael1819
    @facheteklemikael1819 2 ปีที่แล้ว +1

    ዉፉይ ጂግና ኣጆካ
    ክንዳካ ብህዚ ዝሓምም የለን
    i hop መራሒ ሓገርና ክትከውን

    • @biniamtekie2716
      @biniamtekie2716 2 ปีที่แล้ว

      ትግራይ ትኣኽሎ ንግዚኡ ከምዚ ናይ ሕውሓት ክሳብ ዝዓርብ

  • @gedambelay7246
    @gedambelay7246 2 ปีที่แล้ว +1

    you are the modern yaung man go a head bro you are my hero

  • @Habesha28
    @Habesha28 2 ปีที่แล้ว +3

    Very nice articulated interview I appreciate our presentator Fnan and Wufuy for your all time and knowledge!

  • @abdulmussa3942
    @abdulmussa3942 2 ปีที่แล้ว

    A great philosopher keep on guv

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 2 ปีที่แล้ว

    Feta, Amharic channel, I heard "Ethiopia is mentioned 40 times in the Bible, now the tigraians are changing the word into TIGRAI. The gub is getting wide and wide.

  • @bahtatesfu2187
    @bahtatesfu2187 2 ปีที่แล้ว

    ሓው በየነ ምስ ኩሉ ኣኽብሮት፡"ግፍዓዊ ፍጻሜ ትግራይ ወላ መርማሪ ኮምሽን ዓለም ጀኖሳይድ ኣይበሎ፡ ኩሉ ደንበ ተቓዎሞ ኤርትራ ኣብ ትግራይ ጀኖሳይድ ከምዝተፈጸመ ክንኣምብ ኣለና" ምባል ኣዚዩ ሓደገኛ ኣበሃህላን እንትርፎ ግዚያዊ መረሳረሲ ንናይሓዋሩ ቅርዕው ርክብ ክልቲኡ ህዝቢታት ዝጠቅም ኣይኮነን። ዓለም ለኻዊ መርመራን ዉጺኢቱን ነኽብር ክበሃል ናይ ክብረት እዩ።

  • @ተስፍኣለምወዲመንግየ
    @ተስፍኣለምወዲመንግየ 2 ปีที่แล้ว +2

    ፍናና ሓወይ ክሓተካ ወይ ካልኦት ኣፍልጦ ዘለኩም ቡሩህ መጻኢ ክትምዝገብ እንተ ደሊኻ እንታይ እንታይ ተማልእ ሓብሩኒ

    • @NNY-INTERTAINMENT1722
      @NNY-INTERTAINMENT1722 2 ปีที่แล้ว +3

      ባንዴራ ኣቃጽል
      ንስዉእ ሽፍታ ትብል
      ትግራይ ትስዕር በል
      ብኸብድኻ ትዕሰብ
      ነዚአን ምስ እተማልእ ኣባል ጸልማት መጻኢ ክትከውን ጸገም የብሉ።

    • @ተስፍኣለምወዲመንግየ
      @ተስፍኣለምወዲመንግየ 2 ปีที่แล้ว +5

      @@NNY-INTERTAINMENT1722 ሱንኩላን ዝረሸንኩም ጀነራላት ጎዳጉዲ ዘስፈርኩም ህዝቢ ዘሳደድኹም ሃገር ዝረመስኹም ክኣ ሰብ ኮንኩም ክትዋራዘዩ ኣምላኽ ከም ግብርኹም ይፍደኩም

    • @awet.524
      @awet.524 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ተስፍኣለምወዲመንግየ beleley Eba Resehat Riesi, sadist ( ultranatinalism) eko elwom Eu ab zhlafe, Eziom gdefo Aemrom kedem telimwom Eu they're dead.

  • @gachemeda6276
    @gachemeda6276 2 ปีที่แล้ว

    Haswetiy abey konikum tizarabu mingastiy eritrea daw yebl

  • @gudayeyaykonen6095
    @gudayeyaykonen6095 2 ปีที่แล้ว +1

    Kber nber zemed lbey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @kesetesemere6572
    @kesetesemere6572 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣብዚኣ ፋናን ኣይትጋገ ኣብ ቤተክርስትያን ንኸይድ ነይርና ጌን አቶም ካለእ ክገብሩዎ ደይደፍሩ ንገብሮ ነርና ምባልካ አስኻ ደኣ ደይታምነሉ ኮንካ አምበር ስለ ኩሉ ዓይነት ሰብ ክትዛረብ ጌን ኣይትዉክልን ኤኻ ስለዚ ኣስተዉኤዕልኻ ደኣ ተዛረብ ::

  • @ኣሮንረስነክ
    @ኣሮንረስነክ 2 ปีที่แล้ว

    ፍናን ማዕጒሩ'ዶ ሓቀይ ብዝኾነ ኣጆኹም ጽቡቕ መደብ

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 2 ปีที่แล้ว

    እምነት ብዘይ ግብሪ ኮንቲ መጽሐፍ ቁዱስ እነግረና ሕጂ ምስ ህዝቢ ትግራይ ዘይሰረሐ ህዝቢ ኤርትራ ናብ Diaspora ክጠፍእ ዝፈረደ መን ይእለዮ

  • @tsegayfsahaye8469
    @tsegayfsahaye8469 2 ปีที่แล้ว

    Nezi nay wify hasabat nuxurn gilxin u nukulu

  • @abdulmussa3942
    @abdulmussa3942 2 ปีที่แล้ว

    Ade welida beyin you got my vote

  • @tinsaeyohanse1091
    @tinsaeyohanse1091 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ውፉይን ፍናንን ኣድናቓትኩም እየ ሕቶ ግን ኣለኒ ድርብ ኣሕዋተይ ዝወደቑላ ሃገር ምስናይ ባሕራ ኢዮም ምጀመርያ ኣብዪ ኣሕመድ ምስ መጸ ጻድቃን ንሱ ከም ዝሃበና ባሕሪ ትጋጊና ሂብናዮም ዘስምዕ ዘረባ ሓላፍነት ዝጎደሎ ኢሉ ኔሩ ብኸመይ ትርእይዎ፧ መልሲ ካባኩም ኩቡራት ኣሕዋት።

  • @habtomkidane4890
    @habtomkidane4890 2 ปีที่แล้ว

    ልክዕ ኣምላኽ ኣሎ ስቅ ኢልካ ስራሕኻ ገበር ዝብሉ ልሙሳት ብዙሓተዮም

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 2 ปีที่แล้ว

    Tebat deki meninet geganu enkuay natna konkum. Abzihasere gizye selamn kisanetn kikewun eyou abmengo hizbitat Tigrayn Eritrean.
    Egzabiher mssakatkum yikun

  • @gudayeyaykonen6095
    @gudayeyaykonen6095 2 ปีที่แล้ว +1

    Wufuy king of kings love you

  • @zionzion2882
    @zionzion2882 2 ปีที่แล้ว +1

    ኮመድያን በየነ ኣብ ጽልአ ኢካ ትምህር ዘልካ

  • @መጻእየይብሩህዩ
    @መጻእየይብሩህዩ 2 ปีที่แล้ว +3

    👌😍😍😍😍😍😍😍

  • @b.t7164
    @b.t7164 2 ปีที่แล้ว +1

    Wufuy and Fnan the best 👌 ❤
    Thank you so much for playing Kflom song 🎵 ❤ and God bless you brother 🙏
    Amech 🇪🇷

  • @toni5736
    @toni5736 2 ปีที่แล้ว +5

    የቐንየልና፡ ሎሚ ዕላማኻ ኣነጺርካያ። ነቲ ገለ ዉሑድ ኣዳናጊርካዮ ዝጸናሕካ መንእሰይ ከኣ ይንጽረሉ።

  • @bisrattekie9066
    @bisrattekie9066 2 ปีที่แล้ว

    Ok hji simey rehkwo thanks

  • @tdf7226
    @tdf7226 2 ปีที่แล้ว

    Thank you! Fnan, Geat journalist keep your good job!🙏

  • @amanpoor1976
    @amanpoor1976 2 ปีที่แล้ว

    Brilliant 🤩 🧠🧠🧠🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👌

  • @yosiefnewayfeshatsion8707
    @yosiefnewayfeshatsion8707 2 ปีที่แล้ว

    Rasist Easeyas dea mihlaw entay delyu😰

  • @gerie4738
    @gerie4738 2 ปีที่แล้ว

    Medebkum tsbuk yu, gn newihu bkfalat gberwo.

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 2 ปีที่แล้ว

    There is no called Akeleguzay name in eritrean now

  • @netasanetteklay7321
    @netasanetteklay7321 2 ปีที่แล้ว

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾✌️✌️💙🙏🏾🙏🏾

  • @alensotorres637
    @alensotorres637 ปีที่แล้ว

    Why this guy is more concerned about Tigray and it’s people than Eritrea and Eritreans. And he is requesting us to compensate Tigray and it’s people for they become a victim of the wrong doing of Menelik and their TDF hey man this is shame on you come on to the real and direct revolution. Don’t try to hide your self on the empathy you have on Tigray.

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 2 ปีที่แล้ว

    Well said wufuy. and Fnan.

  • @yoni8181
    @yoni8181 2 ปีที่แล้ว +1

    Xelmat mexai

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 2 ปีที่แล้ว

      ተረዋእ

    • @yoni8181
      @yoni8181 2 ปีที่แล้ว

      @@woldaislassie2930 ሰክት ድፉን

  • @tesfagaberyonas
    @tesfagaberyonas 2 ปีที่แล้ว

    HASOT SERAWI ERTRA HZBI TGRAI AIRTSNETEN HASOT EIU NSKA KELBI NAI WEIANE IKA

  • @tigistimesel8597
    @tigistimesel8597 2 ปีที่แล้ว

    Men ke wikilna hibikum

  • @gebrekidanberakibelay3652
    @gebrekidanberakibelay3652 2 ปีที่แล้ว

    ab hzbi enteatiom keygusgusu eyom tasirom

  • @habtomabrham4682
    @habtomabrham4682 2 ปีที่แล้ว

    Btami des zbl EU fnan hawey qetslwo tray,

  • @tecleabgebrehiwet8664
    @tecleabgebrehiwet8664 2 ปีที่แล้ว

    Men hasibkum eyu halewlew tiblu .mejemerya nay gezakum gberu dhriu nay gorebet tihasbu .eway halwesa

  • @T.Michael-e1k
    @T.Michael-e1k 2 ปีที่แล้ว +1

    ዉፉይ ሰባብ ንስካን ትኪን መውጽኢ ኣይትስኡኑን ማራ ኣድኒቀካ ብጣዕሚ ንፉዕ።

    • @amanuelberaki770
      @amanuelberaki770 2 ปีที่แล้ว

      ነዛ ደርሆ ፋሕጢራ ትረክባ ናይ ተልመደን ፖለቲከኛ መልስስ ከም ትኪ ተወዳድር እያ እምበር ኣየ ንስኩምስ ክክክክክክ ተደንግጹ ዝተሓተቶ ገዲፉስ ከም ኢሰያስ ኮለል ይብል

  • @koala10ish
    @koala10ish 2 ปีที่แล้ว

    ህዝቢ እንዳተጨፍጨፈ ብዛዕባ ባሕሪ የጉርዑ