ታሪኽ-ህይወት መዋቲ | Eritrean Full Movie 'tarik hiwot mewati' - ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • ERi-TV Movie: ታሪኽ-ህይወት መዋቲ | Eritrean Full Movie 'tarik hiwot mewati' - ERi-TV

ความคิดเห็น • 57

  • @teaghes7654
    @teaghes7654 4 ปีที่แล้ว +8

    Selamat!
    ኣነ ብወገነይ ነቕፌታ እየ ከቕርብ ነዚ ደራሲን ኣቕራብን ናይዚ film.
    ኣብ ዘመንና ብፍላይ ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ወጻኢ ብዙሕ ሰብና ብኣዝዩ ዘስካሕክሕ ሜላታት ነብሰቕትለት ዝተፈጽመሉ፡ ኣጋጣሚታት ውሑድ ኣይኰነን። ብዙሕ ኤርትራዊያን ይኹኑ ካልኦት ኣፍሪቃውያን ድሕሪ ዘስካሕክሕ ጉዕዞ፡ ናብቲ ዝሓለሙዎ፡ ምስበጽሑ፡ ብ depression ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ኣእምሮ ዘይምቕሳንን ቅዛነትን ክሳቐዩ ምርኣይ ንዘስተብህለ ውሑዳት ዘጋታት ኣይኰንናን ንስእን ዘሎና፡። ከም ውጽኢቱ ድማ ነድሰቕትለት ዝፈጸሙ ልክዕ ቁጽሪ እኳ እንተዘይሃለወኒ፡ ኣኣብ ሃገሩ ሂወት ብዙሓት መንእሰትና ኣብዘይ እዋኑ ክቕዘፍ ምርኣይ በዚሑና። ጥበበኛ ነዚእታት ክንቃለሶ ሓጋዚ ስራሕ ምቕራብ እዩ ዝግብኦም እምበር፡ ሂወት ብቀሊል ብዋዛ ከዚ ጌርካ ኣብ ብጥፋእ ሓጋዚ ኰይኖም ክርከቡ ኣይግድን።
    ኣብ ቁስሊ ጨው ምውሳኽ ዝዓይነቱ ድማ "ስነጥበበኛታት" ሃገርና ከምዚ ዝኣመሰለ ዋላ ሓንቲ ውን ትኹን ትምህርቲ ዘይብሉ ስራሕ ናብ ሕብረተሰብና ከቕርቡ እዚ ናይ መጀመርታ ኣይኰነን።
    film ኰነ ካልእ ስርሓት ደረስቲ፡ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሕብረተ ሰብ ክንደይ ሓይሊን ጽልዋን ከምዘሎዎ፡ እናፈለጡ ሓይሎምን ስልጣኖምን ናብ ሃሳዪ ከዕሉ ገንዘብን ጊዜን ምብኻን ኰይኑ ይስማዓኒ። እሞ ድማ ብሚኒስትሪ ዜና ዝፈረየ ኣዝዩ! ኣነ ዘይሓላፍነታዊ ስራሕ ክብሎ እደፍር።
    እነ ብወገነይ ከምዚ ኣይደገም ዓገብ ዓገብ ክብል ተገዲደ ኣለኹ።

  • @milenyemane4769
    @milenyemane4769 4 ปีที่แล้ว

    ETI KULU ZIKEL MIGELAX ZIHEB MIGELAX ZIKELE HAKEGNAN XADIKEN FIXUM ZIKONE EGZIABHER AMLAKNA KIBRI KULU TEKLILU YIWSED🙌
    Tedy hawey zemenka yilemlem betka yibarek✋💞
    Semay Tv brookat eikum💖

  • @hermonogbamichael7726
    @hermonogbamichael7726 4 ปีที่แล้ว

    Well done. I liked the way you presented it...very natural and flowing.

  • @Eritrea91245
    @Eritrea91245 4 ปีที่แล้ว +4

    ክትቅጽክድያ ወላስ ወዲኣ፡ ጽቡቅ ኣፈ ታሪክ ፡ወሃብ ባርባ ኣምላኽ ብዓጸፋ ክክሕሰካዩ፡ ደቂ ኡአረይይ ናይ ምሕረት ግዜ ይሃበና ኣኣብ ዘለናዮ።
    ዞም ሰብስጅራይብ ትልሙኑ ዘለኩም ሲ ምትብባዕ ፡ዘለዎ ቃል ከማን ኣይትጽሕፉን፡ ክምጥበብብ ኒዒካ ወይ ኣነኣኢስካ ወይሸለል ኢልካ ሓኩፍካስ ቻነላትኩም ሒዝጁም ኣብ ኣኮመንት ትስጥሑ ታይ ዝበለ ዘበን ኡና በጺሕና ፡ኣቅንታ ኣፍስሱ ኣውንራ ክትረክቡ፡ ነቀፈኤታ ተለኩም ውን ኮ፡ማኣረምታ ጻሓፉ፡ ግን ንጽእ ኢልጁም ሲ ሰብስክራይብ በቃ፡ ዘን ቻነላትኩም ከ ኣውንራውያን ድየን፡ ኒ መንእሰያት ዘብቃሓን ዘበራብራን ባህልን ታሪኪን ሃገርን ሕብረተሰብን ዘክብራ ዶ ይኮና፡ ወላስ በንጻ ሩ የን ዝገርምዩ ፡ በሉ ሰብስጅራይብ ክገብር እንድየ ምክንያቱ የሕዋተይ ክሳ ዝኮንኩም ግዳ የሕዋትና መሲሎም ሕብረተሰብ ዘጸልሙ በዚሖም ስለ ዘለዉ ገለ ድማ ብግዝያዊ ረብሓ ሃገሮም የሕኪፎም መለመኒ ሰናቲም ኣብ ይቱብ ይስጡሑ ፡በሉ ጥበብን ስነጥበባውያ፡ ሃገርና ይሰስኑ፡ ናዓኩም ሰ ሓደስቲ ቻነል ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም።

  • @lidiagebreyewhanes8789
    @lidiagebreyewhanes8789 4 ปีที่แล้ว +2

    Kemizy aynet chekan wilad kab nebska yerhqlka. Nice job guys ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 4 ปีที่แล้ว +4

    Nice filmen deki er 🙏💒🕌💕🇪🇷🇪🇷

  • @hadasyohanneskafela8939
    @hadasyohanneskafela8939 4 ปีที่แล้ว

    Dose...Geza Tanika Berhanu

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 4 ปีที่แล้ว +1

    ብስምኣብ በዎልድ መንፈስ ኩዱስ ርኹስ ዉላድ

  • @H5ERI
    @H5ERI 4 ปีที่แล้ว +3

    🥰

  • @yonastesfamichael7649
    @yonastesfamichael7649 4 ปีที่แล้ว +1

    Nice film

  • @tuamzghi3177
    @tuamzghi3177 4 ปีที่แล้ว

    Ezi wedi kab kedem eye zedinko wedi abay jigoy ab naytimali

  • @ሓሞትሓርማዝ
    @ሓሞትሓርማዝ 4 ปีที่แล้ว

    ደታ ዓራት ባዕሉ ደቂስዋ

  • @abelkidane9489
    @abelkidane9489 4 ปีที่แล้ว

    Waww

  • @meleshadgu4819
    @meleshadgu4819 4 ปีที่แล้ว

    Ane zgermeni si Eri tv msAlem endaterakebus neti mengsti zeynekfwo azyu yehzneka

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 4 ปีที่แล้ว

    good job🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abebalegese4309
    @abebalegese4309 4 ปีที่แล้ว

    Ewey kabzi yemharne

  • @ኤሩ
    @ኤሩ 4 ปีที่แล้ว +3

    Film malet deki ere

  • @teebegebrehiwot2985
    @teebegebrehiwot2985 4 ปีที่แล้ว

    Dirset mitsihaf sile tikiel aytsahafin eyu

  • @eritreanbrightfuture2161
    @eritreanbrightfuture2161 4 ปีที่แล้ว

    እዚ ርኹስ ውላድ'ሲ ኣብኣ ኸሎ ኢሳያስ መጽነቲ ኢዩ ዝመስል ሳዲስት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናይ ህዝብና ቓንዛ ደስ ዝብሎ

  • @teebegebrehiwot2985
    @teebegebrehiwot2985 4 ปีที่แล้ว +1

    Entay EU ezy himaki timhirt

  • @erikidtube2330
    @erikidtube2330 4 ปีที่แล้ว +3

    th-cam.com/video/viJEdKC30gc/w-d-xo.html ተረዲኡኩም ኣሎ ምሽ እንታይ ከም ዝደለኹ በቃ ይቕናዕኩም

    • @HAREGU1
      @HAREGU1 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ🇪🇷❤️

  • @meksebhalefakulu9297
    @meksebhalefakulu9297 4 ปีที่แล้ว +1

    Hasewti hgdf beka hzbi mguhafn miktaln ember kalie dea entay kitfeltu?

    • @eriwedi7452
      @eriwedi7452 3 ปีที่แล้ว

      Wedi shurmuta...nekulo deka HGDF tblo... shurmuta agame

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 3 ปีที่แล้ว

      @@eriwedi7452 ተረዋኢ እንታዴካ ሓሲሙካ ፡ደጋል ሓንጎል።

    • @eriwedi7452
      @eriwedi7452 3 ปีที่แล้ว

      @@meksebhalefakulu9297 kumal agame..wedza shurmuta...men kem mukanka feletka alku...hesor agame

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 3 ปีที่แล้ว

      @@eriwedi7452 ትም በል ተሮጋቢ ዓሳ

    • @eriwedi7452
      @eriwedi7452 3 ปีที่แล้ว

      @@meksebhalefakulu9297 hahaha...ata entay kegbrokum ena

  • @saimonghe6019
    @saimonghe6019 4 ปีที่แล้ว

    Nay president esyas afowerki tarik EU ezi armen

  • @dallasfortworthtx5373
    @dallasfortworthtx5373 4 ปีที่แล้ว

    ደራሲን ጸሓፊ ፊልም እንታይ ዩ ፍልልዩ ባ ኣረዱኒ በጃኩም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ

    • @simon1908
      @simon1908 4 ปีที่แล้ว

      Xihafe ana eya derase kea nesu eyu

    • @fitsumtesgay1827
      @fitsumtesgay1827 4 ปีที่แล้ว

      ደራሲ ነቲ ጽሑፍ ዝጸሓፈ ነቲ ጽሑፍ ንፊልም ከምዝጥእም ጌሩ ዘመኣራርዬ ድማ ጸሓፊ ፊልም ይበሃል ሕጂ ንኣብነት እቲ ደራሲ ሓደ ብጣዕሚ ሀብታም ሰብዓይ አብ ከተማ ወይድማ አብ ሀገረሰብ ይነብር ነይሩ ዝብል ፊልም ንምስራሕ እቲ ፊልም ጸሓፊ ሀብታም አብ ከተማ ዝነብር እንታይ አይነት ጥሪት ከምዘለዎ አብ ፊልም ከምጸዖ ከሎ እቲ ኦዴንስ በቲ ዝገበረሉ ጥሪት መሰረት አበይ ከምዝኮነ የረድእ ማለት እዩ

  • @teebegebrehiwot2985
    @teebegebrehiwot2985 4 ปีที่แล้ว

    Halafinet zigodolo drama

  • @jo1103
    @jo1103 4 ปีที่แล้ว

    Isseias ke abo fthi iyu nieru dyu kibhal dehar kindey seb zbelie izi rkus ftret

  • @kesetegeresus3020
    @kesetegeresus3020 4 ปีที่แล้ว +4

    Diktatur essyas afwarki koynu ko tesmeuni ezi taklazgi 😂

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h 4 ปีที่แล้ว

      Beqa kulu NEGER ms issaias mtihahaz koynu
      Resiuuwo endo selam kitrekbu

    • @erilove3110
      @erilove3110 4 ปีที่แล้ว

      Nay bhki ezia nesaiase eia tasariha

  • @dallasfortworthtx5373
    @dallasfortworthtx5373 4 ปีที่แล้ว

    ኣማን ሓሚድ ባድሻ ክከውን ኔርዎ ወሃብባርባ

  • @benjaminsenafe8361
    @benjaminsenafe8361 4 ปีที่แล้ว +2

    ኢስያስ ከኣ ከመ ናይ ተክለዝጊ ታሪኽ ጽሒፉሉ Rip ኢስያስ ኣፈወርቂ።🙏🙏🙏

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 4 ปีที่แล้ว +1

      Teklezig Malet Isaias Afewerki Malet Eyu, kab qedemu kifiter kelo Rigum Eyu. Kemiza Drama Ni Eritreawan kab Niedom Eyu Segugiwom Bi Gezae Hagerom Nigelom yiqetilom Nigelom Yetsidifom.
      Abziewan Dima Bidihrey Saer Aytibqola Eyu Zibil Zelo

    • @gidemogos2503
      @gidemogos2503 4 ปีที่แล้ว +1

      ደቂ ማለሊት ኢዛ ቁማር ተብሊዕክን
      ይውረ ኣሎ ሓቂ ድዩ።
      ኢንታይ ትፈልጥዋ ንሓቂ ግዳ

    • @hermonogbamichael7726
      @hermonogbamichael7726 4 ปีที่แล้ว

      @@gidemogos2503 hahahahahahaha...

    • @JaklarJaklar-z1z
      @JaklarJaklar-z1z 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkk

  • @seareyihdego1608
    @seareyihdego1608 4 ปีที่แล้ว

    Fre kenferna ybarkelna tgbarna yexebqelna kab hmaq zanta yedhnena