ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
God bless you and your family thanks Sir Khalid abdu ❤❤❤
መርሓባ ኻልድ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ።
ክብረት ያሃብካ ኩቡር ሰብ
ሰላም ሰላም ክቡር ሓው ኻልድ ንፖለቲካዊ ትንታኔኻ ለዑል ክብሪ አለኒ
ካልድ ዓቢ መምህር👍✌
Tank you veri Mach kalid
ክቡር ሓው መም/ር ካልድ ዓብዱ ኣነ ኩሉ ግዜ በቲ እትህቦ ትንተና ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ። ፍሉይ ሞያ ጋዜጠኛ ኢኻ ናይ ብሓቂ ውሕሉል ኣገላልፃን ኣጠቓቅማ ቃላትካን ፍሉይ ብቅዓትካ እዩ ዘርኢ እሞ ቀፅለሉ ።
አነውን ለዑል ክብሪ አለኒ
Let the people of Tigrai figure out their differences.We have our problems and we should focus on them.
Well come Brother Kalid
The unskilled kid with the ball is a funny analogy. Had to rewatch that part again 😂
ኩቡር ሓዉና ኻልድ ዓብዲ ኣነ ቡዙሕ የኽብረካ ነይረ ወላ ሕጂ ዊን ክብረተይ ኣብቱኡ ከይኑ ጊን ኣብ ትግራይ ቡዙሕ ምጽጋዕካ ጽቡቅ ከይኑ አይተሰማዓንን ብዛዕባ ምቁዋመም ጹቡቅ ኢዩ ኣነ ዊነ ተቃዋመይ እየ ግን ትግራይ ኣብ እርትሪያ ምጽጋዕ ጨሪሱ ቁቡል ኣይኳን
Blkea
ሰላም ሓው ካልድ። ኣብ ቦታ ትግራይ ኮንካ እንታይ ክግበር ኣለዎ ተንኪፍካዮ ኣለኻ። ብሸነኽ ኤርትራ እንታይ ክግበር ኣለዎ ትብል?
አብ ትግራይ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ምስ ጥሙሕ አብይ ማዕረ ክንደይ ጽልዋ አለዎ ብግቡእ ዝተረዳእካዮ አይመስለንን
ይቕሬታ ! እዚ ትብሎ ዘለኻ ሕመቕ ኣታሓሳስባኻ እዩ ዝሕብር ። ቁሩብ እዚ ቃልሲ እንታይ ዓይነት ሜላ ከምዘድልዮ ዝዘንጋዕካ ትመስል ፡ ትግራይ እንተወሓደ ነብሶም ከድሕኑ ምናልባት ውን ከም ሃገር ክሓስቡ እንተኾኑ ከምቲ ቀደም ምስ ህዝባዊ ግንባር ሕጂ ውን ናብ ናይ 1991 ኣተሓሳስባን ጥምረት ቃልሲን ን ክልቲኦም ህዝቢ ከዐውቶም ግድን እዩ ፡ ኣብ ማእከል ሃገር"ሸዋ" ስልጣን እንተ ዓብዩ ን ኤርትራ ኣዝዩ ኣስጋኢ ኮይኑ ክነብር እዩ ስለዚ ኣብ ኣርባዕተ ከምዝምቀል ጌርካ ከተዳቕቖ ምእንቲ ኣብ ፋኖ ፡ ኦሮሞ፡ ትግራይ ፡ ካልኦትን ብማዕረ ክትመቕሎም ምእንቲ እዩ።
😂😂😂😂ተመሳሳይ ስሜት ነው ነው ያለን ማን ካጋም ተጠቅጦ እየቆስለ ይኖራል የጊዜ ጉዳይ ነው አንድ ቀን አለ ከናንተም ጋር
Power should remain in the hands of the elderly, wisdom is key
❤
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
ብጣዕሚ ንፉዕ
Thanks Kalid Abdu for you are warning us.Algers border dispute on the ground would it work for both?
ካልድ ሐውና አብ ብልጽግና ድአ አትዮምስ ከፋራርሑ እኾ ዘምሮም
Thanks memeher kalid
የቀንየልና ኻልድ ዓቢ ሰብ
የቐንየልና ኻልድ ኣዝዩ ዝተረደአካ ሰብ ስለዝኾንካ።
ሓው ኻልድ ትንታኔኻ ንህሉው ኩነታት ዞባናን ከምኡውን ንኸደምቲ ዲክታቶራትን ዓቕምን ርድኢትን ልቦናን እቶም የህዛብ ብዕምቖት ትህቦ ትንታነ አስተምህሮ ለበዋ ብልቢ ከይድነቕክዎ ክሓልፍ አይደልን ፣ እዚ ወርቃዊ ሰነድውንዮ እቶም እኽብካብ ዝፈረሱ አራእስ አይ ካብ ባጀላ አይ ካብ ባዴላ አይ ካብ ሕልና ንዝግዕርዎን ዝነብሕዎን ኪንዮኡ ዓቕሚ የብሎምን ብዝኾነ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
Kibur haw thank you for the real time analysis. Very excited
መዋእልካ ተኣፋፊ ክትብል ብዛዕባ ናይ ሰላም ተክእሎ ዘይትዛረብ
ኣቶ ካልድ ፡ ን ቃልሲ ተጋሩ ምስ ወደቑ ናብ ኑቡር ዝመልሶም መሪሕነት ቃልሲ ኤርትራ እዩ፡ በንጻሩ ምስ ተንስኡ ድማ ኣብ ጸግዒ ኣሜሪካ ከይፈተኻ ኮይኑ። ስለዚ ንዝወደቐ መንግስትን ቃልስን ህዝቢ ትግራይ መን ይርደኣዮ እዩ እቲ ሕቶ? ኣሜሪካ ይኹን ብልጽግና ምስ ዝወደቐ መንግስቲ ዝምድና ኣየገድሶምን 😮
ንፉዕ ተንታናይ እኻ ክብረት ይሓበልና
Thank you brother Kaled. Big Respect 💙💙
Dear Sir You said it right Always trying to explain with logic..Keep On
Thank you kald
ምስጋና የቅርብ 💙💙💙💙💙💙💙
Haye emo wedi afome seye ilkuome u kolfomna elkuime kikustrkuime u ksba hijui thanui aywxaluine zelo.
ኩሉ ዘረባኻ ንኤርትራን ትግራይን ህዝቢ ሞራል ዝሰብር ንዓበይን አምሓራን ዓቢይ ፍናን ዝህብ አዩ። ዓገብ።* ቀደም ኢለ ነይረ: * ኩሉ ሰብ ዘይተረደኦ: * ውግእ ዘይተርፍ አዩ አይትበል ንብሔረ ትግሪኛ ኣብ ጭንቂ ተእትዎ አሎኻ።ከነግረካ ። ትንታነ ውግእካ ዘይትግበር ኢዩ።ዓቢይ ይህድድ 'ዩ ዘሎ። ተዋጋኢ የብሉን። ትግራን ኣምሓራን ኣይሕግዙዎን።ኣብ ትግራይ ክኣቱ አምነት የብሉን (ፍርሒ ወያነ አሎዎ) ዝሃብካዮ ትንታነ ግን ንዓቢይ ሓያል ሞራል ኢዩ።ክእለት ዘረባኻ ይበል ግን ንህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ሞራል ኣይቱጸልምት።
💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅💙✅
Merhaba kaled 👍
Khalid you said right 👍
ኣብ ማህበራዊ ሚድያ ውስናት መናእሰይ ወሲድካ መንእሰይ ንውድብ ህወሓት ይነቅፍ እዩ ኢልካ ኣብ ደምዳም ምብፃሕ ፍፁም ጌጋ እዩ በይንኡ ጭቡጥ ዳሕሳስ ተመስሪትካ ኢኻ ኣብዚ ተራ ድምዳመ በፂሕካ መሊስካ ረአዮ
ርእይቶይ እንድዩ ጌጋ ክኸውን ይኽእል እዩ ምስ ግዝየ ኸኣ ክእረም ወይውን አስኻ መረዳእታኻ ይቅየር ይኸውን።
❤❤❤❤
ካልድ ናዓባ መን ድዩ ሃገር ኣሕሊፉ ሂቡ ብፍጹም ትጋገ ኣለኻ እስኪ መፍትሒ ተዛረብ
ትኽክል ኢኻ ካልድ ሓወይ ግን ኣሰና ቲቪ ብተዳጋጋሚ ዘናፍሶ ዞሎ ወረ መሕዘኒ እዩ ዘይ ተረጋገፀ ወረ ኣራጊብካ እተረኽቦ መኽሰብ ጉድኣቱ ዝዓቢ ምኻኑ ኣይተረዶኦይ ይመሰለኒ።
Good job
ንስካ ናይ ትግራይካ ዘይትገብር
ፍጹም ናይ ለንቅነ ትንታነኻ ኣብ መወዳእታ ንኣቢይ ጎይታይ በሉ እያ ትመስል ዘረባኻ ኩሉ ኤርትራውያንን ተጋሩን ንኣቢ ተገዝኡ እዩ ዘስምዕ
No no Abie emo new belo ane zebel zelekhu etom Pritoeria zefetsemu USA eye hazu zebel zelekhu
💙💙💙💙
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
💙💙💙🌹🌹🌹💙🌹💙🌹💙💙💙
🙏🙏🙏🙏🙏
Fsefa hulukes nahatika gebrey
ናሃትካ ዝብል ብምንታይ ቋንቋ እዩ?
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Egzabher neti wexe keletoum hezbi yerae
Kilil ms Hager kitrakeb aytkielin eya tbls tmali samaliland ms abiy mrkaba qnuee eu do tbl ayneberkan
❤❤❤
God bless you and your family thanks Sir Khalid abdu ❤❤❤
መርሓባ ኻልድ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ።
ክብረት ያሃብካ ኩቡር ሰብ
ሰላም ሰላም ክቡር ሓው ኻልድ ንፖለቲካዊ ትንታኔኻ ለዑል ክብሪ አለኒ
ካልድ ዓቢ መምህር👍✌
Tank you veri Mach kalid
ክቡር ሓው መም/ር ካልድ ዓብዱ ኣነ ኩሉ ግዜ በቲ እትህቦ ትንተና ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ። ፍሉይ ሞያ ጋዜጠኛ ኢኻ ናይ ብሓቂ ውሕሉል ኣገላልፃን ኣጠቓቅማ ቃላትካን ፍሉይ ብቅዓትካ እዩ ዘርኢ እሞ ቀፅለሉ ።
አነውን ለዑል ክብሪ አለኒ
Let the people of Tigrai figure out their differences.We have our problems and we should focus on them.
Well come Brother Kalid
The unskilled kid with the ball is a funny analogy. Had to rewatch that part again 😂
ኩቡር ሓዉና ኻልድ ዓብዲ ኣነ ቡዙሕ የኽብረካ ነይረ ወላ ሕጂ ዊን ክብረተይ ኣብቱኡ ከይኑ ጊን ኣብ ትግራይ ቡዙሕ ምጽጋዕካ ጽቡቅ ከይኑ አይተሰማዓንን ብዛዕባ ምቁዋመም ጹቡቅ ኢዩ ኣነ ዊነ ተቃዋመይ እየ ግን ትግራይ ኣብ እርትሪያ ምጽጋዕ ጨሪሱ ቁቡል ኣይኳን
Blkea
ሰላም ሓው ካልድ። ኣብ ቦታ ትግራይ ኮንካ እንታይ ክግበር ኣለዎ ተንኪፍካዮ ኣለኻ። ብሸነኽ ኤርትራ እንታይ ክግበር ኣለዎ ትብል?
አብ ትግራይ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት ምስ ጥሙሕ አብይ ማዕረ ክንደይ ጽልዋ አለዎ ብግቡእ ዝተረዳእካዮ አይመስለንን
ይቕሬታ ! እዚ ትብሎ ዘለኻ ሕመቕ ኣታሓሳስባኻ እዩ ዝሕብር ። ቁሩብ እዚ ቃልሲ እንታይ ዓይነት ሜላ ከምዘድልዮ ዝዘንጋዕካ ትመስል ፡ ትግራይ እንተወሓደ ነብሶም ከድሕኑ ምናልባት ውን ከም ሃገር ክሓስቡ እንተኾኑ ከምቲ ቀደም ምስ ህዝባዊ ግንባር ሕጂ ውን ናብ ናይ 1991 ኣተሓሳስባን ጥምረት ቃልሲን ን ክልቲኦም ህዝቢ ከዐውቶም ግድን እዩ ፡ ኣብ ማእከል ሃገር"ሸዋ" ስልጣን እንተ ዓብዩ ን ኤርትራ ኣዝዩ ኣስጋኢ ኮይኑ ክነብር እዩ ስለዚ ኣብ ኣርባዕተ ከምዝምቀል ጌርካ ከተዳቕቖ ምእንቲ ኣብ ፋኖ ፡ ኦሮሞ፡ ትግራይ ፡ ካልኦትን ብማዕረ ክትመቕሎም ምእንቲ እዩ።
😂😂😂😂ተመሳሳይ ስሜት ነው ነው ያለን ማን ካጋም ተጠቅጦ እየቆስለ ይኖራል የጊዜ ጉዳይ ነው አንድ ቀን አለ ከናንተም ጋር
Power should remain in the hands of the elderly, wisdom is key
❤
🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙
ብጣዕሚ ንፉዕ
Thanks Kalid Abdu for you are warning us.Algers border dispute on the ground would it work for both?
ካልድ ሐውና አብ ብልጽግና ድአ አትዮምስ ከፋራርሑ እኾ ዘምሮም
Thanks memeher kalid
የቀንየልና ኻልድ ዓቢ ሰብ
የቐንየልና ኻልድ ኣዝዩ ዝተረደአካ ሰብ ስለዝኾንካ።
ሓው ኻልድ ትንታኔኻ ንህሉው ኩነታት ዞባናን ከምኡውን ንኸደምቲ ዲክታቶራትን ዓቕምን ርድኢትን ልቦናን እቶም የህዛብ ብዕምቖት ትህቦ ትንታነ አስተምህሮ ለበዋ ብልቢ ከይድነቕክዎ ክሓልፍ አይደልን ፣ እዚ ወርቃዊ ሰነድውንዮ እቶም እኽብካብ ዝፈረሱ አራእስ አይ ካብ ባጀላ አይ ካብ ባዴላ አይ ካብ ሕልና ንዝግዕርዎን ዝነብሕዎን ኪንዮኡ ዓቕሚ የብሎምን ብዝኾነ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
Kibur haw thank you for the real time analysis. Very excited
መዋእልካ ተኣፋፊ ክትብል ብዛዕባ ናይ ሰላም ተክእሎ ዘይትዛረብ
ኣቶ ካልድ ፡ ን ቃልሲ ተጋሩ ምስ ወደቑ ናብ ኑቡር ዝመልሶም መሪሕነት ቃልሲ ኤርትራ እዩ፡ በንጻሩ ምስ ተንስኡ ድማ ኣብ ጸግዒ ኣሜሪካ ከይፈተኻ ኮይኑ። ስለዚ ንዝወደቐ መንግስትን ቃልስን ህዝቢ ትግራይ መን ይርደኣዮ እዩ እቲ ሕቶ? ኣሜሪካ ይኹን ብልጽግና ምስ ዝወደቐ መንግስቲ ዝምድና ኣየገድሶምን 😮
ንፉዕ ተንታናይ እኻ ክብረት ይሓበልና
Thank you brother Kaled. Big Respect 💙💙
Dear Sir
You said it right
Always trying to explain with logic..
Keep On
Thank you kald
ምስጋና የቅርብ 💙💙💙💙💙💙💙
Haye emo wedi afome seye ilkuome u kolfomna elkuime kikustrkuime u ksba hijui thanui aywxaluine zelo.
ኩሉ ዘረባኻ
ንኤርትራን ትግራይን ህዝቢ ሞራል ዝሰብር
ንዓበይን አምሓራን ዓቢይ ፍናን ዝህብ አዩ። ዓገብ።
* ቀደም ኢለ ነይረ:
* ኩሉ ሰብ ዘይተረደኦ:
* ውግእ ዘይተርፍ አዩ አይትበል
ንብሔረ ትግሪኛ ኣብ ጭንቂ ተእትዎ አሎኻ።
ከነግረካ ። ትንታነ ውግእካ ዘይትግበር ኢዩ።
ዓቢይ ይህድድ 'ዩ ዘሎ። ተዋጋኢ የብሉን። ትግራን ኣምሓራን ኣይሕግዙዎን።ኣብ ትግራይ ክኣቱ አምነት የብሉን (ፍርሒ ወያነ አሎዎ) ዝሃብካዮ ትንታነ ግን ንዓቢይ ሓያል ሞራል ኢዩ።
ክእለት ዘረባኻ ይበል
ግን ንህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ሞራል ኣይቱጸልምት።