ኣብ ርእሲ ሩአይ ስሙዕ ፀገም እናረአኻ ዝፍጠር ካሊእ ፀገም!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • ሃለቃ መሓሪ ገ/እግዚኣብሄር ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ቁሸት ስላሴ ሓረገዋይ ነባሪ ኮይኑ ከቢድ ኣካላዊ ፀገም ዘለዎ እዩ። ነዚ ከቢድ ኣካላዊ ፀገም ዘለዎ ኣዝማድ እቲ ከባቢ ኣተሓባቢሮም ንኽምርዖ ገይሮም ከም ሃገሩ 2 ቆልዑት ወሊዲ ዘሚዱ ኣሎ። ግን ድማ ብልመና ዝመሓደር ከቢድ ኢኮኖሚያዊ ፀገም ዘለዎ ገዛ ኮይኑ ሂወት ብድጋፍ ማሕበረሰብ እቲ ኸባቢ ዝምራሕ ሂወት ምዃኑ ክትርኢ ትጉሂ። ዝኸኣልናዮ እስቲ ንሓግዞም።

ความคิดเห็น • 93

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን
    @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን 4 ปีที่แล้ว +25

    ፈጣሪ ታይ ይስአኖ ምሕረት የውርደልካ ሃለቃ ሓወይ ብውላድካ ተሓጎስ ካሕሳ ይሃብካ ብዓልቲ ገዝኡ ተባረኪ መምህረይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @erisun1278
    @erisun1278 4 ปีที่แล้ว +29

    የሕዋት ጸገም ኣብ ኩላህና ዮ ግን ንተሓጋገዝ

    • @senaitgere7730
      @senaitgere7730 4 ปีที่แล้ว +1

      መ/ር ዕደምን ጥዕናን ይሃብካ

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 ปีที่แล้ว +14

    መምህርይ ኣባ ህዝቢ ሽሕ ዓመት ንበረልና ንሓውና ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይኣዝዘልካ ሓወይ

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙልየ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ ሃለቃ መሓሪ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ የውርደልካ ንድቅካን ክብርቲ ባዓልቲ ቤትካን ዕድሜን ጥዕናን ይሀቦም ፈጣሪ

  • @እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና
    @እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና 4 ปีที่แล้ว +26

    እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ ሙለረይ ምዓረይ
    ንዝ ዝሓመመ ሓውና ድማ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ
    ኣቱም እቲልግሱ ዘለኹም ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዘውፃእኽሞ 2ተ ዕፅፍ ይወሰኸልኹም ወገናተይ
    ንመምህር ሙሉ ሕዝኹም ኣይዞኹም ደቂ ዓደይ ምዓረይ ምስ እግዚአብሔር ኣምላክና
    መምህረይ ካብ 7ተ ትውልድኻ ክፉእ ኣይትርከብ ኣብ ዝኸድኻዮ ቦታ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ጥላ ከለላ ትኹንኻ።
    ንዞም ኣብ ሽግርን መከራን ዘለው ወገናትና ድማ መዋፅእ ይፍጠረሎም ፈጣር

  • @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
    @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 4 ปีที่แล้ว +7

    መ/ር ሙሉ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ብዉላድካ ተሓጎስ

  • @ሀይሚየመርሳዋ
    @ሀይሚየመርሳዋ 4 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ምህርቱን ይላክልልህ

  • @teamesium8163
    @teamesium8163 4 ปีที่แล้ว +4

    ክምዚ ጌርካ ጸገማት ጹጉማት ሰባት ክትሕብርን ምስ ሰባኣት ከተላሊ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ መምህር ቀጽሎ።

  • @x0suge
    @x0suge 4 ปีที่แล้ว +6

    እግዚኣብሄር ዓስቢ ኢድኩምን ድኻምኩምን ይሃብኩም።
    ምንባር ብዙሕ ዩ ኣብ ዓለም ። እግዚኣብሄር ብበረኸቱ ይብጻሕኩም ኩብራት ስድራ።

  • @ቋንቋዬነሽድንግልኤልሻዳይ
    @ቋንቋዬነሽድንግልኤልሻዳይ 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልካ ሃለቃ ሓወይ ካብዚ ዝሓሽ ህይወት ክትመርሕ እግዚአብሔር ይሓግዝካ ኣረጋሽ እዋይ እግዚአብሔር ይባርክን ክብረተይ ንደቅካ እዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብም ኩለኩም ህዝቢ ሓረገዋይ እግዚአብሔር ይባርኩም መምህር መሉ ዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @brhananatey2780
    @brhananatey2780 4 ปีที่แล้ว +4

    Eway ezia alem esias eski belu amlak mehretu yleakelkum 🇪🇷

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ9ጠ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ9ጠ 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ ዝሓወይ

  • @shashayhaftuwediderialbadr3928
    @shashayhaftuwediderialbadr3928 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ

  • @መቢጋልአፅቢ
    @መቢጋልአፅቢ 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ መግለፂ ሰኢነልካ 🌷🌷🌷🕊🕊🕊አስብካ ካብ አምላክ ርኮቦ 📿📿📿🙏🙏🙏 ደቂዓደይ ሽኮር እግዚአብሔር ይሓግዙኩም

  • @amenweldemariam8951
    @amenweldemariam8951 4 ปีที่แล้ว

    Enkae dehan mexaeka btaemi bhankewta eye zxbeyeka muluway ❤💙💙

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 ปีที่แล้ว +10

    መምህረይ ንበረሎም ልዋሃቢ ይሃቦ በዝወፀ ይተካኣልኩም ካብ ዝወፈርክምዎ ብሰላም ይምለሰኩም

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህረይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሃላቅ ማሓረ ሓወና እውን ምሕረት የወርድልካ ሓፍትና እውን ኣጁኺ

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ዳሕና መፃኻ መምህረይ ሰሰናዩ ንዓኻ ይኹን ክፍእ አይንካእኻ ንዓኻ ሒዝና ሰብ ብዙሓት ተስፍ ኢና ብዝዓበየ አብ ፀገምን ፀበባን ዘለው አሕዋትና ዓዶም ክምለሱ በጃኻቱም ድምፂ ንኹኖም አብ ጅዛን እስሪበት ብጢመት ክልተ ደቂ ዓድና ሞይቶም ትማሊ ዕለት ሸውዓተ ያ በጃኹም መንግስቲ ትግራይ ልካአሎ ተኾይኑ ልግበር ይግበር ድምፅናን ድምፂ አሕዋትናን ይሰማዕ

    • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
      @ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 ปีที่แล้ว

      ዝሓፍተይ እወ ጽቡቕ ኣለኺ ንሕና እውን ኣብ ስደት ኮይንና ብኽያት ኮይኑ ቀለብና እና ንቶም ኣሕዋትና መስግስተ ሰማያት የዋርሶም እቶምዘለዉ ኣሕዋትና እውን መዋጻጽእ ይፍጠረሎም ባዕሉ ፈጣሪ ዝያዳይ ኣይዞኪ እቲ ኩሉ ዘይስኣኖ እግዚአብሔር ይብጽሓዮም እምበር ንሕናስ ረብሪብና ኢና

    • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
      @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว

      @@ኤፍታህወለተሩፋኤል አሜን ዝሓፈተይ መዓረይ🙏🙏🙏🙏

  • @tsritigalltigray7777
    @tsritigalltigray7777 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርድ

  • @ጎዶልያስእግዚአብሔር-ጘ5ኸ
    @ጎዶልያስእግዚአብሔር-ጘ5ኸ 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣከልኩም ሃለቃ

  • @gantataewed4461
    @gantataewed4461 4 ปีที่แล้ว +10

    ሙሉየ አቦ ደካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሐወይ ምሕረት የውረድልካ ዝሓወይ

  • @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
    @ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 4 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መምህር ሙለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ
    ንሓዉና ምሕረት የዉርደሉ እግዚአብሔር አምላክ ንደቁ ብጥበቡ የዕብዮም

  • @menberebeyene4138
    @menberebeyene4138 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የየዉረደልካ መዓረይ

  • @destadesalegn1820
    @destadesalegn1820 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ መምህር ሙሉ ብጣዕሚ ነመስግነካ ክብሪ ይሃበልና

  • @hayatnagashi9583
    @hayatnagashi9583 4 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ምሕረቱ ይላክልህ

  • @ብርቱኳንገዛኢየድንግልማር
    @ብርቱኳንገዛኢየድንግልማር 4 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣቢሄር ይሓግዝኻ መምህረይ

  • @hh5249
    @hh5249 4 ปีที่แล้ว

    ውይ መሳኪን ሃየ ሓተይ ንሻባሸበሎም ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና በዛ ቃዕምና ከብድካ ይበልዑ መሳኪን 😢

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 ปีที่แล้ว +2

    መርሓባ መምህር ኢድመን ጥዕናን ይሃብካ በቲ ኩሉ ትገብሮ ዘልኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን

  • @ظبتبتيميوييخانيي
    @ظبتبتيميوييخانيي 4 ปีที่แล้ว +5

    አምላክ ምሕረት የዉረዲልካ ዛሐወይ

  • @Mebrahti_BeIay
    @Mebrahti_BeIay 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡረይ ነወሃብቲ ብዘዉፃእክምዎ ይተከአልኩም
    ንሓዉና እመ አምለክ ምስ ወዳ አብ ጎኑ ትኩን ምሕረተሰ የዉርደሉ😭

  • @samraselam1206
    @samraselam1206 4 ปีที่แล้ว +9

    God bless you Brother 🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️

  • @eyerus-mg9ui
    @eyerus-mg9ui 4 ปีที่แล้ว +1

    Mhret yewurdelu mearey

  • @mebrakmicheal7165
    @mebrakmicheal7165 4 ปีที่แล้ว

    Amlak mhret yewredekum

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ሰ3ቸ
    @እግዚአብሔርፍቅርነው-ሰ3ቸ 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ሕውይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 4 ปีที่แล้ว +1

    Emebirahani nikulukum edimen tienuni tahabikum.

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 4 ปีที่แล้ว +1

    eway ahwatey ajokum kelena kenhgzekum ena abzelena alina

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha109 4 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ይመስገን ልዚጥእናዝ ዘኻብካና

  • @sabiyahavg4985
    @sabiyahavg4985 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ መ,ርሙሉለ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @እግዚአብሔርእረኛየነ-ዸ5ቘ
    @እግዚአብሔርእረኛየነ-ዸ5ቘ 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብዳሓን መፀአኩም መምህር ሙሉ ሓወይ አግዛብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ንስድራ ድማ እግዛብሄር ምሕረት ይልኣክ

  • @بوبهمنصور
    @بوبهمنصور 4 ปีที่แล้ว +2

    መሕረተ ይወረደለ ዛሓወይ

  • @arsemagmedhin2863
    @arsemagmedhin2863 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃለቃዋይ ደሞ እቲ ኩሉ ዘይሳኣኖ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ

  • @fxhjhdtuy668
    @fxhjhdtuy668 4 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ
    መምህር ሙሉ ከዓ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ድካታት ኢካሞ

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว +4

    ሙሉየ ሓወይ ወዲ ዓደይ አንካዕ በስላም መፅአካለይ በሓቂ ናፍቆት መይት አፈፈፈ
    ወለደታትና አይዛኩም አብ ገንኩም አና

  • @gghuggju9234
    @gghuggju9234 4 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ያሓግዝኩም ኣሕዋት ኣብዚሑ ያሃብኩም መምህር ሙሉ ሓዉና ኣቦ ድካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ🙏

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ምሕረተ የውርደልካ ዝሓወይ
    እና አጀኩም እቲ የዋህ ዝህቢ ምሳኩም እዩ

  • @sofyaefrem8384
    @sofyaefrem8384 4 ปีที่แล้ว +1

    Mehert ywradelk ftari

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha109 4 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ይኻግዝኩም

  • @ሰኒትጓልተውህዶ
    @ሰኒትጓልተውህዶ 4 ปีที่แล้ว

    አምላኬ ምሕራት ይሰድድልኸ

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ማዓረይ መምህር ሙሉየይ እዉን ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣምላክ ንዋህብቲ እውን አብዚሑ ይሃብኩም ኣምላክ

  • @ይኣቢክብራለማርያምእምኩሉ
    @ይኣቢክብራለማርያምእምኩሉ 4 ปีที่แล้ว +5

    መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ምሕረት ይሃብካ ክቡር ሓው

  • @sdfghhjkl6905
    @sdfghhjkl6905 4 ปีที่แล้ว

    Agziabiher mhret yewrdelka hawey marey memhr mulu ama antay eile kgeltseka admen tianan yhabka fetari abo tsgumat

  • @fi7521
    @fi7521 4 ปีที่แล้ว

    ዲያቆን ሓወይ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ሙሉየይ ዕድመ ማትሳላ ይሃብካ

  • @miligaltigray527
    @miligaltigray527 4 ปีที่แล้ว

    Haleka hawey mhret yewrdelka fetari memhr mulu hawna edmen tenan yhabka kulu gze brhan ykun hadarka zhawey

  • @ተዋህዶንዘልኣለምትንበር
    @ተዋህዶንዘልኣለምትንበር 4 ปีที่แล้ว +23

    ዲስላይክ ዝገብሩ ግን ርእሶምዶ ገለ ይህልዎም ይኾን እህ

    • @queentsgab5117
      @queentsgab5117 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሕዋተይ ብዘይ ምፍላጦም እዬም ዝኮኑ ኣይትፍረዳሎም ኣነ ቀደም ብዘይ ምፍላጥ dislike ይገብሮ ነይረ

    • @tedrosberhane8771
      @tedrosberhane8771 4 ปีที่แล้ว

      Like kigabru eyom zekonu dislike kayfilatu zekonu aynefiradi aynexarife hadera yehiwat

    • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
      @ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሕዋተይ ኣሽካይ ንዙይ ንሙዚቃን ድራማን እካ like ይወሃብ ኣሎ ግን እቶም dislike ዝገብሩ ኣሕዋትና እውን ብዘይፍላጥ እዮም ዝኾኑ ወላ ኣነ ባዕለይ ከመይ እዩ like ከመይ እዩ dislike ኣይፈልጦን ነይረ ስለ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ድማ ከምዚ ኣብ comment እንታይ እዮም dislike ዝገብሩ ዘለዉ ይብሉ ኣነ እውን ስለ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ካብ like ኮነ dislike ይቁጠብ ነይረ ኣሕዋትና እውን ብጌጋ እዮም ዝኾኑ ኣሕዋተይ

  • @wedijohn6639
    @wedijohn6639 4 ปีที่แล้ว +1

    Eway hawey mihret yewridelika fetari

  • @amenweldemariam8951
    @amenweldemariam8951 4 ปีที่แล้ว

    Member mulu bbxbahu brhan yadlka👍👍👍

  • @kidanetekle4757
    @kidanetekle4757 4 ปีที่แล้ว +1

    Egziabihier amlak mhret yewrdelka

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የዉርደልካ

  • @ጓልገባርፃዕዳ
    @ጓልገባርፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว

    ኣይይይይይ እታ ምድሪ ክንደይ ጉድ እያ ሒዛ ዘላ መምህረይ እግዚአብሔር ይሓግዝካ

  • @tesfayaynidera1336
    @tesfayaynidera1336 4 ปีที่แล้ว +3

    ትጉህ ወዲ ህዝቢ መም/ህር ሙሉ

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @hadasshshay1107
    @hadasshshay1107 4 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrd hawey

  • @saymonghirmay8415
    @saymonghirmay8415 4 ปีที่แล้ว

    Fetari msakum ykun

  • @azeggebretsadik4502
    @azeggebretsadik4502 4 ปีที่แล้ว

    Ayee Ata amlak aboy Hagerna Selam geyrka ztechegeru redieka zhamemu mhirka ab chnket zelewu Kab chnket awutsieka sdet zelena sdetna ahtsirka ekbb a ila Selam anbrena eti natna hatyat gedifkas kemti chernetka ykrr belelna memhr mulye Edmen tenan yhabka fetari dngl Maryam msaka tkun

  • @rutaberhane6577
    @rutaberhane6577 4 ปีที่แล้ว

    Amlki meskumu yekun

  • @smtsmt1477
    @smtsmt1477 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ
    @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ 4 ปีที่แล้ว

    Fetari mulue mhred yewrdelkum nfetari zseano ayblun mo nmemhr mulu kea zelalem bdestan bhagosn yenbrka..ahwatey..kea..nhagz..bzelena..akmi

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 4 ปีที่แล้ว +2

    we should set up a common fund like a go fund me so he can help more people with the donation everywhere!!!

  • @jolyanna5404
    @jolyanna5404 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😢🙏🙏🙏

  • @amerjawar9329
    @amerjawar9329 4 ปีที่แล้ว

    😢😭

  • @دينو-ح7د
    @دينو-ح7د 4 ปีที่แล้ว

    💔😭😪

    • @dgtdrjh7326
      @dgtdrjh7326 4 ปีที่แล้ว

      ዕድመጥዕናንይሃብኩም

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ9ጠ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ9ጠ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ዲስላይክ ትገብሩ ሰባት አረ ነውሪ እዩ ቅሩብ ሕፈሩ እዙይስ እንታይ ኣለዎ ዲስላይክ ዘግብር ክንዲ ምሕጋዝ ድዩ 😥😥😥

    • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
      @ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 ปีที่แล้ว

      ብዘይ ፍላጥ እዮም ዝኾኑ እዞም ኣሕዋትና ዝሓወይ እምበር እዚ ድኣ like ኣይኮነን ካልእ ይግብኦ ኣሽካይ ዘይክፈሎ

  • @روانمحمد-ي4ق5ع
    @روانمحمد-ي4ق5ع 4 ปีที่แล้ว +1

    .ay echi alem
    Lndu.meda.
    Landu.duget
    Landu.mugnot
    Egzabiher mhretun ylaklach

  • @mironatsbha1742
    @mironatsbha1742 4 ปีที่แล้ว

    Tiktok kab etrieyus eziy subscribe endabelku view zeyttehababrwa kab amlak ekimu trekbwo aykfelon eyu bjakum libi neabiy

  • @rezeneteweldebrhan2582
    @rezeneteweldebrhan2582 4 ปีที่แล้ว

    Atum dislayk tgebru delekum bezia deyhalefe yelen azia xegem ms kulu seb eya neyra azi si dislay ybahal bejakum ndanagex seb kunu

  • @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ
    @ኢድኪተነኺስኪትግራይዓደይ 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😥😥