🔴ሓያል ሞጎተ እዚ መስ ኣቢ ምስራሕ እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ፣

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 67

  • @almazabraha8450
    @almazabraha8450 13 วันที่ผ่านมา +1

    Mahari hawuna jigna 💙💙💙💙

  • @mahartame9422
    @mahartame9422 13 วันที่ผ่านมา +1

    ንስካ ምስ ብልፅግና ክትሰርሕ ፃድቅ ተቃወምት ምስ ብልፅግና ክሰርሑ ሰይጣን

  • @Yenhal7
    @Yenhal7 10 วันที่ผ่านมา

    Mhari You are the man keep it up💙💙💙

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 13 วันที่ผ่านมา +2

    Fekarin hadamun argit sheabya 😅😅

  • @asmeromkidane2960
    @asmeromkidane2960 4 วันที่ผ่านมา +1

    Adgee ni Hamed.😂

  • @andomtesfay7046
    @andomtesfay7046 13 วันที่ผ่านมา +2

    Tay dea esyas ms abi kserh kelo hager mshat eyu zeybelkum ?

    • @HiyabOkubay
      @HiyabOkubay 9 วันที่ผ่านมา

      Ata kndey yeishuwu eyom,ata sami and wedy sahl tbehalu ember do ke yiridieom eyu, eseyas do ay konen ms abi weginu nhzby eritrean tigray zetfieuwo,,kndey mexexex yiblu eyom,,,,eske bejakum tehabiru waa lebamat degefty

  • @Memepere-yk9un
    @Memepere-yk9un 14 วันที่ผ่านมา

    ገዘ ኣሎዋ ንኹሉ ክንራኸብ እና ባዕል እዚይ ሓሳዉ እዚይ ናይ ኩሉ ጸርፉ ትጻረፋዎ ዘለኩም ነቶም ኣባታትና ዝተሰዉኡላ ሃገረ ንኩሉ ዕቅሊይ ጥራይ እንቱም ገፈጥት

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp 11 วันที่ผ่านมา

    ኣባይና ሑሱር መጋቤርያ ባራዩ ዩኩን

  • @regatgiegziabiher7197
    @regatgiegziabiher7197 13 วันที่ผ่านมา

    Wow wow I’m so proud of you, excellent 453

  • @sababerhane9569
    @sababerhane9569 9 วันที่ผ่านมา

    Afra n'afra hseweti

  • @senaitandemariam8643
    @senaitandemariam8643 14 วันที่ผ่านมา +1

    Brgedey nkdmit 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @emunman
    @emunman 14 วันที่ผ่านมา +1

    Ata ezi shiyat kulit hasawi hgdf zilakuwo eu. Resah bekay.

  • @ayabeya1453
    @ayabeya1453 14 วันที่ผ่านมา +2

    Dagohaf ekum

  • @filmonmeselegebre3736
    @filmonmeselegebre3736 14 วันที่ผ่านมา

    ኤሪትራዊ እየ ,ሑቡን ኤሪትራዊ እየ ዝብል መብዛሕትኡ ብዝገበርክዎ ትዕዝብትን መፅናዕትን ኣዚዩ ሓሳዊ እዩ ብፍላይ ኣብ ታርክ ክሕደት ቀዳማይ ቁፅሪ ጠላም ከዳዕ እዩ ፡

  • @fioribetusemerw257
    @fioribetusemerw257 2 วันที่ผ่านมา

    Sami jegna mkuh Eritreawi

  • @wahs1235
    @wahs1235 14 วันที่ผ่านมา +2

    ዞም በራዩስ ክሳብ ክንደይ ጉሓፋት ወይ ሓሳብ ዘይብሎም ምዃኖም፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኣንጻሮም ወይ ክምልሱዎ ዘይክእሉ ዝዛረብ ሰብ 10 ጊዜ ይኾልፍዎ።

    • @MogosTesfay-po8vn
      @MogosTesfay-po8vn 14 วันที่ผ่านมา

      ማዕረ ክንደይ ዶንቆሮ ሙካንካ ኢካ ትዛረብ ዘለካ እምበርከስ ንስድራካ ትጸርፍ ከምዘልካ ዘይምፍላጥካ

  • @ዛንታና
    @ዛንታና 14 วันที่ผ่านมา +2

    ራዕዲ ፈጢርሎም ህግደፍ😂

  • @dawitasgodom2585
    @dawitasgodom2585 13 วันที่ผ่านมา

    መነዲካ ከእትወካ ወዲታ ከልቢ ።ብሂወት ኢና ንደልየካ ከዳሚ

  • @binast6795
    @binast6795 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዓሻ

  • @regatgiegziabiher7197
    @regatgiegziabiher7197 14 วันที่ผ่านมา

    Thomas’s you are so smart

  • @astregatesh4310
    @astregatesh4310 14 วันที่ผ่านมา

    Mike ምቅዋም ዘሎ እዩ ግን እዛኦሞ ሀገሪ ዝኪሕዱ እዩሞ በዚኦሞ ስላም ከምፂኡ አይኮኑን

  • @ግዜዓያሹ
    @ግዜዓያሹ 14 วันที่ผ่านมา +2

    🎉✅💙💙💙💙🌿🌿🐅🐅

  • @emunman
    @emunman 14 วันที่ผ่านมา +1

    Ezi sheyat kulit hasawi luek hgdf new belwo. N wedi werqu hgdf b bael ezi geyru eu aqtilwo.

  • @MehariFseha-f9m
    @MehariFseha-f9m 14 วันที่ผ่านมา +1

    ግደፎም ሓንቲግዜእሞ ተኣኻኺቦም ይፈትንዋ:ተነጊሮም አይንሰምዕን እንተሎም ግን:ናይ ግድ እታ መራር በትሪ ናይ ወለዶምን ዋርሳይ ኣሕዋቶምን ምስጠዓምዋ:ግደፍ ኣብ ግንባር አብ ሚድያ ኣይክርኣዩን ኢዮም።ወሸለ ግን ነቶም ዘዕገርግሩ ዘለው ቅለጥፍ ኢሎም እንተዝጅሙሩዋ ሞ ጥዕይዝበለ መምሃሪ ክረኽቡ ኢዮም።

  • @regatgiegziabiher7197
    @regatgiegziabiher7197 14 วันที่ผ่านมา

    104 well done💙💙

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 13 วันที่ผ่านมา

    Aye sami samba 😢😢😢😢😢

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 14 วันที่ผ่านมา +1

    At biray hger dea hgs fers indys zela

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 14 วันที่ผ่านมา

    ናይዞም ፍትሓዊ ኣቦ ፕሮፋይል ባፍልጦ ከምዝገበርካዮ ተመስክር ብዘረባኻ🌿💙🌿💙🌿💙ተቐልዩ ዚ ኣዱ ተኽለሃይማኖት ዝባሃል ህዝቢ ኤርትትራ ከምዘይ ኣምሃሮ ውዕለቱ ክመልሰሉ ዘይደሊ

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 14 วันที่ผ่านมา

    አስኪ ነዛ ጻዕዳ ዘረባ ሰብ ኮይኑ ዝምልስ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @tigistgardrinier1418
    @tigistgardrinier1418 12 วันที่ผ่านมา +1

    ኢትዮጵያውያን ከእግዚአብሔር ጋር ያሸንፋሉ ,ነገር ግን ይህ ሰው ሰለ ኢትዮጵያ ክፋ የሚያወራው ክፋ ሙዋርተኛ የኢሳያሰ ተላላኪ .

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp 11 วันที่ผ่านมา

    ኣይታሓሱ ኣንታ ረሳሕ ባርያ ነቶም ንመዋእሎም ተደፍኖም ዘለዉ ብሰንክካን ከምዝ ከማካን ጠላማትንዩ

  • @ShishaynegesTesfamicael
    @ShishaynegesTesfamicael 14 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ጀብሃ ከኣ ቂምታ ቅድሚ ህዝቦም ዮም ዝሰርዕዎ

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 14 วันที่ผ่านมา +2

    Kulu gizie Birged N hAmedu Jigna 🦁🦁🦁 Anbesa U 💙💙🙏💙💙

  • @tesfuniguse1337
    @tesfuniguse1337 14 วันที่ผ่านมา +1

    N Eritrea zitnkif weyl'u.

  • @wahs1235
    @wahs1235 14 วันที่ผ่านมา +1

    ኣንታ ዚ ዓምላጒ ሳሚስ ከመይ ዩ ዝብል ሓርኢ። ጠቕላሉ ባ የብሉን።

  • @tesfuberhane6605
    @tesfuberhane6605 14 วันที่ผ่านมา

    ስእሊ ግበር

  • @AhmedIsmael-ph7kb
    @AhmedIsmael-ph7kb 10 วันที่ผ่านมา

    Wdi sahil ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ‏‪ ‏‪❤❤❤❤❤❤jgna

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 13 วันที่ผ่านมา

    SAMI LEWTI AYDELN AYE TBL AB HAGERKA KONKA DA ZEYTFKR ANTA ANGAL

  • @AlmAlmop
    @AlmAlmop 14 วันที่ผ่านมา +1

    Kkkkkkkkkkkkk

  • @tesfuberhane6605
    @tesfuberhane6605 14 วันที่ผ่านมา +1

    ኩሉኹም ንስኹም ኢኩም ከዳዓት ሂጂ ኣይኮነን ኮለል

  • @hagosambaye
    @hagosambaye 13 วันที่ผ่านมา

    ለኽባጥ ሐሳዊ ህግደፍ ሻዕብያ ሞይቱ እዩ ክትፈልጥ

  • @tsehayeYetbarek
    @tsehayeYetbarek 13 วันที่ผ่านมา

    ANTAY AYU QALSI MALET

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 14 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ልቡ ነዲዱ ዘሎ ኤርትራዊኸ ዘይትነግረሉ ክንደይትሓስም ሰላም ከምዘሎ ገርካ ትዛረበሉ ክትጭክን ኩሉ ገዲፍካስ ናፍቖት ደቁ ኣንዲድዎ ኣሎ ኣይተሽካዕልለሉ ዘይትነብርዳኣ ምስኡ ካብ ኣቦኻን ኣደኻን ዝቐርብ ኣብዚ ስደት ኣለካ

  • @OmerSeid-o6p
    @OmerSeid-o6p 14 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🤙🆗

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 14 วันที่ผ่านมา

    ኢሳያስ ኣፎርቅ ከ ምስ ኣቢ ካሓብር ኮሎ ኢንታይ ማለት ኢዩ!!!?

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 14 วันที่ผ่านมา

    አንታይ ኮንኩም አኹም ባሕሪ ሪአዎ ዘይፈልጥ ባሕሪ ኣለኒ አንዳበለ አንዳተሰደደ ክነብር ደሊኹሞ አንዳነበረሉ ንአትዮጵያ ክትጥቀመሉ ከምዝጥዕም ገሩ አዩ ፈጢርዎ አቲ ባሕሪ ሕጊ ተፈጥሮውን ይዛረብዩ ምንባር ኣብ ዓድና ኢዩ ዘድልየና

  • @tesfuberhane6605
    @tesfuberhane6605 14 วันที่ผ่านมา +1

    ፈሽኻላት

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 13 วันที่ผ่านมา

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣aye Erireawyan just like amahray when is Erireawyan fight hailselasi ??

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 13 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰባት እዚ መንእሰይ እኮ ዓቅሉ እዩ ጸቢብዎ ኣክንዲ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምንግስቲ ዓገብ ምባልሲ ነዚ ዝወርድ ዘሎ ምፍርራሕ ፡ሻዕብያ እኮ ንኢትዮፕያ ዝሳዓረ ነዚ መንእሰይ ሒዙ እዩ ፡ባዕሉ እቲ መንእሰይ ካኣ ክዋጎኦ ይወርድ ኣሎ ንምታይ መሪርዎ

  • @ayabeya1453
    @ayabeya1453 14 วันที่ผ่านมา +1

    Getska kfeto

  • @misghinakidane6375
    @misghinakidane6375 10 วันที่ผ่านมา

    Kkkkk

  • @ArontedAki-v5v
    @ArontedAki-v5v 14 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂 aye HGDF nesom mes Amharay oromo fano kerakebu temam eyu , Berged ne hamedu kea mes amharay mes Tigraway kerakeb kolo haram, aye HGDF... resi kemzaybelu bezi discussion eka tefelto...bejeka Berged Nihamedu nezi shefta regime adihalo zefeleto yelen... aytesenakelewo.. etom beselam tebelu please beselam lemenewo..ember shifta adihalo beselam tleminu 30amet teleminu akshtena aseru abotat seweatna ketelu aseru heji entay eyu ezi discussion.. do contribute what you can but don't sell the HGDF regime propaganda as if they are the only owning this country...Eritrea is not HGDF and Army belongings, it is a country for 4Million.

  • @FilmonEstif-u7j
    @FilmonEstif-u7j 13 วันที่ผ่านมา

    ሳሚ ኣታ ጋሃፍ

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 13 วันที่ผ่านมา

    Samiel asa denqoro

  • @ግዜዓያሹ
    @ግዜዓያሹ 14 วันที่ผ่านมา +2

    ሳሚ ለኮባጥ ለክባጥ

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 14 วันที่ผ่านมา

    Sami resah kelbi🐕 isayas Afowerki ,lekbat hasawe medenagere lekmast.

  • @habtegebrielkidane7372
    @habtegebrielkidane7372 14 วันที่ผ่านมา

    ገለኩምስ ብልመና ቅያር ትጽበዩ ዘልኩም ናይ ህግደፍ ኣታሃሳስባ ዘለኩም ኢኩም ደለይቲ ፍትሂ ስም ተሰኩምኩም ኣጀንዳ ህግደፍ ኢዩ ።

  • @habtegebrielkidane7372
    @habtegebrielkidane7372 14 วันที่ผ่านมา

    ገለኩምስ ብልመና ቅያር ትጽበዩ ዘልኩም ናይ ህግደፍ ኣታሃሳስባ ዘለኩም ኢኩም ደለይቲ ፍትሂ ስም ተሰኩምኩም ኣጀንዳ ህግደፍ ኢዩ ።