2ይ ክፋል "ንዳዕሮ ኣክሱም ብኸመይ ተኺሎማ" ፃንሒት ምስ ሃለቃ ጊደይ ኣሰናዳኢ መጋቤ ጥበባት ይብራህ Aksum Orthodox Tewahdo Tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 24

  • @gessesegebreslassie7703
    @gessesegebreslassie7703 21 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ደስ ልብል መሃራይ ታሪክ…ኣምላኽ ንኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 20 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ልብል መሃራይ ታሪክ ኣምላኽ ንኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🙏🙏🙏❤❤❤

  • @tsigetefera7656
    @tsigetefera7656 21 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን የሀቦም ጎይታሀልቃ ምኽሪወላዲ ጥዑም ኹቡር ማአዲ ተመስገን ብጣሚ ደስዝብል ንበሩልና 🙏💕💕🙏💕🙏

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 20 วันที่ผ่านมา +1

    መጋቤ ጥበብ ይብራህ የቅንየልና ነያይ ግደይ ገ/ስማያት ሓለቃ ዕድመን ጥዕናን ንኺሕቦ ፈጣሪ ናይ ዘውትር ፀሎተይ ጥበብ ይብራህ ብዛዓባ ኣቦና ኣቦይ ግደይ ክገልፆ ዝኽእል ህዝብ ናዕድየር ህዝብ ዓድዋ እዮ የዋህ ለጋስ ኣቦ እዮም ❤❤❤

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 21 วันที่ผ่านมา +2

    God help tigray.

  • @LemlemYohannes-e3k
    @LemlemYohannes-e3k 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኖዉሀ እድመ ይሀብ

  • @TesfayNegash-vr8jm
    @TesfayNegash-vr8jm 15 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ማሃራይ ታሪክ እዩ ስለዚንኣቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ።

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 20 วันที่ผ่านมา +2

    አቦና መርገም ዶ ይህልወና ሰልጣን ዘሴጥኖም የሕዝን ከመይ ይርሳዕ መላምል ምርአዬም ዘፍርሕ ተሰዎኦም ደም ከይዊሕጦም ዘይፈርሑ😢😢😢😢😢😢😢

  • @HaileWerede
    @HaileWerede 21 วันที่ผ่านมา +1

    ጥዕና የሃበልና መልኣከ ጥበባት
    ኩሉ ትገብርዎ ስራሕ እንዳኣመስገንጉ
    ባዕባ ኣቦይ ሃለቃ ግደይ ክዛረብ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ኣቦ ሓቀኛ ስብ
    ግን ኑኡሽተይ ቅሬታ ክባኹም ኣላትኒ ነቲዝነበሮም ታሪኽ ከተፈጽምዎም ኣይከልኹምን ነቲ ንስኹም ትደልይዎ ክዛረቡ ኢኹም ትደፋፍእዎም ኔርኩም
    በጃኹም ካልእ መዓልቲ ኣምጺእኩም ኣዛርብዎም
    ሃይለሚካኤል ሃይለ ጀርመን።

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 20 วันที่ผ่านมา +1

    አቦና ቃለ ሂወት የሰምዓልና ፀዋር ፃዕራምን

  • @gebremeskelberhe9985
    @gebremeskelberhe9985 21 วันที่ผ่านมา +1

    ፍፁም ሓቀኛ ሰብ በይዛኻቱም አድረሸኦም ለአኹለይ

  • @FouziaFozi-s3g
    @FouziaFozi-s3g 19 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏

  • @hwjshu3727
    @hwjshu3727 21 วันที่ผ่านมา +1

    🤲🤲🙏🙏🙏🙏💐💐💐

  • @sentayobelay9805
    @sentayobelay9805 21 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍🙏🙏🙏

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 21 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣማኒኤልመንግስቱ
    @ኣማኒኤልመንግስቱ 21 วันที่ผ่านมา +3

    አሜን 🙏🙏🙏

  • @አዝመራራያወለላራያወለላ
    @አዝመራራያወለላራያወለላ 21 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @gebremeskelberhe9985
    @gebremeskelberhe9985 21 วันที่ผ่านมา +1

    ትኽክለኛ መተሓሳሰቢ ምኩላፍ እኒሆ ፣

  • @MdMd-q1u
    @MdMd-q1u 21 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @gebremeskelberhe9985
    @gebremeskelberhe9985 21 วันที่ผ่านมา +1

    ዝገርም ምዙ ሰብ እዙይ በሓንሳብ ኢና ነይርና ናተይ ታሪክ ካብናቱ ፍሊይ ይብል እንተንራኸብ ብዙሕ መውጋዕና ፣ይገርም ፣

  • @BeyeneHaile-c4i
    @BeyeneHaile-c4i 20 วันที่ผ่านมา +1

    ፁቡቅ ታሪክ እዩ! ይገርም እዩ!
    ግን እታ ዳዕሮስ : እታ ዳዕሮ ዔላ ድያስ ዳዕሮ ፒይሳ? እንተዝፈልይዋ ፁቡቅ ነይሩ!😊

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 20 วันที่ผ่านมา +1

    Azarbom eba kolifa