🛑 2ተ ጎብለላት ተጋሩ ቢልየነራት ብሃፍቲ መን ይብልፅ / ዘለዎም ናይ ሃፍቲ መጠን ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 76

  • @H.mariyamTesfay
    @H.mariyamTesfay หลายเดือนก่อน +5

    ደ/ር ዘርኡ ባሐቂ ፁሩይ ትግራዋይ እይ ፈትዊ ዐዱን ህዝብን ዕድመን ጥዕናን ንዐካ ብፈጣሪ ሽም

  • @haileberhe3176
    @haileberhe3176 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳን ናህና ኮንካ ደስ ኢሉኒ ፀላእትኻ ዓይኖም ይደፈን ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ

  • @freg-lt5ge
    @freg-lt5ge หลายเดือนก่อน +1

    ዘሩኡ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @haftomberihu-t8n
    @haftomberihu-t8n หลายเดือนก่อน +1

    ዶ/ር ዘርኡ ክብሪ ዝግበኦ ኣቦ ድኻታት በዓል ሃፍቲ እዩ

  • @RodasKahsay-n9q
    @RodasKahsay-n9q หลายเดือนก่อน +1

    መን ይበልፅማ ዝተመየ ዘእንገለ ዝፀምኣ ዘርወየ ዝኣረቀ ዝከደነ ዝሃመመ ዝህከመ ደካማ ትግራውይ ዝረድኣ ዝተኣስር ዝተየቀ ንድኩሙንንዝተሽገረ ኣብጎኑ ደው ዝበለ ብኣብዪ ነታ ብኪናት ዝኣነወት ኣብጎና ደውሉ ኣብምህናፅ ዝርከብ ንሱእዩ እትብሉፅ ትግራዋይይይይይ ትግራይ በኣካ ትኮርእ:;

  • @HayetVision
    @HayetVision  หลายเดือนก่อน

    ላይክ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ❤❤❤

    • @HaleMan-b5d
      @HaleMan-b5d หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 หลายเดือนก่อน +1

      ጥሙዝሓት ሃብቲ ናይ ውልቀ ሰባት ክትቆጽሩ ሕዝቢ ትግራይ ድካ ዝገበሩ ተሓጊዘ እንበር ክሕግዜ ከይትቡሉ ካብ ሕዝቢ ሰሪቆም ዘምጽእዎ ከተተዓባቢሎም ክትነብሩ ኢኩም ለመንቲ። ሃብታም ትግራይ እንበር ሃብታም ትግራዋይ ንህዝቢ ትግርይ ኣይንታዩን እዩ።

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @TebaitebaiTebai
    @TebaitebaiTebai 26 วันที่ผ่านมา

    Wowwww deki tigray❤❤❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd หลายเดือนก่อน +1

    ዘርኡ👌❤❤

  • @AbelZeru-zo4sc
    @AbelZeru-zo4sc หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @BerihuGher
    @BerihuGher หลายเดือนก่อน +2

    Zeru❤❤❤❤

  • @Habash-m8k
    @Habash-m8k 17 วันที่ผ่านมา

    ዘረኡ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb หลายเดือนก่อน +2

    Megabi aelaf Zereu Gebrelibanos abo tsegumat Fetari yebareka bezuh hagez hagezka eka mearey edmen teenan yehabeka🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @HaleMan-b5d
    @HaleMan-b5d หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @fissehagebremedhin4438
    @fissehagebremedhin4438 หลายเดือนก่อน +1

    ንዓይ ዘርኡ እቱሓደ ግን መብራህቲ ኣብ ውሽጢ ገንኢ እዩ

  • @gideytmichael7717
    @gideytmichael7717 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ዳውት እኮ ልቦይኑ እዩ ንብላዕ አይብሊ
    ኻልዓይ አቦዮ ስብሓት እና ፈትለ ወርቅ ለቐበልዎ ሓፍቲ እዩ
    ምስ ዘርኡ ወይተዋዳድሮ

  • @FitweHaftay
    @FitweHaftay หลายเดือนก่อน +1

    ዘርኡ

  • @Gtsadik-r8c
    @Gtsadik-r8c หลายเดือนก่อน +1

    መን ይበልፅ ካብ ምባል ንፅጉማት ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማታት ይኹን ገጠራት መሰረተ ልምዓት ስእነት ስራሕ ኣብ ምቅላል ልምዓት ኣብ ምስፍፋሕ ዝዋሳእ እዪ ነዓይ እቲ ዝበልፅ

  • @RahelGebrehwet
    @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ዳሓን መፅካ ሃይት ናይ ሃየት ተክታተልቲ ሓሞኩም ኢዶ ሳብሰክራይብ ግብሩለይ አይክፎለይ ዋ❤

    • @segarapp
      @segarapp หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ መልስለይ

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet หลายเดือนก่อน +1

      @@segarapp አብ ገዛይ ኮሞንት ግደፈለይ ክምልስ እየ

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      @RahelGebrehwet ❤❤❤

  • @freg-lt5ge
    @freg-lt5ge หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @Teame-l1x
    @Teame-l1x หลายเดือนก่อน +1

    ዘርኡእንበርዳዊትናይትእምትገንዘብኢስሪቁሓፍትውንስሪቃትህቦትኽውን😂

  • @DhacSoahvኣ
    @DhacSoahvኣ หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ስርቅ ሃፈት

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ዝበለጸ በዓል ሃፍቲ? ንህዝቡ እቲ ዝበለጸ ዝገብር: ዘማዕብል:ካብ ሓደጋ ዝከላኸል እዩ::

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @starSeyfe-fo4ke
    @starSeyfe-fo4ke หลายเดือนก่อน +1

    ሁላቹ❤❤

  • @fisshadesta
    @fisshadesta หลายเดือนก่อน +1

    ክልቲኦም ጎሓላሉ

  • @WediMemher
    @WediMemher หลายเดือนก่อน +1

    ንዓይ ዘርኡን ዳዊትን ማዕረ እየ ዘኽብሮም። ኣነ ወዲ ዓጋመ እየ። ኮይኑ ግን ብዙሓት ንዳዊት ዘፀለሙ ሰባት ከም ዘለው ፈሊጠ ኣለኹ። ኣብዝ ቀረባ ግዜ ዝፈለጥኩዎ ቀደም ኣስተባሂለሉ ዘይፈልጥ ጉዳይ ኣሎ። ኣብ ትግራይ ሓያለ ፅልኢት ዓድዋ ኣሎ። ምሁር ፕሮፌሰር ይኹን ሃፍታም ነጋዳይ፣ ዶክተር ይኹን lawyer፣ ስፓርተኛ ይኹን ሙዚቀኛ ወዲ ዓድዋ እንተኾይኑ ፍጥር ኣቢሎም ይልጥፉሉ። ዳዊት ገረዝግሄርውን ወዲ ዓድዋ ብምዃኑ ጥራሕ ብዙሕ ፀለመ ይግበረሉ እዩ። ዳዊት ኣብ ትግራይ ስራሕ ኣይፈጠረን ይብሉ። ዳዊት መቦቀል ሃፍቱ ኢትዮጵያ ወይ ትግራይ ኣይከነን። ዱባይ እዩ። ስለዙይ ከም ነጋዳይ ትርፊ ኣብ ዝረኽበሉ ዝፈልጦ ዝለመዶ ዓዱ ዱባይ እምበር ግድን ትግራይ ክበሃል የብሉን። ኮይኑ ግን ዳዊት ንትግራይ ኣብ ትግራይ ዝነብሩ ነጋዶ ዘይገበረዎ ጌሩ እዩ። ኣነ ዝፈልጦ ኳስ ብዙሕ እዩ። ካብ ዝፈልጦ ንምጥቃስ ንመናእሰይ ትግራይ መበረታትዒ ኣርቲስታትን ፀሓፍትን ተመራመርትን 20 ሚልዮን ቅርሺ ሂቡ እዩ። ወራር ቅድሚ ምጅማሩ ሃውልቲ ሓፀይ ዮሃንስ ክሰርሕ ጀሚሩ ኔሩ። መንገዲ ኣየር ትግራይ ንምጅማርውን ንእሽቶ ኣይሮፕላን ገዚኡ ኣእቲዩ ብኣቢይ ተወሪሱ እዩ። ግን ወዲ ዓድዋ ስለ ዝኾነ ኣይዝረበሉን። እኳ ድኣስ ሓው መንጆሪኖ ስለ ዝኾነ ተጠቃሚ ኮይኑ እናበሉ የፀለምዎ።

  • @tesfa20052
    @tesfa20052 หลายเดือนก่อน

    ብበዝሒ መን ይበልፅ ለይኮነስ ካብ ዘላቶ ንድኻ ዘካፈለ እዩ ናዓይ ብሉፀይ።

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @mekerethabeshawi
    @mekerethabeshawi หลายเดือนก่อน +1

    አነ ዘይልዓልካኒ😂

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂😂

  • @nigushindeya
    @nigushindeya หลายเดือนก่อน +1

    ሓዉ መንጀርኖ ዳዊት 😂😂😂😂😂ሰርቕዎ እዩ

  • @atsbhahagos6586
    @atsbhahagos6586 หลายเดือนก่อน +1

    ሐሰውቲ ዳዊት እኮ ናብ ምግዳል ከይዱ እዩ ግን ንስኻ ኪድ ሰሪሕካ ወለድኻ ጠብር ተባሂሉ እዮ

  • @Fredelina-v5q
    @Fredelina-v5q หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @HalefomGwahd21
    @HalefomGwahd21 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤