ዝሓመቀ ኣማኒ ማዕረ ዳዊት’ዩ. .KINGDOM OF GOD PART 54

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 41

  • @Jesusfirstlove777
    @Jesusfirstlove777 ปีที่แล้ว +1

    Tebarek bereketkna eka daddyRomans 13 (ትግ) - ሮሜ
    1: ብኣምላኽ ዘይኰነስ ስልጣን የልቦን፡ እቶም ዘለዉ ስልጣናት ከኣ ብኣምላኽ እተሰርዑ እዮም እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ስልጣን ዘለዎ ይገዝኣዮ።
    2: ስለዚ ኸኣ ነቲ ብዓል ስልጣን ዚቃወም ነቲ ስርዓት ኣምላኽ እዩ ዚቃወሞ። እቶም ዚቃወምዎ ድማ፡ ባዕላቶም ፍርዲ ኪቕበሉ እዮም።❤❤❤❤❤

  • @rehoboth1515
    @rehoboth1515 11 วันที่ผ่านมา

    Ata ane nezi prophet yemane enber betemi kefetwo jemera jegna kendey dese yebel eti tebatu❤❤❤

  • @tsegaberhe3884
    @tsegaberhe3884 ปีที่แล้ว +1

    God bless you more❤❤❤❤❤❤❤

  • @zebibghirmay6445
    @zebibghirmay6445 ปีที่แล้ว +3

    Daddey blux 🥰🥰🥰👏👏👏 andarakwa amnetey tabi ala bezi natka tmhrti !!! Love you so much.
    Abey amo Daddey, 1000000 gzie like kgebr tezkal mgberku niere 😀😀

  • @lovelead7692
    @lovelead7692 ปีที่แล้ว

    What a grace. The Lord, by His mercy looked down on our agony and freed us from eternal devastation.

  • @haregutseggai4916
    @haregutseggai4916 ปีที่แล้ว +5

    Amen Amen Amen 🙏 🙌
    Thank you Jesus 🌷 🙏
    Prophet Yemane neska berketna ika Amlake yebareka.

  • @helenkiflesus4009
    @helenkiflesus4009 ปีที่แล้ว

    Amen hallelujah 🎉

  • @milashuzere
    @milashuzere ปีที่แล้ว +3

    Amilach xegujebzhlka Amennn

  • @hadastesfagerges8691
    @hadastesfagerges8691 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen 🙏 🙏 🙏

  • @ffmoffenbach
    @ffmoffenbach 8 หลายเดือนก่อน

    Lemlem Amen Amen 😘

  • @Jesusfirstlove777
    @Jesusfirstlove777 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤god blessed you more my father

  • @betaisrael1641
    @betaisrael1641 ปีที่แล้ว +2

    ጌጋ ምህሮ ዝምህር ጠንቋሊ መደናገሪ

    • @John-oi6mc
      @John-oi6mc ปีที่แล้ว

      Absolutely wrong teaching

  • @senaitwoldu5284
    @senaitwoldu5284 ปีที่แล้ว

    Blessed ❤🙏

  • @senaytmebrhatu6391
    @senaytmebrhatu6391 ปีที่แล้ว

    Nska bereketna eka kab xega nab xegu sle zbezahalka amlakna smu ybarek

  • @iamthewitness658
    @iamthewitness658 ปีที่แล้ว +1

    Life changing and lifting up teaching! May out Lord protect you andGuide you more!!!

  • @espetorehaile1944
    @espetorehaile1944 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amenn

  • @DiboraDemisse
    @DiboraDemisse ปีที่แล้ว

    Goyeta yebareka

  • @atitay9444
    @atitay9444 ปีที่แล้ว

    Amennnnnn Amennnnnnn 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏

  • @tuk7777
    @tuk7777 ปีที่แล้ว

    Semiekayo zeytsigeb timirti eyu💚

  • @nebiatandemicael1210
    @nebiatandemicael1210 ปีที่แล้ว

    Amen. Amen🙌🙌🙌❤️❤️❤️👑👏🐑

  • @kidusangebregziabher112
    @kidusangebregziabher112 ปีที่แล้ว

    Amennnn❤❤❤❤

  • @helensam976
    @helensam976 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤Tabareik buruik amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏

  • @selamasmelash6024
    @selamasmelash6024 ปีที่แล้ว

    Wawwww goyta ybarka yemane hawey

  • @shishifishatsion8070
    @shishifishatsion8070 ปีที่แล้ว +3

    Goyta ybarkka bruk haw

  • @nardossolomon4350
    @nardossolomon4350 ปีที่แล้ว

    God bless you father yemane

  • @maryhabtab6142
    @maryhabtab6142 ปีที่แล้ว

    God bless you 🙏

  • @kenanmsgna8504
    @kenanmsgna8504 ปีที่แล้ว

    ❤❤

  • @yordanosweldeab24
    @yordanosweldeab24 ปีที่แล้ว

    🙌🙌🙌🙌🙌🙏🙏🙏

  • @kenanmsgna8504
    @kenanmsgna8504 ปีที่แล้ว +1

    Love you ❤daddy.

  • @burnlies
    @burnlies ปีที่แล้ว +1

    እዚ ዘካርያስ 12:8 ተጠቒሱ ዘሎ ሓሳብ ብዛዕባ ኣብቲ ድሕሪ መዓልቲ ዳግም ምምጻእ የሱስ መንግስታት ኣህዛብ ኣብ ኹናት ኣርማጌዶን ምስተሳዕሩ ዝኽሰት መንፈሳዊ ሓይልን በረኸትን 'ዩ. ስለዚ ብትሕስቶ እቲ ጽሑፍ ክውሰድ ይግባእ.

  • @John-oi6mc
    @John-oi6mc ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ህዝቢ መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ እዮ ካብ ዓውዲ ንባብ ከይወጸኻ ከመይ ጌርካ ትትርጉሞ መሃረና በልዎ ን መምህር የማነ። በዘፈቊደ ኣይኮነን። ሕጊ ሄርሞነቲክስ ዝብሃል ኣሎ።

  • @hbaryagabr7320
    @hbaryagabr7320 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይባርካ ግን ንርእስካ አምልኾ አልምዳ ዝብል ከምኡ ድዩ?
    እግዚኣብሄር ምህረት ይግበረልካ
    ንሕና አምላኽ ኢና ናብዝብል ትምህርት እዩ ዘምርሕ እሞ
    እግዚኣብሄር ናይ ትሕትና ይሃብካ

  • @John-oi6mc
    @John-oi6mc ปีที่แล้ว +1

    P Yemane , you need to go to Bible college and learn about hermeneutical interpretation . You need to divide the word rightly . You have interpreted Zechariah 12: 8 wrong.

  • @beryawyan-ex6yk
    @beryawyan-ex6yk ปีที่แล้ว +3

    ኣብዚ ጉዳይ ስቕ ምባል ኣየድልን መስለኒ ። እዚ ትምህርቲ እዚ ሓደ ካብቲ ስሕተት ዝኾነ ትምህርቲ እዩ ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ነቢዪ ዘካርያስ 12 ከምዚ ኣብዚ ትምህርቲ ዝብሃል ዘሎ ኣይኮነን ። ክትምርምሩ ትኽእሉ ኢኹም ። ጳውሎስ ከምዚ ዝብሎ ዘሎ ዘይኮነ ብብዙሕ መግረፍትን ክሳብ ሞት እዩ በጺሑ ፡ ኣብዚ ትምህርቲ ግና ጳውሎስ ከም ኣምላኽ ዝኾነ ገይሩ የቕርቦ ኣሎ ። ፈጺሙ ስሕተት ። መጽሓፍ ቅዱስ ብቓል ስልጣንና ተጠቂምና ዝደለናዮ ክንገብር ምሂሩ ኣይፈልጥን ። ሰብ ከም ኣምላኽ ኣይኮነን ።
    ካልእ ብዙሕ ስሕተት ኣሎ ኣብዚ ትምህርቲ ፡ እቲ ድኹም ከም ዳዊት ዝብሃል ዘሎ ነቲ ናይ ሽሕ ዓመት ኣመልኪቱ ደኣ እምበር ኣብዚ ጊዜ ንኣምላኽ ብቅድስናና እንተ ዘይኮይኑ ብኻልእ ክንመስሎ ኣይተጸዋዕናን ።
    እዚ ትምህርቲ ብትሕትና ዝቐረበ ኣይኮነን፡ ከምዚ ይብል እዚ ሰብ ፡ ሰብ ምስ ኣምላኽ ተቓሊሱ ክስዕር ኣለዎ ፡ ይብለና ኣሎ ፡ ስሕተት እዩ ፡ ቅልስና ምስ ኣምላኽ ኣይኮነን ኤፌሶን 6 ከነብቦ ንኽእል ኢና ቅልስና ምስ መናፍስቲ እከይ እዩ ።
    ከምዚ ይብለና ኣሎ እዚ ሰብ ፡ ከም ኣምላኽ ክንከውን ኢና ተጸዊዕና ፡ ዘሕዝንን ዘሕፍርን ትምህርቲ ። ምኽንያቱ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ኣይምህረናን እዩ ።
    ከየብዝሕ ዘረባ ፡ ብሕጽር ዘረባ ብቓላት ኣፍና ክንፈጥር ንኽእል ኢና ፡ ይብለና ኣሎ ። ብርቱዕ ስሕተት ።
    እቲ ኣብ ጢሞቴዎስ ዘሎ ንርእስኻ ኣምልኾ ኣልምዳ ዝብል ድማ ፡ ኣብዚ ትምህርቲ ተጠውዩ ቐሪቡ ኣሎ ፡ ኣምልኾ ክብለና ከሎ godliness ማለት እዩ ፡ ትርጓሜኡ ኸኣ ፍርሃት ኣምላኽ ማለት እዩ ፡ ኣብዚ ትምህርቲ ግና ምምላኽ ማለት እዩ ኢልዎ ኣሎ ምሉእ ብምሉእ ጌጋ ።
    ሓንቲ ጥቕሲ ጌረ ከሕጽሮ ዘረባይ ፡ ነዚ ርእይቶይ ይድምስስዎ ይኾኑ ፡ ምልክት ስሕተቶም እዩ ።
    "Matthew 24 (ትግ) - ማቴዎስ
    4: የሱስ መሊሱ በሎም፡ ሓደ እኳ ኸየስሕተኩም ተጠንቀቑ።
    5: ኣነ ክርስቶስ እየ፡ እናበሉ ብዙሓት ብስመይ ኪመጹ እዮም እሞ፡ ንብዙሓትውን ኬስሕቱ እዮም" ማቴ 24፥4-5 ።

    • @beryawyan-ex6yk
      @beryawyan-ex6yk ปีที่แล้ว

      @Ted Hab ሓበሻ ምዃነይ ምንጋር ዘድሊ ኣይመስለንን ፡ ምጽራፍካ ድማ ውጽኢት ናይዚ ደፋር ምህሮ እዩ ።
      ነቲ ንብዙሓት ዘስሕት ዘሎ ትምህርቲ ስሕተት ግና ጸኒዕና ከነጋልጾ ኢና ። መስከንከን ቀደም ኔሩ ፡ ክድህለና ንዝመጽእ ውን ኣይንዳሃለሉን ኢና።

    • @beryawyan-ex6yk
      @beryawyan-ex6yk ปีที่แล้ว

      @Ted Hab ይደፍረካ ከይህሉ ይቕሬታ ቅድሚ ኹሉ ፡ ግና መስከንከን ምባልን ስቕ ምባልን ቀደም ኔሩ ። ነዚ ሰይጣናዊ ምህሮ ከም ነቲ ጳውሎስ ዕጹም መግቢ ዝበሎ ናይ ጽድቅን ቅድስናን ትምህርቲ ይመስለካ እንተሎ ኣብ ስሕተት ኣሎኻ። ጳውሎስ ኮነ ካልኦት ሃዋርያት ወይ ኣብ ዘመንና ዘለዉን ዝነበሩን ከም እኒ ዎችማን ኒ ከምዚ ንኣምላኽ ብስልጣን ቃላትና ክንመስሎ ፈጺሞም ኣይመሃሩናን ። ሰብ ንኣምላኽ ክመስሎ ፈጺሙ ኣይክእልን ፡ ኤልያስ ሰማያት ዝዓጸዎ ብስልጣኑ እዩ ኣምላኽ ከይበሎ ዝብል ምህሮ ፈጺሙ ስሕተት እዩ ፡ ንሱስ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ እዩ ንሓሳብ ኣምላኽ ዝገለጸ እምበር ከም ዝኸማና ድኹም ሰብ እዩ ዝነበረ ።

  • @Yordii2694
    @Yordii2694 ปีที่แล้ว +1

    Amen 🙏 🙏🙏

  • @RaimonMesghna
    @RaimonMesghna ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @danieltesfaye6662
    @danieltesfaye6662 ปีที่แล้ว

    Amennnnnnnnn