መግለፂ ቤት ፅሕፈት መንበረ ሰላማ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ንጽዮን ሚድያ ይከታተሉ የፋልጡ👇
    www.youtube.co...
    / tsionmedia
    t.me/TsionMedia
    ንጽዮን ሚድያ ይደግፉ👇
    gofund.me/6859...
    Zelle - 380-258-0299
    #Tsion #Media #Tigray #Orthodox #Church
    #TMH #TV
    #ጽዮን #ሚድያ #ትግራይ #ኦርቶዶክስ #ተዋህዶ #ቤተክርስቲያን

ความคิดเห็น • 36

  • @samiberhanesamiboy6075
    @samiberhanesamiboy6075 2 หลายเดือนก่อน +1

    ድያቆን ፍጹም ጽጋ ይብዛህሃልካ መምህረይ ተባዕ ንሓቂ ደወ በል ክሉሄ

  • @MebrhitHaftu
    @MebrhitHaftu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይቡጹኣን ኣቦታትና በረከቶም ይሕደረና 👏👏👏👏👏👏👏

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብፁእ ኣቦና ብፁእ ኣቡነ ኣረጋዊ ፀሎትን በረከትን ኣይፈለየና። ኣሜን (፫x)

  • @ጥዕናጸጋእዩ2126
    @ጥዕናጸጋእዩ2126 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ብጹእ አቦና አቡነ አረጋዊ ፡ ብምቅጻል ንፅዮን ሚድያ ሐሳብ ኣለኒ ስራሕኩም ጽቡቅ እዩ ኣብዚሕኹም ቀጽሉሉ እንዳበልኩ " ግና " ህዝቢ ኣብ ብጹአን አቦታቱ ምሉእ እምነት ክህልዎ ናትኩም ዓቢ ግደ ምጽዋት ከም ዘለኩም ርዱእ እዩ'ሞ ብዙሕ ነገር ይሰርሑ ከም ዘለዉን ከም ዝሰርሑን ብደምቢ ምግላጽ ይግባ ፍቅሪ አቦታቱን ' ትሕትና ' እምነት ' ካባኩም እዩ ክማሃር ዘለዎ እሞ ሓደራ ፡ ነዚ ሚድያ ንክዓቢ ድማ ዋላ ኣብ ኣድበርታይዝ ነገራት ከተፋልጥዎ ይግባእ ምክንያቱ ይቱብ ብካልእ ነገራት ዓቅላ ጸቢብዋ ስለ ዘሎ ኩሉ ሰብ ኣይፈልጦ እዩ ፡ ካብ ሓጥያት ወጻኢ ዝስረሓሎም ካልኦ ሚድያታት ነዚ መደብ ፅዮን ሚድያ ንከፋልጡ ኣድቭርታይዝ ክገብሩልኩም ጽቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ ምክንያቱ ንህዝቢ ምድሓን ምንቃሕ ካብ ኮነ እቲ ስራሕ ፡

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓለይ ክቡር አቦና

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 3 หลายเดือนก่อน

    ብረክቶም ይብጸሐን ብጹእ ኣቦና❤

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን በረክቶም ይብፅሐና ብፅእ አቦና❤❤❤

  • @user-do6zq6fg1s
    @user-do6zq6fg1s 2 หลายเดือนก่อน

    Amen. Amen. Amen. 🙏 🙏

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. yemasgen. behake. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. Selam.Tegray✝️🙏🙏🙏❤️🌿

  • @mulugetaleul9973
    @mulugetaleul9973 3 หลายเดือนก่อน

    Selotkumen Beraxatkumen Yebsaxana. Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏.

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i 3 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ብጹእ ኣቦና በረከቱኩም ይሕደረና ካብ ኩሉ ስበከተ ወንጌል ክሰፊሕ ኣለዎ❤🙏

  • @weldesemayatseyoum7591
    @weldesemayatseyoum7591 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️❤️❤️

  • @AbaGebremedhin
    @AbaGebremedhin 3 หลายเดือนก่อน

    ናይጽዮን ምድያ ሕቶኻ ብጣዕሚ የቅኒየልና ብዛዕባ ሕጊ መንበረ ሰላማ ሕዝውን ብጹአ ኣውነ ኣረጋዊ ዝዛረብዎ ዘለውሸፍጥና ቀልዲ አዩ ብፍጹም ናብወጻኢ ኣሂጉረስብከት ይኹን ኣውሺጢ ዓዲ ክፍልጦ ኣይደልዩንጉልባው መንበረ ሰላማ ይበሃል አንብ ውሺዝጡ ናይ ኣርባዕተ ኪሎ ሕጊ አዩ አትልዛረብዎ ዘለቡ ፍጽም ሕሶትና ቀልዲ አዩ

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 3 หลายเดือนก่อน

    Long live Menbere Selama.

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo3447 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💘💘💘💘

  • @FshaArega-gp9zl
    @FshaArega-gp9zl 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🙏

  • @Petruspetrus1
    @Petruspetrus1 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @user-hm7rw8zc3l
    @user-hm7rw8zc3l 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @user-vj6dy9vn1t
    @user-vj6dy9vn1t 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለሂወት የስመዓልና ብፁእ አቦና በረከቶም ይሕደረና❤❤❤

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohannesabraham2382
    @yohannesabraham2382 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውጪ = ወጻኢ

  • @user-lm8pk9um9c
    @user-lm8pk9um9c 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤ኣቦታትና ኣጀኩም ኣምላክ ያሓግዘኩም

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Tekle-ho3cw
    @Tekle-ho3cw 3 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen

  • @AskaleweynGeza
    @AskaleweynGeza 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏❤❤

  • @senaytesfay-t4u
    @senaytesfay-t4u 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክቡራት ኣሕዋተይ ሰላመ እግዚአብሔር ንኹለና ኣይፈለየና ኣሜን ። ኣነ ከመ ሓደ ተኸታሊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ናይ መንበረ ሰላማ ጉዳይ ይምልከተኒ እዩ ብዝብል እየ ።ነገሩ ብዛዕባ ናይ መቀለ ሀገረ ስብከት ሊቀ ጳጳስ ብጹእ ኣቡነ ኢሳያስ ን ቀሺ ገ/ስላሴ ሐሸን ብሚድያ ዝደጋገም ዘሎ ካብ ኣቦነት ዘፈንገጠ ደስ ዘይብል ህዝበ ክርስትያኑ ተስፋ ዘቁርጽን ነገራት ምትዕርራይ ወይ መልሲ ተዝወሃቦ ብትሕትና ንላቦ ።ጽዮን ሚድያ ድማ ከም ኣጀንዳ ክትሕዝዎ ወዓል ሕደር ዘየድልዮ ጉዳይ ከም ዝኾነ ክትኣምንሉ ይግባእ ።

  • @yohannesabraham2382
    @yohannesabraham2382 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቅጣጫ= ኣንፈት

  • @yaredzetewahdo3965
    @yaredzetewahdo3965 2 หลายเดือนก่อน

    ውናት

  • @Yemane-ux1kz
    @Yemane-ux1kz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝኸርኩም ብፁእ ኣቦና 1,እስኪ መንበረ ሰላማ ቅድም ንስኹም ባእልኹም ኣብ ጥበብ ይብራህ ሚድያ ቐሪብኩም ኣብፅሓፀረ ኸንትግሮም ኢና ኢልኩም ቃል ዝኣተኹምሉ ብዛእባ ኣብ ኣብያተ። ክርስትያናትን ገዳማትን ትግራይ ተቐሊሙ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኢሀይማኖታዊ ናይ ፅንተት ባንዴራ ጉዳይ ኣበይ በፅሀ ? ኣብዝሓፀረ ጊዜ ክንቅይሮ ኢንዶ ኣይብልኩምን ሰለዚ ብቓሉ ዘይርከብ ምርሒ መግለፂ ብምንታይ ከንኣምኩም? 2, እቲ ሕገቤተ ክርስትያን ትግራይ ንኸይፀድቅን ንበረ ሰላማ ሕጋውነት ንኸይረክብ ኣብውሸጢ መንበረ ሰላማ ዘለው ናይ በጊዐ ቆርበት ዝለበሱ ተኻሉ ናይ ሸዋ መሳርሒ ዝኾኑን ውልቀ ሰባት ምስቲ መራሔ ፀፅንተት ትግራይ ዝኾነ ማሕበረ ርኹሳን ብምትሕብባር ዶ ኣይኮነን ኣጊተም ሒዘሞ ዘለው? አብ ሚድያ ወፂእኻ ቃልምእታውን ምትግባርን በበይኖም እዮም 3 ፣ መንበረ ሰላማ ብዛእባ ኣብልእሊኢደጥበበኛታት ትግራይ ብሸም ማይፀሎተ‍እ ዝፍፀም ዘሎ ኢሀይማኖታዊ ገበናት ንምፍታሕ ቃል ኣትዩ ነይሩ ኣምንታይ በፅሀ ? እቶም ከም እኒ በአል ቀሺ ኪዳኑ ዝኣመሰሉ ጠንቆልቲ ሕዝውን ብዙሓት ኣነወርቲ ወንጀላት እስካብ ንደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባእትዮን ምዕማፅ ገበናት ይፍፅሙ ኣለው መንበረ ሰላማ ሰለምንታይ ንትግባራውነቱ ኣይሰርሀን? ይቐረታ ይገበረለይ ካባእልኹም ጀሚሩ ብጀካ ዘረባን ቃል ምእታውን ናይ ተግባር ሰብ ኣይኮንኩምን ንዘይትፍፅምዎ ነገር ቃል ምእታው መገመቲ መንዐቂ እዩ

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 3 หลายเดือนก่อน

      ወረገ አብ እንዳ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ሽረ ዞሎ ባንዴራ ቆጻል ብጫን ቀይሕን ከመይ ድሙቕ ምኻኑ እንተትሪኡማ እንታይ ምበልኩም?😢😢😢😢

  • @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ
    @መሰረተሃይማኖትዓድናትግራ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቦታትና ኩሉ ናብ ተግበር ክንርኢ በቃ ትፅቢት እኮ ኮይኑ ከብ ንገብሮ ኢና ዝብል ሰረሕኩም ኣርእይናየዉ በካ ከምቱ ዝተፀበናዮ ኣይከነን እንድሕር ኣቅሚ ዘይብሎም እቶም ኣብ ስራሕ ዝተመደቡ ተገዳስነት ዘለዎም ምህራት ልቃዉንቲ ዘይምደብልና እቶ ሕቶኦ ዝሓቱ ዘለዉ ሙሕራን ከ ንምንታይ እዩ ዘይትሰምዕዎም ብቅልጡፍ ምላሽ ዘይዉሃቦ ብሱሩሲ መንበረ ሰላማ ናይ ባዕሉ ሚድያ ተጠቂሙ ኩሉ ነገር ዘይመሓላለፍ እንታይ እዩ ፀገሙ ኣብ ጎንና ኩኑ ትብልና እለኩም እሞያ ከሙቱ ሙህራንን ህዝብን ዝደልዮ ዘሎ ይስራሕ መንበረ ሰላም እንታይ ማለት እዩ ዘይፈልጥ ህዝቢ ሕዝኳስ መን እዩ ኣብ ጎንኩም ዝከዉን ኣፍልጦ የብሉን ዝፈለጥናለ በቃ ዉትሩ ነባህቅ ኣለናዋ በይዛኩም ንፁር መንገዲ ሒዝኩም ንቅድሚት ሙርሕና ክስራሕ እዩ ክስራሕእዩ ምባል ተረፉ ሰርሕና ዝብል ምላሽ ኣምፅኡ

  • @HaftuBerhe-bu5pr
    @HaftuBerhe-bu5pr 3 หลายเดือนก่อน

    እስጢፋኖስ ኸልቢ ሻርሙጣ ደቅኻ ኣዕብይ

  • @tsgabaxum
    @tsgabaxum 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏