ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ክብርን ኣምልኾን ምስጋን ንጉይታናን መድሓኒናንይኹን
ማሪቆስ ደባስ ኣታ መናፍቕ ክብሪ ንዘልኣለም ንዑ ኡ ይኹኖ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኣምላኽ ኣማልኽቲ ጎይታ ጎይቶት ንጉስ ነገስታት ፈራዲ ኮናኒ ፍጹም ኣምላኽ ፍጹም ሰብ ካብ ክልተ ኣካል ሓደ ኣካል ካብ ክልተ ባህሪ ሓደ ባህሪ ዝኾነ ኣምላኽ እዪ ንሱ ሊዕሊ ኩሉ ዝኾነ ኣምላኽ ንዘልኣለም ቡሩኽ እዩ ክብሪ ንኣብ ንወልድ ንመንፈስ ቁዱስ ንሓደ ኣምላኽ ዩኹን ።
ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ
ብሓቂ ግቡኡ መልሲ እየሱስ ክርስተስ ኣምላኽ እዩ።
ፈራዲ አምላኽ
ኣቶም ሰባት አዚ ማረቆስ ደባስ ጥዕና ዘይብሉ ካህን፡አዩ ጎይታ ፍራዲ አዩ ኣማላዲ ኣይኮነን
ውጹእ ከሓዲ ቀሽን ከሓድን ተኹላ.
ቀሺ ማርቆስ ትኩላ ፕሮቴስታንት አዩ ከትሽወድ ወዲ ተዋህዶ
እየሱስ ክርስቶስ ፈራዲ እዩ ኣምላክ ወሰብ እዩ (ሮሜ 9:5)
Screen shot gerka ktsedeley ykeal do please, ርእየ ከምኣ ትብል ስለዝሰኣንኩ'የ ይቅሬታ?
❤❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Amsal paulos hawna egziabher amlakna xegu yebzahalka kibrin misganan niamlaknan medhaninan eyesus kirustos
ኣሜን ንኩላትና
Qeshi marqos da kelibat ediu
Bereket debas kemti qdus liqe melakti qdus Mikiel nay abona liqe nebyat abona Musie resa kiwesd kelo tekarakero qdus Mikael gn kemzi belo nseytsn Egziabher ygnhaka belo? Hanti qal ayserefon hmaq wn aymeleselun? Nska wn Egziabher ygnhaka bdgame?Ente Dyaqon Asmelash gn Adme matsla yhabka brhan alem ab zemena eka.
ኢየሱስ ክርስቶስ ኣማላዲ እዩ ኢሉ ዝኣምን ፕሮተስታንት ከመይ ኢሉ ናይ ኦርቶዶክስ ካህን ክኸውን ይኽእል? ዲዕ ዝበለ መናፍቕ እዩ። ይትረፍ ካህን ተራ ኣማኒ እውን ኣይኮነን።
ክብርን ኣምልኾን ምስጋን ንጉይታናን መድሓኒናን
ይኹን
ማሪቆስ ደባስ ኣታ መናፍቕ ክብሪ ንዘልኣለም ንዑ ኡ ይኹኖ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኣምላኽ ኣማልኽቲ ጎይታ ጎይቶት ንጉስ ነገስታት ፈራዲ ኮናኒ ፍጹም ኣምላኽ ፍጹም ሰብ ካብ ክልተ ኣካል ሓደ ኣካል ካብ ክልተ ባህሪ ሓደ ባህሪ ዝኾነ ኣምላኽ እዪ ንሱ ሊዕሊ ኩሉ ዝኾነ ኣምላኽ ንዘልኣለም ቡሩኽ እዩ ክብሪ ንኣብ ንወልድ ንመንፈስ ቁዱስ ንሓደ ኣምላኽ ዩኹን ።
ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ
ብሓቂ ግቡኡ መልሲ እየሱስ ክርስተስ ኣምላኽ እዩ።
ፈራዲ አምላኽ
ኣቶም ሰባት አዚ ማረቆስ ደባስ ጥዕና ዘይብሉ ካህን፡አዩ ጎይታ ፍራዲ አዩ ኣማላዲ ኣይኮነን
ውጹእ ከሓዲ ቀሽን ከሓድን ተኹላ.
ቀሺ ማርቆስ ትኩላ ፕሮቴስታንት አዩ ከትሽወድ ወዲ ተዋህዶ
እየሱስ ክርስቶስ ፈራዲ እዩ ኣምላክ ወሰብ እዩ (ሮሜ 9:5)
Screen shot gerka ktsedeley ykeal do please, ርእየ ከምኣ ትብል ስለዝሰኣንኩ'የ ይቅሬታ?
❤❤❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Amsal paulos hawna egziabher amlakna xegu yebzahalka kibrin misganan niamlaknan medhaninan eyesus kirustos
ኣሜን ንኩላትና
Qeshi marqos da kelibat ediu
Bereket debas kemti qdus liqe melakti qdus Mikiel nay abona liqe nebyat abona Musie resa kiwesd kelo tekarakero qdus Mikael gn kemzi belo nseytsn Egziabher ygnhaka belo? Hanti qal ayserefon hmaq wn aymeleselun? Nska wn Egziabher ygnhaka bdgame?
Ente Dyaqon Asmelash gn Adme matsla yhabka brhan alem ab zemena eka.
ኢየሱስ ክርስቶስ ኣማላዲ እዩ ኢሉ ዝኣምን ፕሮተስታንት ከመይ ኢሉ ናይ ኦርቶዶክስ ካህን ክኸውን ይኽእል? ዲዕ ዝበለ መናፍቕ እዩ። ይትረፍ ካህን ተራ ኣማኒ እውን ኣይኮነን።