ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኡናቃዕ ካብ ደንበ ዒነ ተጋላግልካ ኩቡር ሓው ዪካሎ❤❤❤❤❤ ዋዕላ ሓዲራ ሚንክያቱ ካብ መሰረቱ ኣካያዳ ናይ ሓደ ተቃወምቲ ስለዘይኮኑ
እንቁዋዕ እስራኤል ን ሐማስ ንሔዝቡላ ጀፊዓ ጀፊዓ ጨፍጪፋ ሰጥ ዉልቀ መላኺ አሳድ ባዶሽ ተሪፉ ወዲ አፈጨርቂ Next !ሐየት እስራኤል ማእከላይ ምብራቕ ሰጥ ለጥ አቢላቶ ንዓና እዉን መጻኢና ዓወት እዩ። 👈🏻😎
ወዲ ሰብ ናብ ድሌቱ ክአምን ከምዚ ህውና ዝበሎ ኩብር ቃላት።❤❤❤❤
ይከኣሎ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ውሳነ ናይ ብልቢ ምምላስ ይግበረልካ ኩሉ ግዜ ሃገርካ 'ዩ ሃገርካ ❤❤❤❤ ።
Kolel elka naba eya elna eko zsemana sina😂😂😂 ኤረይ ሽኮር I Love You ❤❤🎉🎉
I am so proud of you everyone Deki Erey welcome to Eritrean by Eritrean for Eritrean❤
ሓሳብ ሒዚኻ ምጻእ ትርጉም ዘይብሉ ግጥምታት አይተምጽእ
Well come back bro ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይክኣሎ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ ክኣ የስምረልካ❤🇪🇷👏
Samishekor, wonderful job! I admire your dedication to make peace ! Thank you for being fair and understanding your guests 👍🏼
Waw yekalo🌴 great ❤well said🙏🏿
Great job brother Sami,keep doing the right, spacial for rhe yang generation 👏
Jigna ykalo xeba astikana kihskana xnae ab metkelka nkid tray brhan eu mexaeina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💝💝💝🌟🌟🌟💯💯💯👍👍🌹🌹🌹🙏🙏🙏🌿🌿🌿
ሓንቲ ሃገር ሓንቲ ባንዴራ ኢያ ኣሕዋተይ
Ich habe in geht's aber jetzt heute 👍🇪🇷🙏 bravo
ኤርትራ holiday destination ኢልዋ እዚ አድጊ ይከአሎ 👈🏻😎
ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ይከኣሎ ::ሕጂ ህዝቢ ካሐሰ!
ግን ዳሓን እንቁእ ብሰላም መጻካ ንዓካ የምስለና
To learn from your wrong way is asking knowledge and bravery. Yes Eritrean people is one and continu as one.
Wwwwooo good job!!👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፍረሂወት እምኒ፡ ደንቖሮ ንምሁር ካብቲ ናብቲዝበልክዮ ደንቖሮ ጥራሕዩ ኣብ ጌግኡ ዝነብር።ካብ ጌግኡ ዝምርሃር ልዕሊ ምሁርዩ። "ትግራይ" ክብል ዘይነበረ ድዩ? ይከኣሎ ኣምቨሳ ስዕረትካ ኣሚንካ ናብ ሃገርካ ምምላስ። ንጌጋ ብጌጋ ኣይኮንካን ትድብሶ።
Nekaelo bteamii adnikeyo❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷wawww
ኣሰይይይ 🇪🇷🙏🏼ወልኻም
God bless Eritrea
ኣዛራርብኡ ግን ምሁር ማካኑሲ ርዱእ ርግእ ኢሉ ይምልስን ይዛረብን ።ርቡሽ መንፈስ የብሉን ዓቅሚ ከም ዘለዎ የረድኣካ።
Well Come
Nur eritrea
ካልእ ይጽናሕ እሞ። ይከኣሎ ትዛረቦ ትፈልጥ እሩም ሐሳብ ዘለካ ኢኻ ትመስል። እዚ ወዲ ብዛዕባ ሓዳር ምግባርን ዘይምግባርን ብዛዕባ እንታይ ዓይነት ጓል ትፈቱ። ኢልካ ምሕታት እንታይ ኣምጽኦ ግን ከኣ ዓቢቁምነ ገር ቆጺርካ ትምልሰሎም ኣለኻ ስለዚ ሓቆም እዮም ውልቃዊ ጉዳይካ ስነ ምግባር ዘይብሎም ንንፋስ ክሆብዎ።
ናይ ብሓቂ ናይብሓቂ ኣብዚ ሜድያ ሰሚዔ ካብዝፈተኽዎ ቀንዲ ነገር ብዘይቀለዓለም ንምጥቃስ ቀዳማይ እቲ ከምቲ ዘዕበየና ስነ-ምግባር ሓደ ክዛረብ ከሎ ጽን ኢልካ ሰሚዕካ (ኣሉታዊ ይኹን እወታዊ ብዘየገድስ ዘለካ ሓሳብ) ብስነስርዓት ምምላስ እዩ። ብጣዕሚ ዝቡቅ ልምዲእዩ'ሞ ቀጽልሉ። ካልኣይ ኩሉኹም ዝሰማዕክኩኹም ኣሕዋተይ ኤርትራውያን ዘይ ከምቶም መራግእቲ ዘይብሎም ብኤርትራውነቶም ዝሓንኩ ንቁጻት ቆጽሊ (ግልግለ) ንኤርትራ ሃገረይ (ሃገርኩም) ኣሕሊፍኩም ዘይትህቡ ምዃንኩም እዩ'ሞ ቀጽልዎ። ። ንሃገር ሓሳብዩ ዘማዕብላ ዝተፈላለየ ንህዝብን ሃገርን ይጠቅምዩ ትብሎ ካብ ብንጹህ ልቢ ዚፍልፍል ሓሳብ ጽቡቅዩ። እንተኾነ መላኢ ድኣዩ ኪኸውን ዚግብኦ ምበር ንዘሎን ዝተሰርሐን ዋጋ ከምዘይብሉን ከምዘይነበሮን ኣነኣኢስካ ናተዩ ቁኑዕ ኣልካ ምኒን ምባል ፋይዳ የብሉን። ንቁኑዕ ብድፍረት ቁኑዕ ምባል ክእረም ንዝግብኦ ከኣ ነቲ ዝከተዓካ ዘሎ ብዘየሻሙ ኣረዲእካ ቁንዕነትካ ናይ ከተረድእ ምኽኣል ብቁዕነት ክህልወካ ኣለዎ። ሳሚኤል ከኣ ካብቲ እስኻ ትረብሖ ንላዕሊ ኣሕዋትካ ኣቀራሪብካ ኢሂን ሚሂን ክበሃሃሉ ትገብሮ ዘለኻ ዋጋ ዝወሃቦ ዓቢ ቁምነገር እዩ እሞ መርገጺኻ ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ብዘየገድስ ቀጽሎ ኹሉ ዋጋ ኣለዎ ክብለካ እፈቱ። ኣብ መወዳእታ ካብ ኣእምሮ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ክወጽእ ዘለዎ ሕማማም፣ ወገናውነት (ኣውራጃውነት)፣ ሕነ ናይ ምፍዳይ ሕማም፣ ኣበይ ይጽናሕ ብዘየገድስ ኣብ ሃገራውነተይ ተመሊሰ ኣለኹ ንዝበለ ሓውኻ ሓሉፍ ዝገበሮን ዝበሎን እናጸብጸብካ ምኒን እናበልካ ሓንጎፋይ ኢል ዘይምቅባል ትምክሕቲ፣ ሓሶት፣ ኣነነት..... ወዘተ ኣብ ኤርትራውነት ኣዚዮም ፍንፉናት ከምዝኾኑ ፍፍላጥ። ብዝተረፈ ቀጽልዎ ኩቡራት ኣሕዋተይ። ኤርትራና ብኹሎም ዜጋታታ ከምቲ ክትኮኖ ዚግበእ ክትከውንያ ብርግጽ። ምኽንያቱ ፍሉይ ኤርትራውነት ማለት ኣብታ ናይ መወዳእታ እንካን ሃባን ህሞት ንስለ ሃገሩ እታ እንኮ ሂወቱውን እንተኾነት ዋላሓንቲ ከምዘይኮነት ስለ ዚኣምን እዩ።
79+21= 100 ነዛ ጽሒፈያ ዞሎኹ ፍጻመኣ የርእየኒ ኣሜን :: ብደቃ ትብል ትንቢት ተፈጺሙ እዩ :: ገነት ( ሰላም ) ኣብ ዓለም :: ተመስገን ::
ይካኣሎ መርሓባ ❤🐪🇪🇷💪 ትባጣጠስ ኣላ ሶኬት 🐉
Yikalo anbesa wedi Eritrea zeygage yelen kindey weldegeba ko yikrieta tegierlu adu atiu sika da dey tezaribka tray ika abshirka welcome
Eritrea für eritrea
He said enough is enough.If you can not make a defrent why not be Eritrean and love your country.
DANKE schön ❤🇪🇷🙏
ህዝባዊ ግንባር ማለት ኩላህና ከካብ ገዛና ከካብ ቤተሰብና ሰብ ስለዝከፈልናሉ ናይ ኩላህና ደምና ሃዋዊስና ዓስከረን አቦታትና በሃደ መቃብር ዝቀረበርና ስለዝኳና ኢና ክንጣመርን መስመርና ብስውአትና ደም አፍሲሶም ሃገር ዘምጽኡልና በኦኦም ዝማሃልና ምስም ስወአትና በሃደ ክንሃብር ሃደ ጭርሆና ጌርና ነቲ ደሞም ደም ከልቢ ክንገብር ስለ ዘይንደሊ እዮ። ዓወት ንሃፋሽ👆❤️👆🇪🇷🫶🦁👑❤️🌹✊
ሳሚ ነቀፌታ ኔርና ነዛ ፍረሂወት ትብሃልሲ free speech ስለ ዝኾንካ ዲኻ ሰምብረ ተዳኽላ ምክንያቱ ኣብ ፖሎቲካ ብስለት የብላን ደሓር ድማ ሰበይቲ እንዳ ሰብኣያ እዩ ዓዳ ካብ ጻዕዳ ወሊዳን ገለንሲ ንዓና እንታይ እያ ክትገብረልና ሕሰበላ ኢኻ ሳሚ ኣስሊ 👍
ይክኣሎን ድራርን ቫይረስ ናይዞም ናኣሽቱ ወለዶ እዮም።
I am proud of u Sami hawey well done 👏 keep up Wedi Erey Jigna
ሳምይ ኩሉ ፁቡቅ ነይሩ ግን ከም በአል አፈ ወርቂ ውዱቃት አይተምፀአልና ምክንያቱ ምቅዋም ምድጋፍ ዘይኮነስ ሐጠውቀጠው ከምዘይእድሚኡ ዝከውን ሰብ ስለዝኮነ እዩ
ኣነ'ኮ ግርም ዝብለኒ ናይዞም ገሊኦም ንሓመዱ ናብ ሃገራውነት ምስ ተመለሰ ንዝኮነ ሰብ ስሊያ ኢካ ኔርካ ናይ ሻዕቢያ ይብሉ ናዓኩም ደኣ እንታይ ስሊያ ኣድሊኩም ናይ ዕቁብ ማሕበር'ሲ ስሊያ ክገብረላ ሻዕቢያ 😂😂😂 መዋሊትኩም ሕውሓት ፋሕ ብትን ምስ ኣበላ ሻዕቢያ ፋሕ ከምዘበለኩም'ባ ተዛረቡ ነዚ ሰብኣይ'ባ ሓንቲ ማዓልቲ ከኣ ካብ ሰውራ ክሳብ ሕጂ ዝፈጸሞ ታሪካት ተንትንሉ ሓቂ ናቱ ዶርጉሕኩም ብድሕሩኡ ፖሎትካ ናትኩም ስርሑ ሕማቅ ናቱ ጥራይ ኮይኑ ሕኪያ ትረንታ ኣኒ ሳሚ ሓወይ ማራ አየ ዝድንቀካ ንኩላትኩም ነያታትና ከኣ ቅንዲ ነቶም ኣያታትና ኣብ ቅኑዕ ይኩን ኣብ ጌጋ ናፍቆት ዓዶም ከስተማቁሩ አየ ዝምነ ኣብዛ ሕጂ ሰዓት ።
😂😂😂😂😂😂
👍❤️🥰🇪🇷💯🌹💯🇪🇷🥰❤️👍❤️🥰🇪🇷💯🌹
Agame is always agame fooooooooo teray nebelom
አፈወርቂ ሃወይ ከማን ንሃገርካ ይቅረታ ሃቲትካ ናብ ህዝብካ ተመለስ።እነህለ እዚኦም ንበይንካ አትሪፎምካ ከጸልሉካ ደልዮም ዘለው ክብረትካ እውን አዋሪዶሞ እዮም። ንኡ ተመለሱ ናብ ህዝብኩሙን ሃገርኩምን አዴኩምን አዴኩሙን ረአዮ። የህሪቅኩምዋሙን የህዚንኩምዋም አለኩም።ብእምንን ብካሩን ጨፉጭፍኩሙዋን ኢኩም። ግን ህዝብና አቁሲልክምዋን ደም አንዒብኳሞን ኢኩም ግን ኤርትራዊያውያን ስለዝኳንኩም የሂሊፎም አይህበኩምን ይቅረ ክብሉኩምን እዮም። ተመለሱ።
Ane berged nhamedu eye niere hji gn gedifeyom hafire ka n yehwatey kqetl adey kqetl ele ykeyd niere. Nebsey xeliaya abti gurup znebere xeyqi fo beqa eritrean ktfers alewa tgraway zbl mennet hibomna bahri nay tgray u akele guzay tegaru ena belu enda belu dem anbiomna beka yakl
ኤርትራዉነት ዝፈታተን ፍጹም ተሰዓራይንዩ ።
ሳሚ ነዚ ድራር ዝብልዎ ንምቅዋም ይኹን ንምድጋፍ ስለ ዘይጠቅም ግዜኻ የባኽነልካ ኣሎ በጃኻ ዕድል ኣይትሃቦ።
ኑኡ ተመለሱ ናብ ህዝብኩም።ብጀካ ህዝብኩም ማንም አየክብረኩምን።ህዝብኩምን ሃገርኩምን ጸሊእኩም ብኩሉ ክትዋረድን ውድቃት ክትኳኑ የብልኩምን።ሃገርኩም እዩ ክብረትኩም።❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷Amen🙏🏼
Bravo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ykalo
አያ ድራር ትጋገ አለኻ ንሕና ንወያነ ኢና ቐጥቕጥናያ እንበር ንትግራዎት አይኮናን እሞ ብዛዕባ ትግራይ ምዝራብ ጸገም የቡሉን
ሐሳዊ ኮይንካ ክንደይ ኑጹሀት ተጋሩ ደይመደይ ኢልካ ተቐቲሎም ። ነዚ እንድዩ ብረት አልዒሉ TDF ተባሂሉ ንወያኔ ንትግራይ አድሒንዋ።👈🏻😎
❤❤❤❤❤ teawet ykole
Yikalo 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹
ድራር ጋንድያ መዋእልካ ብአውራጃ ብዛዕባ ትግራይ ምድፋዕን ምተማጫ ላቃኢኻ ኢካ ካብዚ ሚዲያ እንተትጠፍእ ማሓሸካ ኔሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድራር ዓንጃልልል
😂😂😂 ማይ ደርሆምበር
Kiburi Ayana Dirari Gena abi nay awraja eki tihasbi zeleka bitami eka tegerim Eritrean for Eritrean by Eritrean 4 points 👉 please Akoleguzay adi Geganu eyu kem beali Kemaka aywkilwon eyom Bitami eka tehizn
❤❤❤❤
Thank you Bro
Welcome back to your home yekalo 🎉🎉🎉
Xbuk znead srah sami nay eihin mihim mbehahal mrddae
I can't believe how Eritrean Tigringy things.
Good job
❤❤❤❤❤❤❤❤
ጎዳይፍ መሕብኢ ተወልጀ ምካና ትፈልጡ ዶ እዚ ጋሐፍ ናብ የሕዋተይ ተመሊሰ ይብለኩም አሎ ሃገር ናይ ተወልጀ ኮይና አላ ኤርትራውያን ተባራባሩ በጊዕ ዓጋመ በሊዓ ናብ ዓዳ።
🐉🐒🍌
Drar kelkel Harei agame
Enqa bselam metsaka, kab megedi tfat nab hzbka megedi selam. 7:05
ሰላም፡ይካኣሎ ጽቡቅ ጌርካ። ዝገረመኒ ናይዚ ግጀላ ዝበሃል ኢዩ። ንሱ እንዲዩ ድኣ 360 degree ካብ ህዝባዊ ግንባር ኮብሊልካ ዘለኻ። መንግስቲ ኤርትራ ደኣ ይዛረብ ድዩ ይሰርሕ እምብር ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዙሕ ይስርሕ ኣሎ 680 ዲጋታት ብዙሕ ቤት ትምህርቲ ሆስፒታል ክሊኒክ ጽሩማይ ዝስተ ኣብ ኣስመራ ዘኮነ ኣብ ርሑቕ ከተማታት ኢዩ። እስኻ መሃይም ግን ብዛዕባ ስልጣን ኢዩ ሕማምካ። ደሞክራሲ ድማ መስርሕ ኢዩ ዓሰርተታት ዓመታት ኢዩ ዝወስድ። ባዛዕባ ስደት ውዲት ናይ ወያነን ኣመሪካን ኢዩ ምድኻም ኤርትራ ማዕቀ ናይ UN ወሲኽካ። መሃይም
ሱሳላታ!ኣቶ ይከኣሎ ዕባይ መዓስከር ወድሸሪፎይ ሱዳን፡ ብሶማንያታት ክተት ኤርትራዊ ምስተኣወጀ፡ ከምኒ ደቂሂዋን ዋዕሮ ኮተቴ ሄለን መለስ ኣሰር ጀጋኑ ተጋደልቲ ክስዕባ ከለዋ፡ ንሱ ግን ብምጽወታ ኩንታል ስርናይ ትሓቢኡ ምንባሩ ወሪኡ ኣለኒ፡ ኣብ ዘመነ ጉሒላ ወራር ወያነ ዳግም ከምዘዝለቀ ግን መርገም ፍትሓዊ ረቢ ኣባደንደን ይቅዘፈኒ፡ ሕጂ ቦክሪ እዝነይ ኢየ ዝሰምዕ ዘለኩ ይሕዋት😃🤝❤🕊
ናብ ሳሚ ሺኮር፡፡ኣረጋይ ካብ ኣጀንዳ ይወጽ አ ኣሎ ጠጠው ኣብሎ፡ካብ ኣጀንዳ ወጽስ ኢ አዩ፡፡
😊😊😊
ድሕሪ ወርሒ ከኣ ጀነራላት ሓማሲን ይገዝኡና ኣለው ክብል እዩ ዩኩኖ 😂😂😂
Good question sister!!!!
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Hgi yekaaolo abey eyu zkawem niru ke eway Eritreen
Yekalo nefu thanks enka kedka ne yonas mastika ka keyetegedfo dem be fethe tsora aragifa eda kelele temesgen kemu gerkum kedu abakat
ኩልኻ ተመለስ
ናበይ? ንዓድኻ ድኣ ተመለስ ኣይትገብሮን እምበር ባርያ። ኢሰያስ ምንባር ከሊኡክን ወጺእክን ኣብ ዓዲ ድሞክራሲ ኮንክን ከብድኽን ምስ መላእክን ተመለስ? ለኻብጥ። ኢሰጵጵ
ኣድጊ ንስኻ ኤርትራ ተመለስ መጀመርታ ኣብ ስደት ተወሊድካ ኣብ ስደት ክትነብር ሎኽመኛ
HAWEY HAWEY???
ዋይ ዚፋራ መልክዖም ሪኤ ተመርዕየያ ይብል ኣሎ
እዛ ናይ ይከአሎስ ውህ ውህ አቢላቶም።ካብተጉሩዑ ተቢዕኩም ከም ሃውና ይከአሎ ናብ ህዝብኩም ተመለሱ።ይከአሎ ሙሁር እዮ።የዋእኩም መንእሰያት ተህዝኑ።ሙሁር ይቅተልካ ዝበሃል ከምዚ ናይ ይካአሎ እዮ።ንስካትኩም ከአ ከርተት ካብ ትብሉ ተመሃሩ ሰልጥኑ ጽባህ መስሃቅ አብቲ አብ ኤርትራ ዘሎ ህጻን ከይበልጸኩም።በጃኩም አብ ክንድ በዚ ደንቆሮ ውፍይ ኢንግሊዝ ምዝራብ ዘይክእል ንዓካትኩምን ለኪሙኩም አሎ አብ ቲክቶክ ተሰክቲትኩም ክትውዕሉ ብአስተርጓሚ ክትርጐመልኩም ምሃፈርኩም።ሰለስተ አርባዕተ አመት አብ ኤሮፓ ኳፍ ኢልኩም ቋንቋ ዘይምክአልኩም ደድህሪ ውፍይ ሰልጠነ ፍኑናን ኳለል ክትብሎ መዋእልኩም ደንቁርኩም።
ናብ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኣሕዋትካ ወስኸሉ
Aboy yikalooo Single
ድምጺ ጽቡቅ የለን ኣታ ሳሚ ሕቱኽቱኽ ኮይኑ
ድራር ተጋዳላየ ኢልካ ሰብ ኣይተደናግር ታዕሊምካ ከይወዳእካ ኢካ ነጻነት መጺኣ።
Kikkkkkkk u kill me bro 😅
እዋይ ብዓል እዚስ ምስ ሰብ ደዮም ክቑጸሩ ምስ ነፋሒቶ፧ መፍንፈናት መጽረፍቲ ድሓር ከመይ ኢሎምዮም ክርኣዩዎ ነዚ ህዝቢ፧ ይኽደነና ፈጣሪ ካብ ከምዚኣቶም ምዃን።
libey mis hagerey yibil keyhafere hagerawi agelglot k ?
Feshuileeee meniseyee
KemZi newram agame rie ayfeletn, its so sad deki hagerey hasisom
Sami nisekan nisuin seleyan ekome
Edkaaaa gedefkaaa welaaa egirekaaa zeythib
Good Comedian.
Sabia Sabia Mekesene Sabia meleteizibimeleteKulatenaeritreawi kitehwawesehlewoAnifalale zelahtinakiewetu🇪🇷🇪🇷💯🙏🌴💐🌲🪴💪🌿✊☘️👑🍀🇪🇷💯
ናብ ህዝበይ ተመሊሰ አለኹ ማለት እንታይ ማለት እዩ ካብ ህዝቢ ዲካ ሪሒቅካ ካብ መንግስቲ ዘይነጸረ ዘረባ እዩ ናብ ናብ ህግደፍ ተመሊሰ አለኹ በል ።
@@surafailtesfazion179 እዚ ለክባጥሓንሳብ ትግራዋይ ይኸውን ሓንሳብ ኣምሓራይሓንሳብ 🤣ኒየው በሎ እዚ ጊላ ኢሳያስ
ሸታቲ ሉሙስ ከምዲላዩ ናትካ ግበረ ሩሙስ
ሓሳዊ ከዳዕ ወያነ ስለ ዝተሳዕረት እንበር ጽባሕ ውን ክትክድዕ ኢኻ
☝️☝️☝️🇪🇷1❤2🕌⛪️6🇪🇷9🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼✊️✊️✊️
hagerawi agelglot k aykeden ?
ኣፈወርቂ ከኣ ውርዝይዝይ ክብል ጀሚሩ 😂😂😂
Kisab tsubah u 😅
Ykalo abou amharay adenat
Kemey gerna kengdfome 20 amet endyom admamuna ayngdfomen ena nfswekefe eritera chamu teslmome yekreta keyhatetu megdafe yelen
Hsawi Agame lkbat
90.percente kula abzyie Media shibya eya elnakum ena eje gedfwo 2025 eritera kedu etwu hagerkum hadar gebru genzeb ezu
Seleyaaaa eyoue ezeee eilueooo
Agazan sle zblu eritrawan tgrgna Ai na
❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉
Drar harei akiluka bewrajan b agamen btgrayn tzareb guhaf
ድራር ዝኾነ ቁጽሪ ምስ ዜሮ ተራቢሑ ዜሮ ስለ ዝኸውን ወይውን ዝኾነ ቁጽሪ ምስ ዜሮ ተደሚሩ ባዕሉ እቲ ቁጽሪ ጥራይ ስለ ዝመጽእ ዘሮ ተደሚሩ ዝምለኦ ለውጢ ስለ ዘይብሉ እቶም የኽብሩኒ ትብሎም ዜሮ ስለ ዝኾንካ (ዋላሓንቲ ዘይብልካ) ክንስኻ ግን ከኣ ተደሚርካ ዘይኮንካ ምስ ሓደ ተወሲኽካ ዓሰርተ ስለ ትኸውን ኮንደኾን ኣድላይ ትኾነሉ ስለ ዝመጽእ ክድርብዩኻ ኣይክእሉን እዮም። ኣፍ ስለ ዝሃበካ ስለ ትብል እምባ ኮይኑ ዝሰመዓካ ዓፍራ!!
ኡናቃዕ ካብ ደንበ ዒነ ተጋላግልካ ኩቡር ሓው ዪካሎ❤❤❤❤❤ ዋዕላ ሓዲራ ሚንክያቱ ካብ መሰረቱ ኣካያዳ ናይ ሓደ ተቃወምቲ ስለዘይኮኑ
እንቁዋዕ እስራኤል ን ሐማስ ንሔዝቡላ ጀፊዓ ጀፊዓ ጨፍጪፋ ሰጥ
ዉልቀ መላኺ አሳድ ባዶሽ ተሪፉ ወዲ አፈጨርቂ Next !
ሐየት እስራኤል ማእከላይ ምብራቕ ሰጥ ለጥ አቢላቶ ንዓና እዉን መጻኢና ዓወት እዩ። 👈🏻😎
ወዲ ሰብ ናብ ድሌቱ ክአምን ከምዚ ህውና ዝበሎ ኩብር ቃላት።❤❤❤❤
ይከኣሎ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ውሳነ ናይ ብልቢ ምምላስ ይግበረልካ ኩሉ ግዜ ሃገርካ 'ዩ ሃገርካ ❤❤❤❤ ።
Kolel elka naba eya elna eko zsemana sina😂😂😂 ኤረይ ሽኮር I Love You ❤❤🎉🎉
I am so proud of you everyone Deki Erey welcome to Eritrean by Eritrean for Eritrean❤
ሓሳብ ሒዚኻ ምጻእ ትርጉም ዘይብሉ ግጥምታት አይተምጽእ
Well come back bro ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይክኣሎ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ ክኣ የስምረልካ❤🇪🇷👏
Samishekor, wonderful job! I admire your dedication to make peace ! Thank you for being fair and understanding your guests 👍🏼
Waw yekalo🌴 great ❤well said🙏🏿
Great job brother Sami,keep doing the right, spacial for rhe yang generation 👏
Jigna ykalo xeba astikana kihskana xnae ab metkelka nkid tray brhan eu mexaeina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💝💝💝🌟🌟🌟💯💯💯👍👍🌹🌹🌹🙏🙏🙏🌿🌿🌿
ሓንቲ ሃገር ሓንቲ ባንዴራ ኢያ ኣሕዋተይ
Ich habe in geht's aber jetzt heute 👍🇪🇷🙏 bravo
ኤርትራ holiday destination ኢልዋ እዚ አድጊ ይከአሎ 👈🏻😎
ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ይከኣሎ ::ሕጂ ህዝቢ ካሐሰ!
ግን ዳሓን እንቁእ ብሰላም መጻካ ንዓካ የምስለና
To learn from your wrong way is asking knowledge and bravery. Yes Eritrean people is one and continu as one.
Wwwwooo good job!!👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፍረሂወት እምኒ፡ ደንቖሮ ንምሁር ካብቲ ናብቲ
ዝበልክዮ ደንቖሮ ጥራሕዩ ኣብ ጌግኡ ዝነብር።ካብ ጌግኡ ዝምርሃር ልዕሊ ምሁርዩ።
"ትግራይ" ክብል ዘይነበረ ድዩ? ይከኣሎ ኣምቨሳ ስዕረትካ ኣሚንካ ናብ ሃገርካ ምምላስ። ንጌጋ ብጌጋ ኣይኮንካን ትድብሶ።
Nekaelo bteamii adnikeyo❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷wawww
ኣሰይይይ 🇪🇷🙏🏼ወልኻም
God bless Eritrea
ኣዛራርብኡ ግን ምሁር ማካኑሲ ርዱእ ርግእ ኢሉ ይምልስን ይዛረብን ።ርቡሽ መንፈስ የብሉን ዓቅሚ ከም ዘለዎ የረድኣካ።
Well Come
Nur eritrea
ካልእ ይጽናሕ እሞ። ይከኣሎ ትዛረቦ ትፈልጥ እሩም ሐሳብ ዘለካ ኢኻ ትመስል። እዚ ወዲ ብዛዕባ ሓዳር ምግባርን ዘይምግባርን ብዛዕባ እንታይ ዓይነት ጓል ትፈቱ። ኢልካ ምሕታት እንታይ ኣምጽኦ ግን ከኣ ዓቢቁምነ ገር ቆጺርካ ትምልሰሎም ኣለኻ ስለዚ ሓቆም እዮም ውልቃዊ ጉዳይካ ስነ ምግባር ዘይብሎም ንንፋስ ክሆብዎ።
ናይ ብሓቂ ናይብሓቂ ኣብዚ ሜድያ ሰሚዔ ካብዝፈተኽዎ ቀንዲ ነገር ብዘይቀለዓለም ንምጥቃስ
ቀዳማይ እቲ ከምቲ ዘዕበየና ስነ-ምግባር ሓደ ክዛረብ ከሎ ጽን ኢልካ ሰሚዕካ (ኣሉታዊ ይኹን እወታዊ ብዘየገድስ ዘለካ ሓሳብ) ብስነስርዓት ምምላስ እዩ። ብጣዕሚ ዝቡቅ ልምዲእዩ'ሞ ቀጽልሉ።
ካልኣይ ኩሉኹም ዝሰማዕክኩኹም ኣሕዋተይ ኤርትራውያን ዘይ ከምቶም መራግእቲ ዘይብሎም ብኤርትራውነቶም ዝሓንኩ ንቁጻት ቆጽሊ (ግልግለ) ንኤርትራ ሃገረይ (ሃገርኩም) ኣሕሊፍኩም ዘይትህቡ ምዃንኩም እዩ'ሞ ቀጽልዎ።
። ንሃገር ሓሳብዩ ዘማዕብላ ዝተፈላለየ ንህዝብን ሃገርን ይጠቅምዩ ትብሎ ካብ ብንጹህ ልቢ ዚፍልፍል ሓሳብ ጽቡቅዩ። እንተኾነ መላኢ ድኣዩ ኪኸውን ዚግብኦ ምበር ንዘሎን ዝተሰርሐን ዋጋ ከምዘይብሉን ከምዘይነበሮን ኣነኣኢስካ ናተዩ ቁኑዕ ኣልካ ምኒን ምባል ፋይዳ የብሉን። ንቁኑዕ ብድፍረት ቁኑዕ ምባል ክእረም ንዝግብኦ ከኣ ነቲ ዝከተዓካ ዘሎ ብዘየሻሙ ኣረዲእካ ቁንዕነትካ ናይ ከተረድእ ምኽኣል ብቁዕነት ክህልወካ ኣለዎ።
ሳሚኤል ከኣ ካብቲ እስኻ ትረብሖ ንላዕሊ ኣሕዋትካ ኣቀራሪብካ ኢሂን ሚሂን ክበሃሃሉ ትገብሮ ዘለኻ ዋጋ ዝወሃቦ ዓቢ ቁምነገር እዩ እሞ መርገጺኻ ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ብዘየገድስ ቀጽሎ ኹሉ ዋጋ ኣለዎ ክብለካ እፈቱ።
ኣብ መወዳእታ ካብ ኣእምሮ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ክወጽእ ዘለዎ ሕማማም፣ ወገናውነት (ኣውራጃውነት)፣ ሕነ ናይ ምፍዳይ ሕማም፣ ኣበይ ይጽናሕ ብዘየገድስ ኣብ ሃገራውነተይ ተመሊሰ ኣለኹ ንዝበለ ሓውኻ ሓሉፍ ዝገበሮን ዝበሎን እናጸብጸብካ ምኒን እናበልካ ሓንጎፋይ ኢል ዘይምቅባል ትምክሕቲ፣ ሓሶት፣ ኣነነት..... ወዘተ ኣብ ኤርትራውነት ኣዚዮም ፍንፉናት ከምዝኾኑ ፍፍላጥ።
ብዝተረፈ ቀጽልዎ ኩቡራት ኣሕዋተይ። ኤርትራና ብኹሎም ዜጋታታ ከምቲ ክትኮኖ ዚግበእ ክትከውንያ ብርግጽ። ምኽንያቱ ፍሉይ ኤርትራውነት ማለት ኣብታ ናይ መወዳእታ እንካን ሃባን ህሞት ንስለ ሃገሩ እታ እንኮ ሂወቱውን እንተኾነት ዋላሓንቲ ከምዘይኮነት ስለ ዚኣምን እዩ።
79+21= 100 ነዛ ጽሒፈያ ዞሎኹ ፍጻመኣ የርእየኒ ኣሜን :: ብደቃ ትብል ትንቢት ተፈጺሙ እዩ :: ገነት ( ሰላም ) ኣብ ዓለም :: ተመስገን ::
ይካኣሎ መርሓባ ❤🐪🇪🇷💪 ትባጣጠስ ኣላ ሶኬት 🐉
Yikalo anbesa wedi Eritrea zeygage yelen kindey weldegeba ko yikrieta tegierlu adu atiu sika da dey tezaribka tray ika abshirka welcome
Eritrea für eritrea
He said enough is enough.If you can not make a defrent why not be Eritrean and love your country.
DANKE schön ❤🇪🇷🙏
ህዝባዊ ግንባር ማለት ኩላህና ከካብ ገዛና ከካብ ቤተሰብና ሰብ ስለዝከፈልናሉ ናይ ኩላህና ደምና ሃዋዊስና ዓስከረን አቦታትና በሃደ መቃብር ዝቀረበርና ስለዝኳና ኢና ክንጣመርን መስመርና ብስውአትና ደም አፍሲሶም ሃገር ዘምጽኡልና በኦኦም ዝማሃልና ምስም ስወአትና በሃደ ክንሃብር ሃደ ጭርሆና ጌርና ነቲ ደሞም ደም ከልቢ ክንገብር ስለ ዘይንደሊ እዮ። ዓወት ንሃፋሽ👆❤️👆🇪🇷🫶🦁👑❤️🌹✊
ሳሚ ነቀፌታ ኔርና ነዛ ፍረሂወት ትብሃልሲ free speech ስለ ዝኾንካ ዲኻ ሰምብረ ተዳኽላ ምክንያቱ ኣብ ፖሎቲካ ብስለት የብላን ደሓር ድማ ሰበይቲ እንዳ ሰብኣያ እዩ ዓዳ ካብ ጻዕዳ ወሊዳን ገለንሲ ንዓና እንታይ እያ ክትገብረልና ሕሰበላ ኢኻ ሳሚ ኣስሊ 👍
ይክኣሎን ድራርን ቫይረስ ናይዞም ናኣሽቱ ወለዶ እዮም።
I am proud of u Sami hawey well done 👏 keep up Wedi Erey Jigna
ሳምይ ኩሉ ፁቡቅ ነይሩ ግን ከም በአል አፈ ወርቂ ውዱቃት አይተምፀአልና ምክንያቱ ምቅዋም ምድጋፍ ዘይኮነስ ሐጠውቀጠው ከምዘይእድሚኡ ዝከውን ሰብ ስለዝኮነ እዩ
ኣነ'ኮ ግርም ዝብለኒ ናይዞም ገሊኦም ንሓመዱ ናብ ሃገራውነት ምስ ተመለሰ ንዝኮነ ሰብ ስሊያ ኢካ ኔርካ ናይ ሻዕቢያ ይብሉ ናዓኩም ደኣ እንታይ ስሊያ ኣድሊኩም ናይ ዕቁብ ማሕበር'ሲ ስሊያ ክገብረላ ሻዕቢያ 😂😂😂 መዋሊትኩም ሕውሓት ፋሕ ብትን ምስ ኣበላ ሻዕቢያ ፋሕ ከምዘበለኩም'ባ ተዛረቡ ነዚ ሰብኣይ'ባ ሓንቲ ማዓልቲ ከኣ ካብ ሰውራ ክሳብ ሕጂ ዝፈጸሞ ታሪካት ተንትንሉ ሓቂ ናቱ ዶርጉሕኩም ብድሕሩኡ ፖሎትካ ናትኩም ስርሑ ሕማቅ ናቱ ጥራይ ኮይኑ ሕኪያ ትረንታ ኣኒ ሳሚ ሓወይ ማራ አየ ዝድንቀካ ንኩላትኩም ነያታትና ከኣ
ቅንዲ ነቶም ኣያታትና ኣብ ቅኑዕ ይኩን ኣብ ጌጋ ናፍቆት ዓዶም ከስተማቁሩ አየ ዝምነ ኣብዛ ሕጂ ሰዓት ።
😂😂😂😂😂😂
👍❤️🥰🇪🇷💯🌹💯🇪🇷🥰❤️👍❤️🥰🇪🇷💯🌹
Agame is always agame fooooooooo teray nebelom
አፈወርቂ ሃወይ ከማን ንሃገርካ ይቅረታ ሃቲትካ ናብ ህዝብካ ተመለስ።እነህለ እዚኦም ንበይንካ አትሪፎምካ ከጸልሉካ ደልዮም ዘለው ክብረትካ እውን አዋሪዶሞ እዮም። ንኡ ተመለሱ ናብ ህዝብኩሙን ሃገርኩምን አዴኩምን አዴኩሙን ረአዮ። የህሪቅኩምዋሙን የህዚንኩምዋም አለኩም።ብእምንን ብካሩን ጨፉጭፍኩሙዋን ኢኩም። ግን ህዝብና አቁሲልክምዋን ደም አንዒብኳሞን ኢኩም ግን ኤርትራዊያውያን ስለዝኳንኩም የሂሊፎም አይህበኩምን ይቅረ ክብሉኩምን እዮም። ተመለሱ።
Ane berged nhamedu eye niere hji gn gedifeyom hafire ka n yehwatey kqetl adey kqetl ele ykeyd niere. Nebsey xeliaya abti gurup znebere xeyqi fo beqa eritrean ktfers alewa tgraway zbl mennet hibomna bahri nay tgray u akele guzay tegaru ena belu enda belu dem anbiomna beka yakl
ኤርትራዉነት ዝፈታተን ፍጹም ተሰዓራይንዩ ።
ሳሚ ነዚ ድራር ዝብልዎ ንምቅዋም ይኹን ንምድጋፍ ስለ ዘይጠቅም ግዜኻ የባኽነልካ ኣሎ በጃኻ ዕድል ኣይትሃቦ።
ኑኡ ተመለሱ ናብ ህዝብኩም።ብጀካ ህዝብኩም ማንም አየክብረኩምን።ህዝብኩምን ሃገርኩምን ጸሊእኩም ብኩሉ ክትዋረድን ውድቃት ክትኳኑ የብልኩምን።ሃገርኩም እዩ ክብረትኩም።❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷Amen🙏🏼
Bravo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ykalo
አያ ድራር ትጋገ አለኻ ንሕና ንወያነ ኢና ቐጥቕጥናያ እንበር ንትግራዎት አይኮናን እሞ ብዛዕባ ትግራይ ምዝራብ ጸገም የቡሉን
ሐሳዊ ኮይንካ ክንደይ ኑጹሀት ተጋሩ ደይመደይ ኢልካ ተቐቲሎም ። ነዚ እንድዩ ብረት አልዒሉ TDF ተባሂሉ ንወያኔ ንትግራይ አድሒንዋ።👈🏻😎
❤❤❤❤❤ teawet ykole
Yikalo 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹
ድራር ጋንድያ መዋእልካ ብአውራጃ ብዛዕባ ትግራይ ምድፋዕን ምተማጫ ላቃኢኻ ኢካ ካብዚ ሚዲያ እንተትጠፍእ ማሓሸካ ኔሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድራር ዓንጃልልል
😂😂😂 ማይ ደርሆምበር
Kiburi Ayana Dirari Gena abi nay awraja eki tihasbi zeleka bitami eka tegerim Eritrean for Eritrean by Eritrean 4 points 👉 please Akoleguzay adi Geganu eyu kem beali Kemaka aywkilwon eyom Bitami eka tehizn
❤❤❤❤
Thank you Bro
Welcome back to your home yekalo 🎉🎉🎉
Xbuk znead srah sami nay eihin mihim mbehahal mrddae
I can't believe how Eritrean Tigringy things.
Good job
❤❤❤❤❤❤❤❤
ጎዳይፍ መሕብኢ ተወልጀ ምካና ትፈልጡ ዶ እዚ ጋሐፍ ናብ የሕዋተይ ተመሊሰ ይብለኩም አሎ ሃገር ናይ ተወልጀ ኮይና አላ ኤርትራውያን ተባራባሩ በጊዕ ዓጋመ በሊዓ ናብ ዓዳ።
🐉🐒🍌
Drar kelkel Harei agame
Enqa bselam metsaka, kab megedi tfat nab hzbka megedi selam. 7:05
ሰላም፡ይካኣሎ ጽቡቅ ጌርካ። ዝገረመኒ ናይዚ ግጀላ ዝበሃል ኢዩ። ንሱ እንዲዩ ድኣ 360 degree ካብ ህዝባዊ ግንባር ኮብሊልካ ዘለኻ። መንግስቲ ኤርትራ ደኣ ይዛረብ ድዩ ይሰርሕ እምብር ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዙሕ ይስርሕ ኣሎ 680 ዲጋታት ብዙሕ ቤት ትምህርቲ ሆስፒታል ክሊኒክ ጽሩማይ ዝስተ ኣብ ኣስመራ ዘኮነ ኣብ ርሑቕ ከተማታት ኢዩ። እስኻ መሃይም ግን ብዛዕባ ስልጣን ኢዩ ሕማምካ። ደሞክራሲ ድማ መስርሕ ኢዩ ዓሰርተታት ዓመታት ኢዩ ዝወስድ። ባዛዕባ ስደት ውዲት ናይ ወያነን ኣመሪካን ኢዩ ምድኻም ኤርትራ ማዕቀ ናይ UN ወሲኽካ። መሃይም
ሱሳላታ!
ኣቶ ይከኣሎ ዕባይ መዓስከር ወድሸሪፎይ ሱዳን፡ ብሶማንያታት ክተት ኤርትራዊ ምስተኣወጀ፡ ከምኒ ደቂሂዋን ዋዕሮ ኮተቴ ሄለን መለስ ኣሰር ጀጋኑ ተጋደልቲ ክስዕባ ከለዋ፡ ንሱ ግን ብምጽወታ ኩንታል ስርናይ ትሓቢኡ ምንባሩ ወሪኡ ኣለኒ፡ ኣብ ዘመነ ጉሒላ ወራር ወያነ ዳግም ከምዘዝለቀ ግን መርገም ፍትሓዊ ረቢ ኣባደንደን ይቅዘፈኒ፡ ሕጂ ቦክሪ እዝነይ ኢየ ዝሰምዕ ዘለኩ ይሕዋት😃
🤝❤🕊
ናብ ሳሚ ሺኮር፡፡ኣረጋይ ካብ ኣጀንዳ ይወጽ አ ኣሎ ጠጠው ኣብሎ፡ካብ ኣጀንዳ ወጽስ ኢ አዩ፡፡
😊😊😊
ድሕሪ ወርሒ ከኣ ጀነራላት ሓማሲን ይገዝኡና ኣለው ክብል እዩ ዩኩኖ 😂😂😂
Good question sister!!!!
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Hgi yekaaolo abey eyu zkawem niru ke eway Eritreen
Yekalo nefu thanks enka kedka ne yonas mastika ka keyetegedfo dem be fethe tsora aragifa eda kelele temesgen kemu gerkum kedu abakat
ኩልኻ ተመለስ
ናበይ? ንዓድኻ ድኣ ተመለስ ኣይትገብሮን እምበር ባርያ። ኢሰያስ ምንባር ከሊኡክን ወጺእክን ኣብ ዓዲ ድሞክራሲ ኮንክን ከብድኽን ምስ መላእክን ተመለስ? ለኻብጥ። ኢሰጵጵ
ኣድጊ ንስኻ ኤርትራ ተመለስ መጀመርታ ኣብ ስደት ተወሊድካ ኣብ ስደት ክትነብር ሎኽመኛ
HAWEY HAWEY???
ዋይ ዚፋራ መልክዖም ሪኤ ተመርዕየያ ይብል ኣሎ
እዛ ናይ ይከአሎስ ውህ ውህ አቢላቶም።ካብተጉሩዑ ተቢዕኩም ከም ሃውና ይከአሎ ናብ ህዝብኩም ተመለሱ።ይከአሎ ሙሁር እዮ።የዋእኩም መንእሰያት ተህዝኑ።ሙሁር ይቅተልካ ዝበሃል ከምዚ ናይ ይካአሎ እዮ።ንስካትኩም ከአ ከርተት ካብ ትብሉ ተመሃሩ ሰልጥኑ ጽባህ መስሃቅ አብቲ አብ ኤርትራ ዘሎ ህጻን ከይበልጸኩም።በጃኩም አብ ክንድ በዚ ደንቆሮ ውፍይ ኢንግሊዝ ምዝራብ ዘይክእል ንዓካትኩምን ለኪሙኩም አሎ አብ ቲክቶክ ተሰክቲትኩም ክትውዕሉ ብአስተርጓሚ ክትርጐመልኩም ምሃፈርኩም።ሰለስተ አርባዕተ አመት አብ ኤሮፓ ኳፍ ኢልኩም ቋንቋ ዘይምክአልኩም ደድህሪ ውፍይ ሰልጠነ ፍኑናን ኳለል ክትብሎ መዋእልኩም ደንቁርኩም።
ናብ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኣሕዋትካ ወስኸሉ
Aboy yikalooo
Single
ድምጺ ጽቡቅ የለን ኣታ ሳሚ ሕቱኽቱኽ ኮይኑ
ድራር ተጋዳላየ ኢልካ ሰብ ኣይተደናግር ታዕሊምካ ከይወዳእካ ኢካ ነጻነት መጺኣ።
Kikkkkkkk u kill me bro 😅
እዋይ ብዓል እዚስ ምስ ሰብ ደዮም ክቑጸሩ ምስ ነፋሒቶ፧ መፍንፈናት መጽረፍቲ ድሓር ከመይ ኢሎምዮም ክርኣዩዎ ነዚ ህዝቢ፧ ይኽደነና ፈጣሪ ካብ ከምዚኣቶም ምዃን።
libey mis hagerey yibil keyhafere hagerawi agelglot k ?
Feshuileeee meniseyee
KemZi newram agame rie ayfeletn, its so sad deki hagerey hasisom
Sami nisekan nisuin seleyan ekome
Edkaaaa gedefkaaa welaaa egirekaaa zeythib
Good Comedian.
Sabia Sabia Mekesene
Sabia meleteizibimelete
Kulatenaeritreawi kitehwawesehlewo
Anifalale zelahtinakiewetu
🇪🇷🇪🇷💯🙏🌴💐🌲🪴💪🌿✊☘️👑🍀🇪🇷💯
ናብ ህዝበይ ተመሊሰ አለኹ ማለት እንታይ ማለት እዩ ካብ ህዝቢ ዲካ ሪሒቅካ ካብ መንግስቲ ዘይነጸረ ዘረባ እዩ ናብ ናብ ህግደፍ ተመሊሰ አለኹ በል ።
@@surafailtesfazion179 እዚ ለክባጥ
ሓንሳብ ትግራዋይ ይኸውን ሓንሳብ ኣምሓራይ
ሓንሳብ 🤣ኒየው በሎ እዚ ጊላ ኢሳያስ