ነሹ መጸ መጸ/ ኢሰያስ ንቢኒ/ ገነት ሎሚ መሊሳትሎም/ ዊንታ ንነሽነሽ/ ቓሉ ተመሪቑ/ መርዓ ወዲናዙ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • ነሹ መጸ መጸ/ ኢሰያስ ንቢኒ/ ገነት ሎሚ መሊሳትሎም/ ዊንታ ንነሽነሽ/ ቓሉ ተመሪቑ/ መርዓ ወዲናዙ

ความคิดเห็น • 327

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน +35

    ሊንክታት ፡ ናይ ነሽነሽ member ንምኳን Join this channel
    th-cam.com/channels/PfXVcObH4LfsD-xohGm7Ow.htmljoin
    ናይ ኢንተርቪው ኢሰያስ m.th-cam.com/video/Zxk1Y991uVs/w-d-xo.html&si=5IjsPyZXWqX9HhMs
    ናይ ገጣሚት ይርገኣለም th-cam.com/video/mrsr58VlmSI/w-d-xo.htmlsi=BpRhcjOjg9Q-8kll

  • @DannyTekaBeyene
    @DannyTekaBeyene หลายเดือนก่อน +35

    እዛ ገነት ትብሃል ነሹ እንድሕር ትረኽባ ትኽእል ናብ ሚድያ ንከይትመፅእ ዘይትመኽራ ፅቡቕ የላን😢

    • @user-ck2kx6ld1x
      @user-ck2kx6ld1x หลายเดือนก่อน +3

      ታይ መፅዩዋ ኢያ ካብ ሚድያ ትእለ እቶም ክፉእ ዝገብሩ ከማን ኣይተኣለዩን ታይ ሕማቅ ሪኢክላ ቡዙሕ ንማሃር ካብኣኮ ኣለና ክብሪ ንልዑል እግዚአብሔር ፅቡቅ ኢያ ዘላ ሕማቅ ክሳብ ዘይረኣክላ ካምኡ ኣይባሃልን ዳሓር ካሕ ንረሳሕ መልሲ ናይ ደቂ ሰባት ክትምልስ ግድን ኢዩ

    • @bietitesfalemweini2940
      @bietitesfalemweini2940 หลายเดือนก่อน

      Moral seb ayttenkfu xubuq yelekn ente zblki entay metesmaki nezi nski xhifkyo zeleki enterato xubuq aysmaan yu qdmi mzrabna entay qalat kem newxe nflet.

    • @DannyTekaBeyene
      @DannyTekaBeyene หลายเดือนก่อน

      @@user-ck2kx6ld1x እሞ ምስ መዓት ረሳሓት እናተመላለሰት ትውዓል ከምቱ እምነታ ፅኑዕ ዝኾነ ምስዚኦም ድማ ዘይምምላስ ዝትምልስ ዘላ እኮ ስለ ዝስምዓ ዘሎ እዩ ኣነ ድማ ናይዚኣቶም ወረ ከም ቑፅሪ ክታሕስቦ የብላን በሃላይ እየ

    • @user-ck2kx6ld1x
      @user-ck2kx6ld1x หลายเดือนก่อน +1

      @@DannyTekaBeyene ኖ ሓቃ ኢያ ንሶም ብዝተዛረብዎ እቲ ታዓዛባይ ሓቂ ክመስሎ ስለዝክእል ነቲ ህዝቢ ናቶም ሓሳብ ቅኑዕ ካምዘይኮነ ኢያ ተረድእ ዘላ ምስኣሕዋታ ከየባእስዋ ስለዝፈረሐት ኣክብሮት ኣብ ህዝቢ ስለዘለዋ እምበር ንዐኦም ተገዲሳ ኣይኮነትን ኣይተፃረፈቶሙን ንዐኦም ካኣ ኣይመለሰትሎሙን እቲ ዝተዛረብዎ ጌጋ ምኳኑ ኢያ ንህዝባ ኣፍሊጣ

    • @hilnahaile2982
      @hilnahaile2982 26 วันที่ผ่านมา

      እዛ ገነት ትብሃል ኣምስሉ ነዉ በልዋ 👎

  • @Wedichealohadadim9823
    @Wedichealohadadim9823 หลายเดือนก่อน +20

    ኣነ ዝገርመኒ እዞም ኣብዚ ገዛ መጺእኩም like ከይገበርኩም ትወጹ ዘለኹም። ኣቱም ሰባት ኣይክፈሎን እዩ like ምርጋጽ ኣይትፍርሕዎ።

  • @yes6292
    @yes6292 หลายเดือนก่อน +16

    ነሸይ ሓብቢ ❤🎉 ሶ ውድድድድ የኔ ቆንጆ ካብ ዓዲ ዓረብ ዘክብረካ ምንጪ ሰሓቀይ ❤🎉❤🎉

  • @FurtunaGebre
    @FurtunaGebre หลายเดือนก่อน +22

    አነ ን ገነት ሓፍትና ክብላ ዝደሊ መንፈሳዊ ነገርኪ ፅቡቁ እዩ ግን አብዓለም ኢኪ ዘለኪ ንስጋኪ እዉን ቁሊሕ በልያ ፀጉርኪ ላፂኪ መፂኪ መን ክሕጎሰሊ እዩ ሓበሻ ወዲቅካ ተግንይካ መሊሱ እዩ ዝደቁሰካ ብሱሩለ ጓል አንስተይቲ ፀጉራ ክትላፂ ብመፅሓፍ ቅዱስ ኩሉኩል እዩ ማዓረይ ክብሪ ተጓናፀፊ አጆኪ ጠንክሪ ❤❤❤ ዙኩሉ ዝበሉኩኪ ፀቢቅኪ ክሪኤኪ ስለ ዝደሊ እዩ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏

    • @alemtekle506
      @alemtekle506 หลายเดือนก่อน

      @@FurtunaGebre ልክዕ ኢኺ ጓል ፀጉራ እዩ መዓርጋ ግን ከኣ ትፈልጦ እያ ፅቡቕ ጌራ እንታይ ከምዚ ይገብራ ኣሎ ግን እንድዒ 🥺😞

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal หลายเดือนก่อน +17

    ጋዜጠ ነሸነሸ ቲቢ ንቅድሚት 🙏🏾💕

  • @dgrjr4370
    @dgrjr4370 หลายเดือนก่อน +5

    Ghennet LOVE YOUR NEW LOOK. IT SUITS YOu. NATURAL hair is The BesT. Not artificial not photocopy . You are beautiful 💯☀️🍁🌻🌱🌿💖💖💖🌿

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp หลายเดือนก่อน +2

    ነሹ መጸ መጸ ክቡሩን ሕፋሩን ጋዜጠና ሰላምካ ብዝሕ ይበለ

  • @bisratweldertsion3775
    @bisratweldertsion3775 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks, Journalist Neshnesh❤.

  • @albadrabadr4585
    @albadrabadr4585 หลายเดือนก่อน +8

    አይፈልጦን ድዮም ዝበሉ 😮ንነሸነሸ ዘይፈልጥዶ አሎ እዩ ወለከ ሸረኒ ነሹ ፃዕዳ ልቡ ክፈትወካ ማዓት እየ❤ ሓፍተይ አላሰ እንተተካሪና እሞ ንነሸነሸ አይከታቶለን እንተኢላትኒ በቃ እሺ ንተዓረቕ ይብላ😂😂ንሳ ካዓ እንታይኪ ድዩ ኢላሰ መሰንጀረይ ምፍታሸ ጀሚራ ወዮ ነሹሰ መፈጠረይ አይፈልጠንይ😁😁

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน +1

      @@albadrabadr4585 🙏🙏🙏

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl หลายเดือนก่อน +6

    ነሹ ንሳ ውን ኣርእስቲ ክትከውን ትደሊ እያ : ኣብ ክንዲ ኣብ ማሕበራዊ መድያ መጺኣ ከምዚ ኮይነ ከምዚ ተባሂለ ትዛረብ : ኣብቲ ዝሓገዝ ዘድልያ ተሓጊዛ ድሕርዚ ግን ካብ ከምዚ ምምልላስ ወጺኣ ደቃ እንተተዕቢ ይመክራ : ማ/ መድያ ትርኣይ ግን ኣይትመልስ ወይ ትዕጸዎ : ወልፊ ጌራላ ::

  • @WintaAsfeha
    @WintaAsfeha หลายเดือนก่อน +8

    ክክክክክክክክክክክክክክክክ ኩቡር ጋዜጤኛ ነሽነሽ ጹቡቅ ሌላ ይግበረልና ዊንታ ኣስፋሃ ይባሃል ክክክክክክክክ ንፉዕ ኢኻ ቀጽሎ ግን ኣይትጽረፈኒ 🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      😂Eshi sis ❤️🙏

    • @Abelab642
      @Abelab642 หลายเดือนก่อน

      ​@@neshnesh_showንሳ ዲያ ዋላ ዓይነይ ኢዩ ልበ ቆራጡ ኩቡር ጋዘጠኛ ነሹ ኣከይፈኒ ዘና ግበራ ሎሚሸት😂😂😂

    • @user-re5sy2hz2t
      @user-re5sy2hz2t หลายเดือนก่อน

      @@WintaAsfeha 🤔🤣🤣🤣

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv หลายเดือนก่อน

      ​@@Abelab642😂😂ልበ ቆራጡ😂

    • @user-ys2tq2so4y
      @user-ys2tq2so4y หลายเดือนก่อน

      Kkkk ንስኪ ካ ስነጥበበኛ ኢኪ ርዝን በሊ ኣብ ፍልሚ ይኩን ዝኮነ ሳሕቲ ሳሕቲ ክትመጺ ኣለኪ እበር ሲልኪ ትክፈቲ ባእ በጃኪ ርዝን በሊ

  • @yohanahaile3655
    @yohanahaile3655 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ yena konjow marey God blessing genny ❤❤❤

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k หลายเดือนก่อน

    እዋይ በላበለው አለካ በለካ ጸፍዐካ ፍትሕ እኮ ደሎን ዝነበረን እዩ ክዕረቁ ደቆም ክሐቅፉ ከአ አምላኽ ይከአሎ እዩ አብ መንጎ ክልተ ሐዳር አይትእተው ካልአይ ከአ አውራጃውነት አይንፈልጥን ኢና ኤርትራውነት 9 ብሄራት አይንፋላለን ዘበት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @esayasmesefen7784
    @esayasmesefen7784 หลายเดือนก่อน

    ታባኪ ዝተፀገማ አለዋ ይአክለኪ ነፋሒቶ አይትኩኒ፡፡ ምፊታሕ አባኪ አተጀመረን፡፡

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp หลายเดือนก่อน +3

    ነሹ እዛ ፈሊጣትካ እንታይ ክገብረልካ እዩ ገመጃዕ ባዕለይ ዶ ክጸርፈልካ ክቡሩ ጋዜጠና

  • @Hadyela
    @Hadyela หลายเดือนก่อน +1

    Geniye niski blixti Lebam proud ade eki and god bless you .

  • @tesgamezgobo2787
    @tesgamezgobo2787 หลายเดือนก่อน +2

    neshu zeyfelet baelu yefelet❤❤❤ neshu shikorrrr❤❤❤

  • @user-oi4jn6on6f
    @user-oi4jn6on6f 27 วันที่ผ่านมา

    Nesu wedi shuq ❤❤❤

  • @hwcggx
    @hwcggx หลายเดือนก่อน

    የንፈልጠካን ነሹዋየዋየ 😂😂🥰

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 หลายเดือนก่อน

    Wenta dese zebela tegber kulome weshtom Entay tefeletu ❤❤❤🎉🎉🎉God blessed you 🙏 ♥️ ❤️ ❤

  • @amanuelyacob5652
    @amanuelyacob5652 หลายเดือนก่อน

    Good job thanks

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️

  • @user-cb7ix1fy1s
    @user-cb7ix1fy1s หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @dontlovetheworld.8016
    @dontlovetheworld.8016 หลายเดือนก่อน +1

    ዊንታ ትሕሱ እያ ዘላ ጽቡቅ ጌራ እያ ትከታተለካ ካብ ኣዛራርበኣ😊

  • @user-is5pq1ft2m
    @user-is5pq1ft2m หลายเดือนก่อน +1

    ቴሜ ይመችካ 😂😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @hwcggx
    @hwcggx หลายเดือนก่อน

    ኣይ ነሹስ በቃ ህዝቢ ክርስዐካ ደልዩ ኣይድያ ቀይር በቃ ዊንታ ክትዝክረካ 😂😂🥰

  • @kesetegrmay2389
    @kesetegrmay2389 หลายเดือนก่อน +1

    Good job neshu arkeyy

  • @azityblessed4416
    @azityblessed4416 หลายเดือนก่อน +3

    Nneshu Zeyfelit Baelu Yfelit

  • @user-df9ju5iw3z
    @user-df9ju5iw3z หลายเดือนก่อน +2

    Hasawit bela neshu ko lieli all srtist u zflet😘

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl หลายเดือนก่อน +1

    ሕምምቲ እያ እዛ ጋል ከም ኤርትራዊ ጋዜጥኛ ከም ኤርትርዊ መጠን : ኤርትራዊ ኣይሕስውን እዩ :: ብጣዕሚ የሕዝን ኣምላክ እዩ ማለት እዩ ዘይሕሱ :: ካልኣይ ንግልኪ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ናይ ግልኪ ርእይቶ ክሳብ ዝኮነ ኣብ ዝኮነን ዘይኮነን ናይ ሓባር ኣይትግበርዮ : ኣነ ኢልኪ ተዛረቢ ኣብ ክንዲ ኤርትራዊ ናይ ሓባር ናይ ትምክሕቲ ስም :: ይተኣረም

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy หลายเดือนก่อน

    ከመይ አካ ነሹ ሓወይ አይ ገነይ አጀኪ አይትግደስሎም ስቅ ኢልኪ ከም ቀደምኪ ኩኒ 🙏💘💘💖💖💖

  • @user-bf4nn2rv8e
    @user-bf4nn2rv8e 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @AM-fq7tg
    @AM-fq7tg หลายเดือนก่อน

    ተሓዋዊስዋ በል ኣይፈልጦን እንዳ በለትስ ምስ ሰደዱለይ ነሹ ሽኮር ኢለ ሪአዮ ትብል 😂😂😂

  • @user-tc6pm3wp9x
    @user-tc6pm3wp9x หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @salitekle4013
    @salitekle4013 หลายเดือนก่อน

    Shalom bqanqa hibru koynu selam malet eyu

  • @mohammedbel3m550
    @mohammedbel3m550 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @filips9899
    @filips9899 หลายเดือนก่อน

    አውይ ነሹ ሓወይ ኣወዳኣዮም አንዶ ነዛ ንሶም 5 ደቂቅ ዝዛረብዋስ ንስካ 1 ሰዓት ትዛረበሉ ዝኮነ ኣብ ሞንጎ ኣይትዛረብ ኣወዳኣዮም ቅድም ሽዑ ናትካ ሪኢቶ ትህብ ዋላ ካሎት ሰባት ከማን ከሙ ይብሉካ አዮም ግን ክሳብ ሕጂ ኣይታረምካብ ን ቲፎዞካ respect ምሕላው ጽቡቅ አዩ ነሹ ሓወይ አዚኣ ካባይ ጥራይ ኣይኮነትን ናይ ኩሉ ሰብ ሪኢቶ ተደጋጋሚት አያ ኣስተብህለላ ዘዓርከይ I love you neshu bro ❤❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      እሺ በሪሃትለይ ሕጂ 🙏🙏🙏

  • @user-rp6hd5bf4b
    @user-rp6hd5bf4b หลายเดือนก่อน +2

    ነሹ❤❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️

  • @shewitmuruts8183
    @shewitmuruts8183 หลายเดือนก่อน

    Neshuo aseli

  • @user-qx4on6il8t
    @user-qx4on6il8t หลายเดือนก่อน

    Neshuway mekseb mnchi shaqey ngho tse ile natka Video ye zseme enda shaqku ka nsrhey zdalo❤❤❤❤❤❤

  • @zahraaa9388
    @zahraaa9388 หลายเดือนก่อน +3

    ነሹዋይ 😂😂😂😂😂😂😂ኣየ ዊንታ ዓይነ ልቦነኣ ተደፊኑ እዩ እምበር ትፈልጠካ😂😂😂😂😂 እያ

  • @messihemulu5531
    @messihemulu5531 หลายเดือนก่อน

    ነፍዕቲ አጆኺ ቀጽልሉ❤

  • @user-zc4gr8zs9u
    @user-zc4gr8zs9u หลายเดือนก่อน

    Neshu heway Nebarley da neskas ❤😍💙

  • @user-jh2vh7dd4s
    @user-jh2vh7dd4s หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ ከመይ ዓንጃል እያ እዛ ዊንታ ስቅ እባእዩ ጠቂምዋ

  • @michelmeles-hx3so
    @michelmeles-hx3so หลายเดือนก่อน +1

    ነሽነሽ ወደይ ዓለም ናይመን ኢየ ንዓይ ከም ዝመስለኒ ናይ ሃብታማትን ናቶም ፋሉጣትን ኢያ ሐፋሽ ዝሓስቦን ዝዝክሮም የለን ክጥቀመሉ ጠራይ ኢዩ ዝዝከርዎ🎉

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb หลายเดือนก่อน +1

    ነሹ ሓወይ እዛ ገነት ሓፍትና ብውሽጢ ምኸርዋ እዞም ሓደ ሓደ ስድታት መንገዳ ከስሕትዋ ዮም ካብ ሶሻል ሜድያ ክትርሕቕ ኣለዋ

    • @mengedihaqiterarikinaybhaqi
      @mengedihaqiterarikinaybhaqi หลายเดือนก่อน

      Tsbuk Aleka Ane wn kemu eye zbl zeleku.kitmlselom kitbl ketselilwa eyom.kabzi Meda kittle Alewa.Hji wn aygedfwan eyom kemzi Ela andabelu kesherarfwo eyom

  • @BrhaneFshaye-cy6ir
    @BrhaneFshaye-cy6ir หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ neshu arkey fqirrrrrrrrrrr

  • @JdvbDjut
    @JdvbDjut หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙌

  • @havefunwithmaryandcristina1147
    @havefunwithmaryandcristina1147 หลายเดือนก่อน

    Ajoki jigna. Eiki amlak eidmen tieinan 🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Samri-nh5vh
    @Samri-nh5vh หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @EriMoralMedia
    @EriMoralMedia หลายเดือนก่อน +2

    "ሞ ምሓርናይ ዶ?"😂😂😂 ቃሉ ክክሓስ ዝሓሰበስ ናብ ምልማን ኣትዩ😂

  • @user-bf2no8ld3l
    @user-bf2no8ld3l หลายเดือนก่อน

    Shalom

  • @eruadey4716
    @eruadey4716 หลายเดือนก่อน +1

    Genet haftey please nab mas media aytmxi khmku eyom eziom nsu eu srhom kala wela hanti elama yeblomn

  • @FaniGhermai-wt5tk
    @FaniGhermai-wt5tk หลายเดือนก่อน

    Neshu shikor mara eya zftweka god bless you lovely ❤

  • @fetaritium5552
    @fetaritium5552 หลายเดือนก่อน

    Geniye ajoki ziaday ❤❤❤❤❤

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 หลายเดือนก่อน

    I love ❤️ Winta .

  • @tsegakiflemariam
    @tsegakiflemariam หลายเดือนก่อน

    Neshu hawey ajoka naka zeyfelt baelu yfelt winta asha zeyfeletetka entay keygedleka anen galeyn natka aynhlfan iena❤❤❤

  • @salamhss8065
    @salamhss8065 หลายเดือนก่อน

    አናኻ ይፍልጥኻ እየ ነሸዋይ ሸቅሊት ናይ መደማ ❤❤❤❤

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 หลายเดือนก่อน +2

    ሓጊዚካ ሓጊዘያ አንዳበሉ ዝላገጽ ሕብረተሰብ ፎ ሞት ወላ ትቅረበኒ ኣምላክ ዳኣ ይውሰደኒ አንበር ካብዚ ሩኩስ ህዝቢ ሓገዝ ኣይተምጻለይ ኣምላከይ

  • @user-vo9kv8ho6g
    @user-vo9kv8ho6g หลายเดือนก่อน +1

    ❤️😂😂😂😂😂ነሹ ባ ታይ እዩ ዕልልልል ትብል ካሙኡ ክትብል 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @besrathagos7378
    @besrathagos7378 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ neshe mekesebe

  • @user-cl1km4jk6h
    @user-cl1km4jk6h หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏

  • @RutaRedie
    @RutaRedie หลายเดือนก่อน +2

    Neshu hawey bali ezia tekatatilen entay key mlia eye hasawit koyna eber ngoho tesa natika eya tsema

  • @legessehunde2721
    @legessehunde2721 หลายเดือนก่อน

    Salem malet
    Salm salm mateu

  • @salitekle4013
    @salitekle4013 หลายเดือนก่อน

    Winta halay

  • @yosantrfe-yt6pk
    @yosantrfe-yt6pk หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙

  • @GhideyOkbamichael
    @GhideyOkbamichael หลายเดือนก่อน

    Geni haftey bejaki eleki nski kbrti gn mszom husurat aytmelalesi pliss men eu mo keamnom kulu seb zfeltom nay meste nay hasheshh mukanom

  • @user-bf2no8ld3l
    @user-bf2no8ld3l หลายเดือนก่อน

    Selam selam

  • @kokobey7020
    @kokobey7020 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ich kann nicht mehr 😩 😢😢😢

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 24 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ሽኾር😂😂❤

  • @Roozx-de5ox
    @Roozx-de5ox 24 วันที่ผ่านมา

    ነሹ ሓዉና ክንፈትወካ ማዓት ምንም ዓይነት ክፋእ ዝይብልካ ንፁህ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰አሽካዕላል ግን አትግበር😂😂

  • @edenweldemichael2439
    @edenweldemichael2439 หลายเดือนก่อน

    እዚኣ ዳኣ ውድቅቲ ሓቆም'ዮም ክንጽልዋ ውድቅቲ ዘይ ከም ካልኦት

  • @andertawit
    @andertawit หลายเดือนก่อน

    ነሽዋይ ማዓር ጠባዩ

  • @wedishekabk4274
    @wedishekabk4274 หลายเดือนก่อน

    Neshu bzey natka kulen medatat atseyen eye hasot enda bezhe slezi wudue habereta amtsialna link ayndelin ena❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @besrathagos7378
    @besrathagos7378 หลายเดือนก่อน

    Neshnesh I love so much
    Neseka hagos eka

  • @mussiekaleab4429
    @mussiekaleab4429 หลายเดือนก่อน

    Shalomleka etonay neshu eta etonay kea gazetena maletu bqanqa israel❤❤❤❤❤

  • @user-il6dt9oe2h
    @user-il6dt9oe2h หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ salem duy haweyyyyyyy

  • @Senbte_Chidan
    @Senbte_Chidan หลายเดือนก่อน

    Neshu morelife ❤

  • @MaryTesfay-k1w
    @MaryTesfay-k1w หลายเดือนก่อน

    neshu halal anes kfetweka mat❤❤❤❤❤

  • @AbitiKahsu
    @AbitiKahsu หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @kifleguesh6526
    @kifleguesh6526 หลายเดือนก่อน +1

    Neshu ezom ab turki zilewu eba aytresayom ab hmak alewu🙏

  • @kesetegrmay2389
    @kesetegrmay2389 หลายเดือนก่อน

    Good morning

  • @gabrikonjo5425
    @gabrikonjo5425 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉😊

  • @DannyTekaBeyene
    @DannyTekaBeyene หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ነሹ ኣነ ትግራዋይ እኳ ላፈለጥኹኻስ ጓል ዓድኻ ኣይፈልጦን ትብል 😂

  • @dgrjr4370
    @dgrjr4370 หลายเดือนก่อน

    It also shows Ghennet is getting stronger,, growing wiser and independent. 💯🌿🌻💖🍁🍂🔥

  • @user-dl6ik6ft9y
    @user-dl6ik6ft9y หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂 like 😅❤❤ nasuh xadi

  • @user-ww9gu5ko9z
    @user-ww9gu5ko9z หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @user-tt9bh8dm3f
    @user-tt9bh8dm3f หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay หลายเดือนก่อน +2

    ገነተይ ብዙሕ ዘረባ ተበዚሑ ክትህዉቲቲ ኢኪ ይዕርፊ ካብ ሜድያ ፓእ ተዋርድና'ኮ ዘይግዳይና ክንሰምዕ

  • @dejenteka8714
    @dejenteka8714 หลายเดือนก่อน

    Neshu and kalu is the best ❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  หลายเดือนก่อน

      ❤️❤️❤️

  • @Abelab642
    @Abelab642 หลายเดือนก่อน +1

    100% ትፈልጠካ ኢያ ሹር ይፈልጦ ክትብል ሲለ ዘይ ደለየት ኢምበር😂😂😂😂

  • @MaryTesfay-k1w
    @MaryTesfay-k1w หลายเดือนก่อน

    neshu shkor entay eya ba geyratka za kowieka ሒቐኣ seyrkaya😂😂❤❤❤❤

  • @daniture3262
    @daniture3262 หลายเดือนก่อน

    ብዒዋላይ ዶ ክነብር እየ ሓዳር ክገብር እየ ናይ መን ደርፊ እያ ጀምዓ እስኪ ንገርና

  • @kesetegrmay2389
    @kesetegrmay2389 หลายเดือนก่อน

    qexlo neshu arkeyy

  • @AmlnSaln
    @AmlnSaln หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም ደ. ❤❤😂😂😂😂

  • @umsaad6493
    @umsaad6493 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dn8es9sn5u
    @user-dn8es9sn5u หลายเดือนก่อน

    ጋዜጠኛ ነሹ ❤😅💙

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo2174 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @habtommehari2362
    @habtommehari2362 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @shewitmuruts8183
    @shewitmuruts8183 หลายเดือนก่อน

    Neshuo enka aihlfkni