💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrean leaderships words staying throughout, that is truth 👏 never falls, even the Seeds of Wedi Afom Nation made it through odds of unthinkable places 😀 Eritrea opened closed doors for African countries period ❤❤❤❤Believe it 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏👏👏
Aweraja enda belu hawe ketwe bota jebelkmen. Tigraikum balja hzom jekedu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Aleku, zeleni nhakum mhnti hzb Eritra thalfu zelekum. Thum iyu zello dhaya. ALEKU.
NATSNET HUQBAY ARGAYA.
ERITRAWIT, SHAHBYAWIT
HGDEFAWIT. ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብራቮ ሚኪ ሽኮር! ነዞም ኣርካናት ጀጋኑ
ብጁዋት ሃገር፡ ኣነ ክሓልፍ፡ ንስኻ ክትጸንሕ
ዝብሉ ንብጻዮም ካብ ነብሶም ንላዕሊ ዘፍቅሩ
ዘምጻእክልና ጂግና ወዲ ኤረይ!❤🇪🇷❤🇪🇷
ዋው ጡዑም ድምጺ❤
ወዲ ሃይለ እጽሓፍ ግደፎ ፡ መንሞ ከየንብበሉን ፡ክርድኦን፡ እንትርፎ ጋንታ ዕንይንይ ።❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Yegerm eu wedi eri Jegna kubuer haw miki 🇪🇷 🦁 ❤
Miki jigna❤❤❤❤
💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrean leaderships words staying throughout, that is truth 👏 never falls, even the Seeds of Wedi Afom Nation made it through odds of unthinkable places 😀 Eritrea opened closed doors for African countries period ❤❤❤❤Believe it 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏👏👏
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤miki wedi Eritrean xaeda thanks jigna
Deki Erey maarey, Aewet dirarom Jeganu Abotatikumn Adetatikum key resaaekum. Tegibar Tegaru aeb wexaai zelewe dekiy milibam yedilina zeye wedeke kufuai gibrom!!🙏🏽🙏🏽😂🇪🇷🎉🇪🇷❤️❤️❤️✅✅✅!!
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💯💯💯Welcome back Wedi Eritrean Anbesa Absolutely 💯 💙 ❤️ Aylegana, ab guuze alena ewe🎉🎉🎉🎉🎉💪💪💪💪💪💪👏👏
❤❤❤❤
ሚኪ ጅግና ንስኻስ ጁኩ ኢካ❤🇪🇷❤🇪🇷
🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🤲🤲🤲🙏🙏🙏
❤❤❤ሰላም ሰላም ሚኪ ጅግና ዉረስ ተወራረስ እዩ ዘሎ ናይ መን ድአ ክትወስድ ናይ ቶሞ አቦታትካ ሀገር በ2 እግራ ጠጠዉ ዘበሉ ብኦሞ ንኮርዕ ንሕበን ክብርን ምጎስን ነቶሞ መራሕትና ክብሪ ንምክልካል ሰራዊትና
ጽቡቅ ኣለካ miki
Yai Miki jigna!! 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ሚኪ ወደይ በሎም ድአ ነዞም አዉራጃዉያንሲ አይተናሕስየሎም። ጸበብቲ!!
Aejoka Miki wedey, enkoa natey konkum desssssss zebil. Abotatika kulu gize kem Nebiyat eyom zinibeyu. Kisenu deki Helal Maret.🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹✅✅✅💕💕💕🎉🎉🎉👍🏾👍🏾👍🏾
Eritrea kibrty hager 9 eya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Selam. Miki.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪❤️🐪🇪🇷🇪🇷
ብራቮ ሚኪ ካብ ዝኾነ ይኹን ንሓድነትን ምስልን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዘይኣምኑን ዘይደልዩ ንኹሉ ብማዕረ በሎም ኣጆኻ💪 ❤🎉🇪🇷 🙏
ንሕና ☝️🇪🇷 እንዳበልና ግደፉ ዓዱዝጸልእ ሰብ የለን ግደፉ እልናም። ንሕና አሕዋትና ዓደም ክትዉ ኢና ንጽዕር ዘጥፋአልና??
ስቅ በል ነቲ ሐድ green light ነቲ ሐድ it doesn’t work like that.
ሚኪ አጆካ። 🇪🇷💚
ኤርትራና ከም ቀደማ ይቐጽለላ ኣምላኽ 🙏
We'll come br God bless you
እዚ ንባዕሉ ሰብ ኣይኮነን። ኣብ ኩሉ ንነብሱ ናጻ ክውጽእ ዝፍትን ሸንኮለል እዩ።
❤❤❤❤❤
ALEKU
❤❤❤❤❤❤❤
Waww Zebenki Endu Erey Halaley❤❤❤❤ Enkae Ezirena 🎉🎉🎉🎉 deki Erey
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉።👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏
Miki wedna azika hayal eika biravo👌👌👌👌👌👌
ሰላም ሚኪአምላኸ ይመስገን ሎሚ መዓልቲ አብ ውድድር ዝተሳተፈ ❤❤❤
🎉🎉🎉😢
ኣጅኻ ሚኪ ኣይትገደሰሉ❤🎉
Ezi wedi Haile ab shaebya xilieit selzelewo u ms weyane zemesasilo zelo hasawi u.
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🏻🙏🏻
Zegerem eu
ሰላም ሚኪ ኤርትራውነት ክቡረረ መንነት ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Tekawemty zykonu seyty kibren hagern eyom kidat bemny nedtatom zeharmu men kikerbom hasewty kidat
Miki hawna hasab alatnee n Beinyam and Henokn bhade nab Asmara katwu akebabla bhade kgebrlom kemey tmesleka
አርትራዊ ተፃዋታይ አብ ካናዳ ተኩሶም አብ ማእከል ሚዳ ተቀቲሎ ብምውዳቅቲ ዝሓለፈሉ ንቢኒ አምላኽ ይመስገን።
ሚኪ ሓወይ ኮነ ኢሎም እዮም ኣውዲቆሞ ግን ኣምላኽ ኣጸቢቅሉ ኣሎ።
መርሓባ ሚኪ ቲቪ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Kkkkkk Adgi nihamato koynu kshfelna eyu kkkkk
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ሰላም ሚኪ
❤️🌹🇪🇷🇪🇷🌴💕🐪
Esu ይዛረብ ኣሎ ከነማዛዝን ሓንሳብ ኣ ቅጽሎ ካባኡ ክንፍርድ
ሚኪ አስሓቀትኒ ዛዘረባኻ መን ኢልና ክንአምነካ ቀይሕ መስቀል ዋላ
ወዲ ሃይለ: አብ ወራር ወያኔ: ካብ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ተሳሒቡ ንምክልኻል ሃገር ተለዓል ምስ ተባህለ ኮርዩ: ዝመርሖ ዝነበረ ክፍለሰራዊት መምርሒ ውግእ ከይሃቦም ናብ ሓደጋ ከውድቆም ሓንቲ አይተፎን ነሩ:: ናብ ወያኔ ኢዱ ዝሃቡ ዕሉል ከሓዲ ኢዩ::
ሰላም ሚኪ ሽኮር እንዃዕ ድሓን መጻእኻ ድሃይኻ አይታሓባእ ግን ካብዚ ከዳዕ ሓሳዊ እንታይ ክንወርስ ነቲ ንሱ ዝብሎ ሰምዕና እዩ። እዚ ታሪክ ዝፈንፈኖ እዩ።
እቲ ጸገም,እካ፡ ሞኒካ ንኩሉ ኣወራጃ ዋላ ነቲ ኣውራጃኣ ኢልካ ተሓሳቦስ ገድፋቶ ድያ ፡ሃይማኖት ኢያ ጸሪፋ ግን ከከም ግዚኡ ይቅሬታ ምሕታት ከኣ ኣብ ኢምባሲ እምበር ኣብ fb ኣይኮነን ዞሎ ። ንመንግስትስ ፡ሰማእታት ከ ገዲፋ ድያ እስካ ነቲ ኩሉ ዝበለቶ ኢካ ከትምጽኦ ዝግባኣካ ንሓውቦካ ግን ቁሩብ ዕቃበ ገርካ ከም ትጋዓዝ ግን ሚኪ ይርዳኣካ ድዩ? ትስርሖ እና ንኣድኩካ
ደሓን ሚኪ እ /ግ ምሳኻ እዩ ።
ሰላም ሚኪ! ወያነ ካብቶም 100 ናብ ኤርትራ ክትኩስ ዝመደበቶም ሚሳይላት ቶም 26 ብሃውሪ ናብ መሬት ኤርትራ ተኲሳ እያ(ገሊኦም በርዒኖምኳ እንተኾኑ ዝበዝሑ ግን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኤርትራ ዓሊቦም)።ገለ ኤርትራውያን ብዛዕባዚ ኣይፈልጡንዮም። ስለዚ ዩቱበራትና ነዚን ካልእ ኣብ ወራር ወያነ ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸሙ ግፍዕታትን ከይተሓለልኩም መዓልታዊ ደጋጊምኩም ከተምጽኡ ኣለኩም
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ወዲ ሃይለ: አብ ወራር ወያኔ: ካብ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ተሳሒቡ ንምክልኻል ሃገር ተለዓል ምስ ተባህለ ኮርዩ: ዝመርሖ ዝነበረ ክፍለሰራዊት መምርሒ ውግእ ከይሃቦም ናብ ሓደጋ ከውድቆም ሓንቲ አይተፎን ነሩ:: ናብ ወያኔ ኢዱ ዝሃቡ ዕሉል ከሓዲ ኢዩ::
❤❤❤❤