ERi-TV: ገዲም'ዩ ወለዶይ - ብ ኣወል ስዒድ | gedim eyu weledoy - A poem by Awel Said

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025
  • ERi-TV: ገዲም'ዩ ወለዶይ - ብ ኣወል ስዒድ | gedim eyu weledoy - Poem by Awel Said in Commemoration of 59th anniversary of 1st September - Eritrean Armed Struggle for Independence

ความคิดเห็น • 970

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 4 ปีที่แล้ว +39

    ዋውውውው ስነጥበበኛ ኣወል ስዒድ ብጣዕሚ ጅግና ካብቶም ዘድንቀካ ስነጥበበኛ ሃገርና ኢካ ቀጽሎ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኢና

  • @dawitteame3058
    @dawitteame3058 4 ปีที่แล้ว +35

    Well said Awelino, as usual. Eritrea's historic treasure can not be exhausted and will be told for generations. I am proud of your articulate, candid and bold poetry. Keep on saying it. God bless you and may God prosper Eritrea and Eritrean's. Amen.

  • @almazberhane2336
    @almazberhane2336 4 ปีที่แล้ว +54

    አወሊኖ ጅግና ወድዞም ጀጋኑ ንስካስ እንቛዕ ተወሊድካ ሰብ ኣለዋ እዛ ሃገር ኤርትራውነት ከምዚ እዩ። 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @wedibchaaa2066
    @wedibchaaa2066 4 ปีที่แล้ว +174

    ኣታ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ነብሱ ተዘዝ አንዳ በሎ ምስማዕ ዝደጋግም ፍቅሪ ሕዝኒ ፍቅሪ ሃገርርርር 🌹❤🌹❤🌹❤ አንታይ ግድኩም ደቂ ዓደይይይይይ ኣደይይይይ ኣወለይይ ኩሉ ግዜ ከምቲ ሉሙድ ብጣዕሚ ብልትጽቲ ጥዕምቲ ምቅርቲ ግጥሚ ወትሩ ጅግና ዓይኒ ዓባይካ ይደፈን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @selamnkulu7704
      @selamnkulu7704 4 ปีที่แล้ว +4

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @samisebey6738
      @samisebey6738 4 ปีที่แล้ว +1

      🙋‍♂️

    • @ራኢኤርትራ
      @ራኢኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +4

      ንዓካውን ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ወዲ ዛ ሓላል መሬት

    • @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
      @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 4 ปีที่แล้ว +2

      ኤርትራዊ ወደ-ገባ ዘይብላ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 4 ปีที่แล้ว +2

      Anewn degagim degagim semia ay Stegebkuwan 👍👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️⭐️Awely kokob

  • @brhinsium437
    @brhinsium437 4 ปีที่แล้ว +71

    ብሌን ዓይኒ ኤርትራውያን!!!
    ኣጆኻ ኣወሊኖ ሓወይ!!!

  • @jimmyche4052
    @jimmyche4052 4 ปีที่แล้ว +56

    ጀጋኑ ኣቦታትና ወለድቲ ጀጋኑ 💪
    ጀጋኑ ኣደታትና ማህጸንክን ካብ ሓደ ወለዶ ንካልእ ወለዶ ወትሩ የፍሪ ጀጋኑ 💪
    ዓደይ ኢሪትሪያ ትዕድልትኺ ተኣምር ኮይንዋ ንዓለም 🌍🌏🌎
    ጅግና እንተሓለፈ ብጅግና ይትካእ
    ኣየ ትኣምር እወ ዘይሃስስ ትእምርቲ 🇪🇷⭐️🌹
    ዓደየ ኤርትራ ንዘንተእለት ውለዲ ጀጋኑ 💪 ዓደየ ኤርትራ ክበሪ ኩርዒ ተሓበኒ 🇪🇷⭐️🌹

  • @nakfa1244
    @nakfa1244 4 ปีที่แล้ว +73

    እዞም ዲስላይክ ዝገበርኩም ሕርኽራኻት ታሪኽ ኤርትራ እዚ እዩ እቲ ሐቂ ዘይተዋሐጠልኩም ብማይ ዋሐጠዎ ።አወሊኖ ሐወይ ቃላት ሲኢነልካ ጅግናና we love you ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ራኢኤርትራ
      @ራኢኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +1

      Yes we love u Awelino

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣወል ዓጋመ ወዲ ኢሰያስ ተምቤን ዓጋመ ወዲ ወልድኣብ ኣክሱም. እምበር ዶ እዛ ኤርትራ ኤርትራውያን ኣለውዋ እዩ.

    • @sanaytredae1406
      @sanaytredae1406 4 ปีที่แล้ว +1

      Haki bahaki aweli jeganu wedi ereyi aidimeni tianani yahabika 👍🏾🇪🇷🌟🇪🇷❤🇪🇷🐪🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 4 ปีที่แล้ว

      Sanayt Redae
      ሻዕብያ ዝተጋሰሳ እእምሮን ሰብነትን ከምዚ ከማኪ ሞቃጽርቲ ትራይ ኢክን.

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 4 ปีที่แล้ว

      phil 2112
      ኣታ ናይ ኢሰያስ ባርያ.

  • @abebaabraha83
    @abebaabraha83 4 ปีที่แล้ว +32

    ኣወል ጅግና ጅግና ጅግና ወድ ኤረይ ኣንበሳ መግለጺ ስኢነልካ በቃ

  • @amirkikeya882
    @amirkikeya882 4 ปีที่แล้ว +60

    Awall jegna 🦁 ajoka bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👌🏼

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam6931 6 หลายเดือนก่อน

    GOD bless my Country ❤. Thank you Awel for motivated us 🎉. Long live children of Eritrea 🇪🇷. ክብርን ሞገስን ንሰማዕታትና.

  • @ኤርትራዊእዩስመይ
    @ኤርትራዊእዩስመይ 4 ปีที่แล้ว +20

    እንቋዕ ኤርትራዊ ኾይነ ካባኹም ካብ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ኤርትራውያን ተወለድኩ። ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት ኣይኮነን ዘዝተወልደ ንሞት ዝቀዳደመላ ኣብ ዓለም ድሕሪ ኤርትራዊ ምዃን ሞት ከም ኣዳም ልዕሊኡ ስለ ዘየለ።
    🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷

  • @helenleul6327
    @helenleul6327 4 ปีที่แล้ว +51

    Kemey dika wedi Erey jgna🌷🌷🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏👏

  • @kubromamanuel5954
    @kubromamanuel5954 4 ปีที่แล้ว +9

    ከም ቃልካ ኣብ ተግባር ተዘንቱ ወዕሎ ኣያታትካ የሕዋትካ ብዓውታ ተድምጽ ጅግና ወራሲ ሕድሪ ኣወል ኣጆካ።

  • @filieri9056
    @filieri9056 4 ปีที่แล้ว +3

    I don't have words to describe you Awelino, you're a living Legend. Your words is something else 🇪🇷❤

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 4 ปีที่แล้ว +63

    Awel jegna Eriterawi Ajoka Wedi erey shikor anes eko Eriterawit konku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @millytakhlam6202
      @millytakhlam6202 4 ปีที่แล้ว +6

      Awel.Grma Eri edmen tiena yhebka fetari wow 🇪🇷⛪🇪🇷🕌 ty

    • @tesfaalemzerai808
      @tesfaalemzerai808 4 ปีที่แล้ว +1

      ብሕብርታትን፡ ስእልታትን ትህነጽ ሃገር የላን በሃማት ደናቁር፡ ንስልጣን ክትብሉስ ክንድዚ ሃርገፍገፍ። ምሳኹም ምፍጣሩ ህዝቢ ኤርትራስ ዘሕፍር'ዩ።

  • @salemsalem1367
    @salemsalem1367 4 ปีที่แล้ว +35

    አዎለይ 1000000 ዓመት ጽንሐልና ❤️❤️❤️

  • @Waesay
    @Waesay 4 ปีที่แล้ว +15

    ጅግና ጅግና ይውልድ Proud to be Eritrean❤️🇪🇷

  • @kidstiressommahari4412
    @kidstiressommahari4412 4 ปีที่แล้ว +1

    Eritreawi artist liqq Awel Seid nyhmamey fewsi ...kulu gelalixkayo amlak xegeu yebzhalka...
    AwetNhafash!!!!...

  • @black-ki1ng7
    @black-ki1ng7 4 ปีที่แล้ว +35

    ደቂ ኤረይ ኣነ ዝጽሕፎ ጠፍኢኒ መግለጽ ስኢነሉ ደቂ ኤረይ ደቀባት ንዓኩም እዩ እዚ መልእኽቲ ኣዉራጃ ወረዳ ዓሌት ቤሄር ከይ በልና ከምቲኦም ዝሓለፉ ጀጋኑ ኣቦታትና ኤርትራ ትኹን መዝሙርና🇪🇷ማእከል❤️ደቡብ❤️ዓንሰባ❤️ጋሽ❤️ሰሜናዊ❤️ደቡባዊ❤️ኣብ ሓንቲ ንስመር ሕድር ኣቦታትና ከይንጠልም ደቂ ኤረይ🇪🇷🌷❤️⛪️🌷🕌❤️🙏

  • @rahbotbella3344
    @rahbotbella3344 4 ปีที่แล้ว +17

    ኣስሚረላ ኣለኹ.... ሃገረይ በሊዑ ሃገሩ ከህጥር..... ኣስተዉዕል ኤርትራዊ 🇪🇷

  • @robelweldenkel325
    @robelweldenkel325 4 ปีที่แล้ว +10

    O fetari temesgenka sle’ti Eritrawi gierka zfeterkani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Aweley jigna enbah bel wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @filmonhaile1662
    @filmonhaile1662 4 ปีที่แล้ว +105

    ኤርትራ ዕድለኛ እያ ወራሲ ሕድሪ
    ኣያታት ዝርከብ ዋርሳይ ወሊዳ
    ኤርትራ ን ኤርትራውያን ❤❤❤

    • @sarazeray3586
      @sarazeray3586 4 ปีที่แล้ว +6

      Yep eritrea is only for eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @haylutesfu6471
      @haylutesfu6471 4 ปีที่แล้ว +1

      zey kemaka ewe ab kuri enda hadere eu zhalfo zelo , belae klte siga ka ab europa koinka tetakie aleka

    • @selamnkulu7704
      @selamnkulu7704 4 ปีที่แล้ว +3

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @abrahamsolomon6915
      @abrahamsolomon6915 4 ปีที่แล้ว

      @@haylutesfu6471 kemaka esaka ke abey dika zelka nbska hewse abilka nekef

    • @filmonhaile1662
      @filmonhaile1662 4 ปีที่แล้ว +5

      @@haylutesfu6471 ሃይሉ ዓጋመ 🤣🤣🤣
      ኪድ ሻሕ በል ድቃላ ከልቢ ዓድዋ

  • @kbrensh6800
    @kbrensh6800 4 ปีที่แล้ว +91

    መርሓባ ነጎድጋድ። ብውርቃዊ ቃላት ስውአትና ትውቅጥ። አወሊና ሓየት ወዲ ኤሬይ ቅጭን

  • @Money-o7l
    @Money-o7l 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣወል ኩሉ ግዜ ኣወል። ኣይተክኣልካን መትሓዚ ተሳኢንካ ፋርስ። ኣጆካ ቐጽል ብሓመሻይ ማርሻ ኣወሊኖ ነብሪ።

  • @genetmelesnegash4621
    @genetmelesnegash4621 4 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ኣታ መን ኣሎ ነዚ እንዳ ሰምዐ ዝጋጌ እዋይ ኤረይ ዓደይ ቅድመኺ ድፍእ የብና ኣቲ ህያብ ሰማእታት ብኣኺ ዝመጸና ወይልኡ ከምቶም ቀቀዳሞት ዋልታኺ ብዕልና ህዝብኺ ኣለናልኪ ንዘለኣለም ተባረኺ🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏

  • @ኤርትራዊዜጋ-ኈ5ዘ
    @ኤርትራዊዜጋ-ኈ5ዘ 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣወለይ ጂግና በቃ መግለጺ ሲኢነልካ
    እንታይ ከም ዚጽሕፈልካ እካ ጠፊኢኒ
    በቃ እድመ ይሃብካ ኣታ ጀግና ንበረልና
    ክጥእመና ንኹልና ወለዶ መምህር ታሪኽ
    ክትኮነልና ኣስፊሕኻ ክትምህረና ታሪኽና
    በቲ ሱሑል ጎረሮኻ በቃ እድመ ይሃብካ

  • @tsehaihadgu678
    @tsehaihadgu678 4 ปีที่แล้ว +28

    I am grateful to wetness this generation. Awal’s talent help me see that 💪🏽🇪🇷❤️🌹

  • @ኣቤል-መ3ፈ
    @ኣቤል-መ3ፈ 4 ปีที่แล้ว +40

    💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ጥራይ በቃ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @gobushyared6046
    @gobushyared6046 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣወል ኽድሽሕ ሓጲር በሪኽ መግለጲ ሲኢነልካ ጅግና ወዲኤረይ♥🇪🇷🕌⛪👊

  • @erelove1284
    @erelove1284 4 ปีที่แล้ว +6

    Well said and articulated poem, from unmatched Eritrean talent.
    Thanx Awel S.

  • @menkemadmenkemade6559
    @menkemadmenkemade6559 4 ปีที่แล้ว +19

    Ajoka Awel wedi eza halal meret! Edmen tenan neaka!

  • @filmonhaile1662
    @filmonhaile1662 4 ปีที่แล้ว +25

    ኣወል ጅግና ቃላት የለን ንዓኻ ዝገልጽ ❤❤❤❤❤

  • @dukatv8762
    @dukatv8762 4 ปีที่แล้ว +29

    Eritrea for ever

  • @idrisafendi3199
    @idrisafendi3199 4 ปีที่แล้ว +68

    Abshirr Wedi Sied ,ኩቡር ሰብ ፡ኩኑር ስራሕ ።ኣክሪዕካና።

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 ปีที่แล้ว +5

    መጸ መጸ ኣምበሳ መስል ካብ ዱር ድወጸ ሓየት!! ጅግና መስተዉዓሊ ኤረትራዊ ኢኻ✔💪ህግደፍ🇪🇷ወይ ሞት!!✊።

  • @bini.wedieri6785
    @bini.wedieri6785 4 ปีที่แล้ว +8

    ማሕላይ ማሕላ ኤረይ
    ሕጂ ውን ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷💪

  • @sirakfishale1484
    @sirakfishale1484 4 ปีที่แล้ว +27

    there is nothing better than being an Eritrean ,,,, from germany

  • @DLETEY291
    @DLETEY291 4 ปีที่แล้ว +2

    ሓበን ሓበን ሓበን ኣጆኹም ኤርትራውያን የሕዋተይ
    ከምቲ መራሕትና ዝበሉዎ
    ናትና ኣይንህብን ዘይናህና ኣይንደልን
    ሃገረይ ክበርለይ። ዓወት ንሓፋሽ !

  • @ኣብሂወተይከምድልየተይ
    @ኣብሂወተይከምድልየተይ 4 ปีที่แล้ว +21

    ኣወል ማለት ያኼ ኣታ ጅግና ሓላል ወዲ መሬት'!!!

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣወል ስዒድ በዓል መዳፍዕ ድምጺ
    በዓል ጽቡቕ ግጥሚ
    መሰንበድ ንጸላኢ
    ንበር ክበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ:ኤርትራና ትዓንብበልና
    ዓወት ንሓፋሽ!!!

  • @samuelgebretensae7275
    @samuelgebretensae7275 4 ปีที่แล้ว +3

    I can't have any word 2 explain z duty of our whole artists, especially awel. Keep ur best job lovely Eritreans. MARATHONE CONTINUES !!!

  • @ኤርትራ-ጐ1ዠ
    @ኤርትራ-ጐ1ዠ 3 ปีที่แล้ว

    ነጎድጋድ ዝኾነ ዘረባ እዋይ ቃላት ኣወለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በሎ ስከ ድሓዳሓዮ ሕጂ ዉን ብሃይማኖትን ብ ኣውራጃን ዝፈሊ ዝሓስብ ኣብ ኤርትራዊ ቦታ የብሉን ሓያል ወለዶ ፈጥትካ ኣወለይ ኣጆኻ ኣለና ኣብ ጎንኻ

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 4 ปีที่แล้ว +35

    ንሓድነትን ጽንዓትን ጅግንነትን ህዝቢ ኤርትራ ዝዓጽፍ ባዕዳዊ ሓይሊ ፍጹም የሎን ። ምስቲ ጽኑዕ መትከል ዝወነነ ህዝባዊ ግንባር ንቅድሚት ምምራሽ አምበር ንድሕሪት ምጉታት ከም ሕማቅ መኪና የሎን ።

    • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
      @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 ปีที่แล้ว +2

      መስተዉዓሊ ኤረትራዊ ኢኻ!!✔💪ህግደፍ👈ወይ ሞት!!✊።

  • @Eritreamyblood
    @Eritreamyblood 4 ปีที่แล้ว +24

    ኣኺሉ ኢዩ እቲ ግዜ ኣብቂዑ ኢዩ እቲ ሽርሒ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ ደጊም ክበሪ ኤርትራ

  • @reasmara4352
    @reasmara4352 4 ปีที่แล้ว +28

    Awellllll 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏God bless Eritrea

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab1120 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣገናዓ ኣገናዓ ኣገናዓ ኣወለይይይይይይይ ኣንታ ጂግና መኽበሪ ጀጋኑ ታሪኽ ኣቦታቱን ኣየታቱን ኣደታቱን ኣሓቱን ኣሕዋቱን። አንታ ጂግና ዳሓራዋይ ወሎዶ ነግ ፈረግ ምንቅ ዘይብል ኣብ መትከል ታሪኽ ሃገሩ ኣብ መትከል ሕድሪ ጀጋኑ ሰማኣታትና ነባሪን መሃርን ኣወለይ ኣንታ ጂግና ሕጂ ደጊማ ትፍለጦ ዓለምና መሰረት አንዳ አንዳና ኤርትራ ኤርትራ ሃገራዊ መዝሙርና ዓወት ንሓፋሽ ጪርሖ መትከልና።
    ኽብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና ወትሩ ይዘከሩ ኣብ ልብና ንኽብሮ ሕድሮም ሓንቲ ከይግደልና ነልማዓዮ መቃብሮም ብዳግማይ ህንጻ ሃገር ኣወዳትናን ኣዋልድናን።
    ዓወት ንሓፋሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽሽ

  • @mahmudabdulkadir1178
    @mahmudabdulkadir1178 4 ปีที่แล้ว +10

    Oweee awelino Smart ewanwait eya sengi haki eritrawi malet naymen dea ktwesd viva ❤❤✌✌👈👈👌👌👏👏

    • @filmonhaile1662
      @filmonhaile1662 4 ปีที่แล้ว +3

      ጅግና ጀጋኑ ዩ ኣወል
      ❤❤❤

  • @badmeeritrea833
    @badmeeritrea833 4 ปีที่แล้ว

    🇪🇷Eritrea, Eritrea, Eritrea, Eritrea, Eritrea, Eritrea Adi, Anabis, Adi Jeganu, Adi Xinaat, Adi Zeyeexefu, Adi Zeymbirkeku, Adi Wurzuyat, Adi Sinkulan, Adi Hafash, Adi Semaetat...Eritrea Hagerey B'Nexanet B'Harnet N'Zelaalem Tinber...(Awel, Jigna, Negoda)...Eghziabiher Yibarkekum...🇪🇷

  • @mohammedsaid3371
    @mohammedsaid3371 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣርሓ ኣንበሳ ኣብ ገዙኡ ኮይኑ ዝጋዝም ባዓል ድርብ ሓሞት ኣወል ሲዒድ ጂግና ወዲ ጀጋኑ

  • @Sabateklezghi
    @Sabateklezghi 6 หลายเดือนก่อน

    ኣየወ ኤሪይራዊ ምካን ከኩርዐካ ወድቶም ጀጋኑ ትሕበን ኣየወ ሻዕብያ❤❤❤❤❤

  • @wedikebirwediawate8629
    @wedikebirwediawate8629 4 ปีที่แล้ว +3

    Eritrea woy mot🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Daniboss-m7b
    @Daniboss-m7b 7 หลายเดือนก่อน +1

    Jeganu deqi erey weturu hagerna ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @onelove118
    @onelove118 4 ปีที่แล้ว +11

    Sik tebelnas zdekesna mesilwom geliom shefatu sheyti Hager eza erey wana kemzelewa hiji felitom B positiv comments senbidom kab xewata wexae koinom hiji hayet awelino awet n hafash

  • @NatuNatu-k1t
    @NatuNatu-k1t หลายเดือนก่อน +1

    Eriy kedme Hager nnbsak aythle wedi eriy

  • @mahmudnasir1568
    @mahmudnasir1568 4 ปีที่แล้ว +46

    ኣወል ዝዳርግ የለን ብልቢ ኣብ ነብስ ወከፍ ሓውልቲ ሃገር ተስርጽ ስብ ኢካ

    • @abdelalimkelifa4951
      @abdelalimkelifa4951 4 ปีที่แล้ว

      @Gal Eritrea Adey kid weyane

    • @abdelalimkelifa4951
      @abdelalimkelifa4951 4 ปีที่แล้ว

      @Gal Eritrea Adey weyane game over

    • @banatesfay1189
      @banatesfay1189 4 ปีที่แล้ว +1

      @Gal Eritrea Adey away dqala eka nfelt ena men keywesdelka u agame mukanka kab azgis hafirka suq ktbl u nerka gaaga kfuas ab kndi zster yigter yiblu abotatna abotat dea yeblkan amber azi fnfun aletka hizka aske texegaa dqala agameeee

    • @banatesfay1189
      @banatesfay1189 4 ปีที่แล้ว

      @Hagerey Ertra amo abzey adkum mexikum zelekum deqalu agame ako askum ekum kkkkkkkk yehfirka diu ajoka antay ktgebr agame geru fetirka amlak adl aygeberkan dqala

  • @samueltesfay1513
    @samueltesfay1513 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣወል ዕድመን ጥዕናን ሃብካ, እዛ ሃገር ሓቂ እንዳ ሓደረት ጅግና ኢያ ትውልድ ኣወል ከም ሽሙ 🇪🇷🇪🇷✍️✍️✍️💪👍♥️⛪️♥️⛪️✊️💪

  • @salihahmed8167
    @salihahmed8167 4 ปีที่แล้ว +37

    Long live our beloved country 🇪🇷ኤርትራ Eritrea and our beloved brother Awel .
    ዓይኒ ሓሳዳት ይድፈነልኪ ሃገረይ ምዓረይ ❤️
    ዓወት' ን ሓፋሽ ✊️

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 4 ปีที่แล้ว +2

    it is another Heart touching poem from Awel Sied as always, great 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AbrahamAvie
    @AbrahamAvie 4 ปีที่แล้ว +40

    ናይ ብ ሓቂ ጅግና ኢካ ኣወል ስዒድ ቀጽሎ ኣጆካ

  • @08dawit
    @08dawit 4 ปีที่แล้ว

    ኣወል ማለት። እንቋዕ ኤሪትራዊ ኮይነ ተፈጠሩኩ። ውሑድ ክነስና ክንዲ እልፊ፡ ዘይጽንቀቕ ታሪኹ፡ ዓወት ድሕሪ ዕወት፡ ህንጸት፡ ዘይተምበርካኽነት፡ ሓላይ፡ ሓኾተ....... ውሑዳት ኣለዉና ጠላማት፡ ግን ኩሉ ግዜ ኣብ እኽሊ ነቐዝ ኣሎ። የቐኒየልና ኣወል። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️🌹

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam6931 4 ปีที่แล้ว +3

    Thank You Awel Seid For Motivating Us Abroad From The Country.... GOD 🙏 My Nation.

  • @asterhaile9504
    @asterhaile9504 3 ปีที่แล้ว

    ሓንቲ ባንደራ🇪🇷 ሓንቲ አርትራ ዓባይ ታሪክ ። ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💪💐🌹🌹♥️♥️🇪🇷🇪🇷

  • @samielokubay7254
    @samielokubay7254 4 ปีที่แล้ว +10

    እዞም ዲስላይክ ዝገበርኩም ሕርኽራኻት ታሪኽ (ኤርትራ ).......እዚ እዩ እቲ ሐቂ ዘይተዋሐጠልኩም ብማይ ዋሐጠዎ ።አወሊኖ ሐወይ ቃላት ሲኢነልካ ጅግናና..... we love you ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @luliaswork7399
    @luliaswork7399 3 ปีที่แล้ว

    ሉሉ ሃገር ኣርማ ሃገር ካኣ ይብለካ ንዓኻ ኣወለይ ጅግና 🇪🇷🇪🇷❤❤🙏❤❤❤

  • @siamonhaile2751
    @siamonhaile2751 4 ปีที่แล้ว +10

    Enka bselam metsaka medargti albo jgna wedi jeganu awel ajoka ketslo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪 💪💪💪♥️✊✊

  • @kidanetesfu6117
    @kidanetesfu6117 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ትገጸልጦም ልክዕ ትህቦም እቲ ሓቀኛ ባህርያቶም
    እዞም ዕሱባት ደቂ ወልደገባ
    ተዓሲቦም ምስታ ጭፍራ ርኢናዮም ሃገር ከኣትዉ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ
    ራዛ ናይ ኣብኡ ሓዛ ኮይኑ እቲ ዛንታ
    ንድሔሪት ተመሊስካ ታሪኽ ነጊርካዮም ብዝርዝር
    ንሱ እዩ ትሓቂ ይመሃሩ ካብዚ ታረኽ እዚ ኣብ ክንዲ ታሪኽ ኣቦታቶም ክደግሙተዓሲቦም ዝብሉ ዕግርግር
    ኣወለይ እንኳዕ ተወለድካ

  • @samrawitisak4324
    @samrawitisak4324 4 ปีที่แล้ว +10

    Merhaba natena nay beynena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷thanks brother

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 4 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️💯👍❤️🏆

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam6931 4 ปีที่แล้ว +6

    GOD BLESS TO MY COUNTRY WITH THE PEOPLES! LONG LIVE ERI ADEY!

  • @kidstiressommahari4412
    @kidstiressommahari4412 4 ปีที่แล้ว +2

    Awel Seid felfali kbur xegaa Eritrea zhabka thanks God!

  • @hyabfkri3790
    @hyabfkri3790 4 ปีที่แล้ว +23

    Welcome grma hager 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼

  • @aduliszula7991
    @aduliszula7991 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣገ ናዓ ኣገ ናዓ ሓየት ወድዞም ጀጋኑ
    ሰብ ኣለዋ ዛ ሓገር ወሰን ዘየድፍር

  • @eyobaaaaaa7336
    @eyobaaaaaa7336 4 ปีที่แล้ว +31

    መጸ ካኣ ጅግናዊ ኣዝማሪኖ ኣወለይይይይይይ

  • @zemhretfsha4581
    @zemhretfsha4581 4 ปีที่แล้ว +1

    Finally poem arts my generation was took the wons for ever . Never change at any time and by any meaning . Get job Awel bro .

  • @wintuuuuu3313
    @wintuuuuu3313 4 ปีที่แล้ว +5

    ዓወት ንሐፋሽ ደቒ ኤረይ 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🌹 ኤረይ ዓደይ ዓንብቢ ለምልሚ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 4 ปีที่แล้ว

    እንኻዕ ኤርትራዊት ኮንኩ ደቂ አርባዕተ ፊደላታ ምስ ሻዕብያውነት ንቅድሚት
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ኤርትራየዪ እግዚአብሔር ይባርኽኪ ንዘልአለም ንበሪ ዓወት ንሐፋሽ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚🎚

  • @Titi-sx2wx
    @Titi-sx2wx 4 ปีที่แล้ว +22

    Awellllll🤴🦁⭐💎 jignann nay Lbene 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷😇😇😇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👸🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝💝💝💝💝💝💋💋💋💋👈

  • @nassirnassir3627
    @nassirnassir3627 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome Awel seid Eritrewunat nqdmet🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @makdamehari7669
    @makdamehari7669 4 ปีที่แล้ว +12

    We love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 great job god bless you ❤️❤️❤️

  • @angsetearaya8705
    @angsetearaya8705 4 ปีที่แล้ว +2

    እዴካ አወል ኢላትካ...ናይ ባሐቂ አወል❣️🇪🇷🇪🇷አንበሳ❗️

  • @bianko6541
    @bianko6541 4 ปีที่แล้ว +3

    Embah bel wedi ERI🦁🇪🇷

  • @seamhabtab2329
    @seamhabtab2329 4 ปีที่แล้ว +1

    You are truly hero, all your word touch my heart, keep it up ERITREAN HERO 🇪🇷❤️

  • @ዋንላቭ
    @ዋንላቭ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ዓለም ብዙሕ ነገር ከተፈቅር ብቡዙሕ ካኣ ክትፍቀር ንቡር እካ ቶኾነ ግን ፍቅሪ እዛ ሓላል መሬትን ፍቅሪ እዚ ሓላል ኤርትራውንተ ሕልፊ ክሉ ስለ ዝኮነ ሕልፊ ክሉ የዛርበካ ሕቡን ክን በኤርትራውነትካ ነባሪ ታርኽካ እምበር ነባሪ ስርዓት ስለ ዘየለ ♥ኤርትራዊ እየ ኣነ♥

  • @samuelhabte3467
    @samuelhabte3467 4 ปีที่แล้ว +1

    I get emotional when I watch Awel wedi videos and be proud of to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🕌⛪🇪🇷🇪🇷 9 ✊✊✊!

  • @awetawet3772
    @awetawet3772 4 ปีที่แล้ว +6

    Awel ata jigna anbsa eza 🇪🇷 teawitla🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕⭐️💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺❤️❤️🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️

  • @ghirmayyemane1797
    @ghirmayyemane1797 4 ปีที่แล้ว +9

    ኣወል ኣወል ኣወል ኣወል።
    ኤ ር ት ራ ፡ ዊ ጅግና

  • @selamnkulu7704
    @selamnkulu7704 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣንታ እዚ ኤርትራውነት ክንደይ ይምቅር እንዳ ሓደረ ይኩላዕ ኤረይ ፍቅርኪ ኣብ ልበይ ኣብዝከድኩ ከይደ ዘይሃስስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎤🇪🇷🎤🇪🇷🎤🎤🇪🇷🕌🇪🇷⛪💪💪💪💪🏳

  • @Meracle100
    @Meracle100 4 ปีที่แล้ว

    Awel jgna tebae kexlo teawet wedi eri shukor selamin tienan bebzelenayo bzey afelalay deki eri sesunu 🙏❤💥

  • @bisratteamerat6359
    @bisratteamerat6359 4 ปีที่แล้ว +14

    Awel kem smka kedamay ika tariek tfelto titntno ngerelna nberelna 👍😍🇪🇷

  • @eritube3898
    @eritube3898 4 ปีที่แล้ว +2

    Awely neskasi enka eritreawi konka
    Jegna getmtatka waw 🤩🤩🤩😍😍😍😍🇪🇷💯💯💯

  • @abdelalimkelifa4951
    @abdelalimkelifa4951 4 ปีที่แล้ว +29

    AWEL jegna i proud of you
    Abo getmetat

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 4 ปีที่แล้ว

      Yes i am proud of him too 👌💓👌💓🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷

  • @asmeromyosef8406
    @asmeromyosef8406 4 ปีที่แล้ว +2

    ቀጽሎ ስነ ጥበባዊ ጅግና ስዒድ ኣወል ነዞ ሓሳድት ጉርዲ ወዲ ጉርዲ ኣጽርዎም።

  • @danielb8575
    @danielb8575 4 ปีที่แล้ว +11

    Amazing job! I am speechless.

  • @selam8217
    @selam8217 4 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና ዝሐዉይ ብጣዖሚ ፀብቅ ስራሕ እዮ ቀጸሎ ዝሐዉይ ዝገርም ግጥም እዩ ዘሐወይ ዝተዛረብካዩ የቀንየልና ዝሐዉይ ብጣዖሚ ፀብቅ ብስል ሐሳብ እዮ አምላክ ይባረክም መስጣ መልእክቱ እየ አነዉን ብጣዖሚ ደስታ ተሰሚዖኒ ደቅ ኤሪ መዐረይ ናታይ ክብለኲም ዝሐዉይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfalemh1349
    @tesfalemh1349 4 ปีที่แล้ว +19

    Awelino ጅግና እዘን ሃመማስ እዚ ድምጺ ኣወል የርዕደን ኢዩ መስለኒ ካብዚ ኮመንት ተሰዊረን

    • @helengebrehiwet7100
      @helengebrehiwet7100 4 ปีที่แล้ว +4

      Entay hto deliaku ezi dea geza keman axenio ykona bro🤝

    • @banatesfay1189
      @banatesfay1189 4 ปีที่แล้ว +3

      Ata askums mehegosat hamema ke elkumen hjis kkkkkkkkkkkkk ya gele weskulen xebibaten aza shi aqenen dleulen

    • @tesfalemh1349
      @tesfalemh1349 4 ปีที่แล้ว

      Helen Gebrehiwet ያ sis awelino kimexie kelo semun ena yeriefna nkini kemzi ፍሊት ንሃመማ ድምጺ ኣወል ከኣ ተማም ኢዩ ዘጽርየን ንዓል ኣቡኸን😜🤣

    • @kidstiressommahari4412
      @kidstiressommahari4412 4 ปีที่แล้ว

      Awelino jgna wedi Eri. mahh gsm elwen eyu ...

  • @harenatesfu9236
    @harenatesfu9236 4 ปีที่แล้ว

    ኣወል ብጣዕሚ ንፉዕ ኣነ ክገርመካ ግጥሚ ኣይሰምዕን እየ ኣወል ግን ንኹሉ ጥበብ ትመልኽ ምሉእ ስነ ጥብብ ኢኻ ዝጎድል ዘይብልካ ቀጽሎ ኣብ ዓሉም ታሪኽ እዩ ነባሪ ታሪኽ ትሰርሕ ኣለኻ ዕድመ ይምነየልካ🇪🇷💐🇪🇷💐🌺🇪🇷🇪🇷💐❤️🌺💐🇪🇷❤️🌺💐🇪🇷🇪🇷❤️💐🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedierey5693
    @wedierey5693 4 ปีที่แล้ว +36

    አንባሕ በል ወዲ አረይ ኣባካ ዘይ ኣምን ኩኖዉ ገደሉ ይደርበ::

  • @yemanebarya4644
    @yemanebarya4644 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣወል ጅግና ሑቡን ኤርትራዊ ከም ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ

  • @yoniikflomyonii667
    @yoniikflomyonii667 4 ปีที่แล้ว +23

    ኣውልኖ ጀግና ❤❤❤

  • @eritrawityeane337
    @eritrawityeane337 4 ปีที่แล้ว

    Nhna ertrawyan ena Eritrea Beaqen ertrawyan eya teseriha aytxebena aytgefhana lkiena maeqena eya slezi ezom dislike tgebru zelekum fetikum xeliekum ertrawnet nezi ymesil hageru enktilial lbun hamun ztefio slezi welahade kigber zkeal neger yelen Eritreawnet kemzi mukanu zeyfeletka selam elka moliqka tidae kabza meadi 9bherat🙏🇪🇷🙏