ኹላትኩም ኣማኽሩኒ ዓደይ ኽኸድ የደልን በቃ😥

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 166

  • @ssseeeae7287
    @ssseeeae7287 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ጅግና እኪ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ ንወላዲትኪ አብ ገነት የንብረን😢

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 วันที่ผ่านมา +4

    መዓረይ ፅንዓት ይሃበኪ እግዚአብሔር ለባመይ ባዓልኪ ጠንካራ ኢኪ🙏🙏🙏

  • @Nano-ki7ef
    @Nano-ki7ef วันที่ผ่านมา +1

    ኣጀኪ ሃይማነተይ ጠንካራ ኢኪ ኩላትና ቡኡ ኢና ሓሊፍና ጥዒና ተሃልዩ ግን ኩሉ ኣሎ 🙏😰💔

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

    ናይሰብ ዘርባ ዘይምስማዕ ማዓረይ ሰብ ኩሉ ወዮ እዩ❤

  • @የሚመካበእግዚአብሔር-ጠ5ዀ
    @የሚመካበእግዚአብሔር-ጠ5ዀ วันที่ผ่านมา

    ደምሩኒ ተጋሩዋይ😢👏

    • @TsgieMezgebe-f8j
      @TsgieMezgebe-f8j 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@የሚመካበእግዚአብሔር-ጠ5ዀ ደሚረኪ መልሲ ዝሓፍተይ

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
    @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ วันที่ผ่านมา +1

    18:25 ኣነ ልባዕለይ ኣብስደት ወሊደ ዕፅዋንክባን ምንም የሰራሕኹይ ግን ኣደዊተይ ብጣዕሚ እያ ሞራል ትኾነኒ ዘይሰራሕኹ ቅርሺ ዘየላኣኹልኺ ተበልኽዋል ልቆላዓኺ ኻኣሊ እያ ዝበለትኒ ናይ ኻልእ ቤተሰብ ግን ኣይረባሕኽን 7ዓመትኺ ሞሓዙትኺ ሃፍቲመን ላበሉ ርእሰይ እዝር የብሉኒ እና ተመሰገን ብባዕለይ ጠካራ ኾይነ ይሰርሕኣለኹ ተመስገን እና ዛሓፍተይ ኣነ ልባዕለይ ቦኹሪ ገዛ እየ ኣደይ እያ ኣዕብያትኒ ኣነ 15ዓ መተይ ኣናሃለኹ ተስዲተ 3ኣሕዋተይ ባዕለይ ኣበፂሐዮም እና ኣይዛኺ ፅንዓት ያሃብኪ ባሓቂ ተካራ ኢኺ🙏🙏🙏

  • @selamburuk
    @selamburuk 2 วันที่ผ่านมา +5

    ስለ ልሰራሕካ ትልወጥ ገዛ ትሰርሕ ማለት ኣይኮነይ ብቻ እግዚአብሔር ክልዉጠካ ከሎ ኢኻ ትልወጥ እና ኣጆና ስደተኛታት ኣሕዋተይ ሃሚዬ ዝፈትወኺ ሓፍተይ❤🙏

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @GalGidey
    @GalGidey วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ኣብ ዓዲ ዘሎ ኣይ ርደኣልናን እዩ ኡነት ንኣሕዋተይ ገዲም ክመፅእ እንበር ኣብዝይስ ከርተት ጥራሕ እዩዋ ተይለዮምስ ኣብዚ ታየሎዋ ኣብኡ ኩኒ ይቡሉኒ😮ግን ኣነ ገንዘብ ኣይህቦምን
    ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ከኣ ብጉልበት ሓገዝተይ እዮም ብፍላይ ምዕባየይ ብጕልበቱ ናሰረለይስ ሓቲትኒ ዘይ ፍልጥ ኣቦይ ባዕሉ ዋጋ ሻሂኡ ክንህቦ ይብለኒ ደስ ይብለኒ🥹♥️ኣቦይ ካኣ ገንዘብ የብለይን ተይለዮ ዋላ ከፍተይ ሸይጠ ክምለኣልኪ ይብለኒ ማርያምን 🥺ኣጆኽን ዘንኣሕዋተይ ንስካትን ጥራይ ወስና እንበር ኣብ ዓዲ ዘሎ ዓድክን እተዋ ኣይብሉን

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

    ሃይሚየ ዝፎትወኪ❤❤❤

  • @TsegaAregawi-o9n
    @TsegaAregawi-o9n วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ሃይማነተይ ዝርዳአና ስብ የለን እግዚኣብሄር ይሓግዘና እንበይ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @LiLiTigray-f3b
    @LiLiTigray-f3b วันที่ผ่านมา

    እስኪ ጀግና ኢኪ መርአያና❤❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 วันที่ผ่านมา

    ብሓቅ ሃይሜዋ
    ካብ ኹሉ ዝዓብይ ጥዕና ዩኡ አጀና ኣሕዋተይ❤🙏🌼

  • @BrhanGeretsadkan-i4k
    @BrhanGeretsadkan-i4k 2 วันที่ผ่านมา +5

    እምሲ ደሙሩኒ ክምልስ እየዋ ❤❤❤

  • @TdDc-ri1yf
    @TdDc-ri1yf วันที่ผ่านมา

    ሃይሚየይ 🥰

  • @barhanbarhan189
    @barhanbarhan189 วันที่ผ่านมา

    ትክክል ሃይማኖተይ አምላክ ስደትና የሕፅረልና💙💙

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ ትክክል ወለላይ❤😢

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg7830 2 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም ሄሚ ሓፍተይ ኣብዘለኹዮ ዕድመን ጥዕናን ያሃበኪ ፈጣሪ ዛምበይተይ ኣዝኺ ጠንካራ እኺ ቡዙሕ እየ ተማህረ ካባኺ ካብ መጀመርታ ዝጀመርኩሉ ይቱብ ናትኪ ናይ ነዊሕ ዓመት ተኻታታልት ናትኪ እየ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ ክሳብ ዝኾነ ትፕስቲ ኻኣ ባሃንቀውታ እየ ዝፅብየኪ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ ዛማዓረይ እምባኣር ናዓይ ምኽሪ ለግስለይ ምስ ተኻታተልትኺ ሓደራ ከይትሓልፍኒ እኺ ስደተኛ ሓፍትኺ እየ ኣብ ዓዲ እንዳ ሃለኹ ብወለደይ ዝተመርዓኽዎ ኣፍቃሪ ነይርኒ ገና ትሕቲ ዕድመ እንዳ ሃለኹ ጋል 13ን መንፈቕን እየ ነይረ ክነምርዕወኪ እለሙኒ ወለድይ እምቢ ኣይምርዖን እለዮም ተማሃርት እየ ነይረ 8ናይ ክፍሊ ምስ ወዳእኹ ኣቃርፀሙኒ ማለት ከልኤሙኒ ምምሃር ክነምርዕወኪ እና እሎም እንዳ በኸኹ ባዕሎም ካፍቶም ዛሓቱ መርፆም ዓድለሙኒ ወለደይ ድሕርኡ ጥሪ ተመርዐ ብዘይ ድሌተይ ኣተዮ መርዓ ወርሕን 2ተ ቕነን ታሓፅነ ኣነ ጋል ገጠር እየ ዓድሕማይ ግን ኣብ ወሰን ከተማ እዩ ነይሩ ኑኡሽተይ እየ ነይረ ጋል 13ን መንፈቕን ተመርዐ ግን ትሰብኣየይ ዝነበረ ለባም እዩ ኒባዕሉ ኑኡሽተይ ከንሱ ፉልይ ፍቕርን ክብርን ይህበኒ ነይሩ ዕድምኡ ኒስዉን 19 እዩ ነይሩ ካብ ትፅብተይ ኒላዕሊ በንፃሩ እዩ ፀንሕኒ ቶም ገዛ እፍእፍ እለሙኒ ብጣዕሚ የሐንቀቐሙኒ ኣባይ ዝነበሮም ኣራኣእያ ፍሉይ እዩ ብጣዕሚ እየ ዝግረም ነይረ ካፍቲ ሰብኣየይ ጀምብርካ ኣነ ዉን ፉሉይ ፍቕሪ የሕድረ ኣፍቲ ገዛ ነቲ ሰብኣየይ ዉን ይኹን እንታይ ምኻኑ ስምዕት ዘይፈልጦ እምበር ብጣዕሚ እየ ፈቴዮ ኒስዉን ከምኡ ድሕርኡ ሕፅነተይ ወድኤ ገዛይ ተመልሰ ብልቢ ተፋቕርና ብጣዕሚ ኣፍቅረዮ ኣነዉን ሰብ ባኣና ይገርሞ ነይሩ ድሕሪ ዓመትን ገለን ሓወይ ነይሩ ኣብ ከተማ እንታይ ይብለኒ ሰብኣይኪ እኮ ባርያ እዩ ዝባህ በቶም ወለዱ በቡኡ ዘይኮነስ በድኡ ይሕመ እዩ እልኒ ብኽይ ኣብለ ሓርቐ ነደይ ነግረያ ተናዲደ ፈልጡ እዩ ሓውኪ ክፈላሌኪ ደሉ እምበር ዛሓሳዊ እላ ፀርፋቶ ካብኡ ብጣዕሚ ሓርቐ ከይነገርክዎ ነቲ ሰብኣየይ ስደት ኣምርሐ ብሰላም ካኣ ኣቴ ግን ተፍቃሪየይ ብጣዕሚ ተፀሊሉ ከይነገርክኒ ትኸዲ እሉ ኸሩ ስለምንታይ ብልበይ ከምዝፍቅረኪ እንዳ ፈለጥክስ ከምኡ ትግበሪ እሉን ስኹለ እለዮ ድሕርኡ ኒዳዋወል ነይርና ድሕሪ 7 ወርሒ ሓፍተይ ነይራ ኣብስደት ነውሕ ዓመት ዝገበረት እያ ግደፍዮ ይሕመዩ እዮም ቶም ገዛ እላትኒ ኣነ ኻኣ በቃ እንታይ እዮም ይሕመዩ እዮም ዝብልኒ እለ ብልበይ እንዳፍቀርኩዎ ክገድፎ ተገዲደ ኣይደሌካን ህወትካ ምራሕ እለዮ ደዉለ ኒምንታይ እሉ ልምን ኣብልኒ እንዳ ደወለ ርብሽ ኣብልኒ በደለይ ክፈልት ዝገበርክዎ ኣብ ልዕሌኺ ናግርኒ እልኑ ምንም ዝገበርካ የብልካን እለ ብኹሉ ዓፄዮ ብድሕርኡ ኪናት ተኸፍቱ ተጋድሉ ሰምዐ ድሕሪ ሰላም ምስ ኮነ 2016ን ጥቅምቲ ተሰውኡ ዝብል ወረ እየ ሰምዐ ክቕበሎ ኣይካኣለን ርእሰይ ብልበይ ነብዐሉ ኣዜ ሓዝነ በድለዮ እለ ሕጂ ፀግምኒ ዘሎ ብሕልሚ ለይቲ ምሳይ እንዳሓደረ ኣዝየ መንፈሰይ ተረብሸ ክገድፎ እለ ፈትነ ግን ምስሉ እንዳ መፅኒ ካብ ዓይነይ ምኽዋል ኣብኒ😢 እንታይ እየ ኽገብር ዘለኒ ሄሚ ሓፍተይ እስኪ ምኽርኺ ሃብኒ ምስተኻታተልትኺ ከይትሓልፍኒ ሓደራ ብፈጣሪ ባዕሎም ስድራይ ኣማፅኦም ባዕሎም ፈላልየሙኒ😢 ደሞ ረስዐልኪ ኣፍቃሪ ኣለኒ ናይ 5ተ ዓመት እዝዉን ኣብ ስደት ዘላ ሓፍተይ እያ ኣላልያትና ከይፈተኹ ሐራይ ኣብላትኒ ምኽናቱ ኒኡሽተይ እየ ነይረ ኣፍቲ ንሱ ሳዓት ኣይገርሕኹን ገና 7ተ ወርሒ ከይገበርኩ ዓርኪ ኣላላትኒ እሺ በልኒ እላ አእምናትኒ ሕጂ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቐኒ በቃ ግርም ይብለኒ ከም ማክና ነጀ ኣብሊ እንዳበሉ ይዝዉርኒ እሺ ዝብል ኣነ ኻኣ ጋል 15 እየ ነይረ ሽዑ ኻኣ ክብለክስ ዝገራሕኹሉ ኣፍቲ ሽዑ ሳዓት ኣይነበርን ብዝበልኒ እሺ እየ ዝበል በቃ ትሕጂ ዘሎ ኣፍቃርየይ ካኣ ብጣዕሚ ከይ ብድሎ እየ ዝፈርሕ ይፈትዎ እምበር ኣይፍቅሮን ንስጉን ኣዝዩ የዋህ ፈቃር ፍርሃት እግዝኣቤሄር ዘለዎ እዩ ባኣካል ካብ ኒርኸብ 1 ዓመት ገይርና ኣለና ምንም ኣይተለወጠን በቃ ፉሉይ ክብርን ፍቕርን ህብኒ ብስድራ እዉን ቅድሚ 4ተ ዓመት ወድእለይ እዩ ግን ከይብድሎ ይፈርሕ ነቲ ዝተሰወአ ኣፍቅሪየይ ስኽለ ይናፍቖ ምንም ከይ ገበረኒ ባዕልይ ይባኣሶ ተገልብጡ ይቕሬታ ባዕሉ ያሓተኒ ተጥፍኤ ይቕሬታ ይብለኒ😢 በቃ ሽዑ ይጣዕስ መሸ ክኸስሮ ኣይደልን ከይ ብድሎ ዉን ብጣዕሚ እየ ዝፈርሕ ዝናይ ሕጂ ኣፍቃሪየይ ደሞ ናይ 11 ፍሊልይ ዕድመ ኣለና ኔሄዋን ኣድም 15 ዕድመ ይመርሓ እዩ ዝብለና መፅሓፍ ቁዱስ ሓቂ ድዩ ኣበየናይ ምዕራፍ ፍቕዲ ክንደይ ትፈልጥዮ ተኸይንኪ ሓብርለይ ሄሚ ሓፍተይ ይቕሬታ ፁሑፍ ኣብዜሔልኪ ወለላይ ምኽርኹም ለጉስለይ

  • @LovelyLizard-rh6ue
    @LovelyLizard-rh6ue 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኩለና ከምኡ ኢና ሃይሚዬ ናላማጣ ፅዋ የብሉን አጆኪ ሃይሚዬ ሓቅኪ ኢኪ ሰብ ሰለ ዝበለካ አይኮነን ብናይ ባዕለካ አታሓሳስባ ምጋዓዝ እዩ ❤

  • @AYBK27
    @AYBK27 วันที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ሃየሚየ❤

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ገሊፅክዮ ሃይሚየይ ኣነስ ናይ ሰብ ኣይግደስንዋ ኣብ ስደት ዝኣክለካ ከይትትሕዝ ጥዕና ትስእን ስቅ ኢልካ ጥራሕካ ከይትከይድ ኣብዚይ ብዙሕ ገይርካ ልዓዲ ጥራሕካ ይከብደካ😢

  • @nነኝ
    @nነኝ วันที่ผ่านมา

    ትክክል ሃይሚየ ልባም❤❤ናይ ዓድና ዘሎ ጉዳይማ ሰቅ ጥዕም እንካንዶ ዓድ አትናዋ አብዝ ኾይንና ዝለመድዎ ቅርሸ ተሰእኖም ዝኾንለዉዎ አይንገርን😢❤😢❤

  • @MaAdiyoutube
    @MaAdiyoutube วันที่ผ่านมา +1

    ኣምላከ ቅዱሳን ይርደኣና😢

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን 3❤ደምርኒ ወለላይ❤

  • @DhfggFurggy
    @DhfggFurggy วันที่ผ่านมา

    ኣነ ደዋዓልይ እንኹ 8 ወርሕይ ሰራሕ ካብ ደዉፃኡ እኾንዶ ዓድ ደንሁ ሰብ ኣብዝ ደንሁ ሰብኮ ሰራሕ ሰእን ተብሎኺ ኣፍቅር ይኡ ደበለካ 😢😢😢

  • @BetaGrea
    @BetaGrea วันที่ผ่านมา

    ደምሩኒ ❤❤

    • @TsgieMezgebe-f8j
      @TsgieMezgebe-f8j 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ ዝሓፍተይ

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 วันที่ผ่านมา

    ብትክክል ኣነ ቤተሰበይ ቅድሚት ከይድክስ ድሕሪት ቃሪክይ እናበሉ የሳቅዩኒ ነይሮም ኣነለ ክልእ ብመጠኑ ግብር ኣቢለ ተመስገን ከም ሃገረይ ገዛይ ኣጥርየዮ እና ገንዘብክን ኣይተጣፍኣ ኣሕዋተይ

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 วันที่ผ่านมา

    አጀኪ ኣይሜዋ ጽናዓት ያሃበኺ መንግስት ሰማያት ያዋርሰን አደዋና ውን 🙏❤❤❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @ferehayilay2153
    @ferehayilay2153 วันที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ይሓግዘና ደኣ እምበር ተማርፃ ኢክን ዘለክን እምበር ስራሕ ኣይሳኣንክንይ እዮም ዝቡሉካ💔💔

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

      ልብካ እዮም ዝጎድኡ ኣሜን ይሓግዘና ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር❤

  • @dhhej555
    @dhhej555 2 วันที่ผ่านมา +1

    የመዳም ቀመም ደምራኒ ❤❤❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @dhhej555
      @dhhej555 วันที่ผ่านมา +1

      @@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q ደምረኪ ዝያዳይ 😘

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

    ኣጋእዝተኣለም ስላሴ ቤት ኣብራሃም ሳራ ዝባረኩ ቤትና ይባሩኩልና ደምርኒ ደቂ ተዋህዶዋይ ክምልስ እየ ከይትሓልፍኒ🎉❤❤❤

  • @ሊቀመላእክትቅዱስገብ-ቈ4ሐ
    @ሊቀመላእክትቅዱስገብ-ቈ4ሐ 2 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ክብርቲ ሓፍትና

  • @ትምክሕተይኢኪማርያመይ
    @ትምክሕተይኢኪማርያመይ 2 วันที่ผ่านมา

    ቁሪ ድኣ መፅወይ የቡሉን ዋ ንዳማማር ኣሕዋት❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 2 วันที่ผ่านมา +1

    ትክክል ሃይሚየይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @ggyy6952
    @ggyy6952 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉👍👍👍👍

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 2 วันที่ผ่านมา

    አብ ዓድናስባ ታይ ይስራሕ አማክራኒ እስቲ አሕዋት

  • @DrrCf-y3u
    @DrrCf-y3u 2 วันที่ผ่านมา

    ትክክል እግዚብሄር ባዕሉ ይሓግዘና ዳአም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey3114 2 วันที่ผ่านมา

    ሃይሚዋይ ጠንካራ❤

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 วันที่ผ่านมา

    ትክክል እግዚአብሔር አምላክ ባዕሉ ይሓግዘና❤😭

  • @chry5175
    @chry5175 2 วันที่ผ่านมา +1

    💘💘💘💘💖💖

  • @مهديعلىالظيفي
    @مهديعلىالظيفي 2 วันที่ผ่านมา

    ትክክልእግዚአብሔርአምላክባዕሉይሓግዘና❤😢😢

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ❤

  • @MihiraWeldu
    @MihiraWeldu วันที่ผ่านมา

    ደምሪኒ ሃይምየ

  • @mirimiri-w7o
    @mirimiri-w7o วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ዩቱብ-ፐ9ኘ
    @ዩቱብ-ፐ9ኘ 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሃይሚ ተካታተልቲ ደምሩኒ ቡሩካተይ❤

  • @عليا-ظ2ح
    @عليا-ظ2ح 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ሃይሚየይ ብዙሑ ችግር እዩ ዘሕልፍ ዘሎ ሰብ ኣነም ከማኺ እየ ኣዶ በይና ዘዕበየትኒ ሓጋዚ ዘይብለይ 7 ዓመተይ ክገብር እለ ምንም ዘይብለይ በቃ ጥዕና ይሃበና ጥራሕ

  • @barhanbarhan189
    @barhanbarhan189 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ወለላይ❤

    • @barhanbarhan189
      @barhanbarhan189 วันที่ผ่านมา

      @ajibajib7989 ደሚረኪ ወለላይ መልሲ

  • @AlematMezgbo
    @AlematMezgbo 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @RgatTubርግኣት
    @RgatTubርግኣት วันที่ผ่านมา

    ሃይሚየይ🥰ደምሩኒ ደቂ ዓደይ

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @ፍረቲዩብfretube
    @ፍረቲዩብfretube 2 วันที่ผ่านมา

    አንኳዕ ብሰላም መፃአኪ ክብረተይ 🎉ብሓቂ ✅

  • @ትግራይአደይማዓረይ
    @ትግራይአደይማዓረይ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😢

  • @ፍረቲዩብfretube
    @ፍረቲዩብfretube 2 วันที่ผ่านมา +5

    አሕዋትይ ሰብሰክራይብ ግብረሉ ክብረተይ ብድንግል ማርያም አደይ አሕዋትይ ❤

    • @alemalem-d9y
      @alemalem-d9y 2 วันที่ผ่านมา

      ገረልክልኪ መልሲ ♥️

    • @ፍረቲዩብfretube
      @ፍረቲዩብfretube 2 วันที่ผ่านมา

      @@alemalem-d9y ቭደያ ርአኪ ደምርኒ ክምልሰ አየ

    • @ክብሪቅዱሳን
      @ክብሪቅዱሳን 2 วันที่ผ่านมา

      ገይረልኪ መልስለይ ዛሓፍተይ❤❤

    • @ፍረቲዩብfretube
      @ፍረቲዩብfretube 2 วันที่ผ่านมา

      @@ክብሪቅዱሳን ቭደያ ርአያል ማዓራይ ክይወሰድ ክምልሰ አየዎ

    • @Ab-chnnel
      @Ab-chnnel 2 วันที่ผ่านมา

      መልሲ እሹ

  • @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
    @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉

  • @EtttugfIgbgfjgfĝ
    @EtttugfIgbgfjgfĝ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ሃይሚየ ❤❤

  • @samykhan-b9r
    @samykhan-b9r 2 วันที่ผ่านมา

    ብሐቂ ጓል

  • @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
    @ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ วันที่ผ่านมา

    ንዳማመር እስከ ብሩኻተይ

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ 2 วันที่ผ่านมา

    ሃይሚየይ ክብረተይ ብሓቂ ገሊፅክዮ ኢኪ ዝያዳይ ወሰንቲ ክንከውን አለና ብዛዕባ ናይ አላማጣ እሞ ሃይሚየይ ሱቅ የሐሽ 😢

  • @aataat1524
    @aataat1524 2 วันที่ผ่านมา

    ልይምውሳናዮ ዝኩሉ ጉድኣት የብፅሕዮ ኣብዓዲ ዘሎ ቤተሰብ ብፍፁም ኣይሓስቭን

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py วันที่ผ่านมา

    ሃይሚየይ ግን ንምታይ ብማሳጀር ፂሒፈልኪ ዘይትምልስለይ😢😢

    • @hymiyoutubechanel6651
      @hymiyoutubechanel6651  วันที่ผ่านมา

      @@samerh-ho4py መን ይብል ጎይተይተዋይ😔😘

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py วันที่ผ่านมา

      @hymiyoutubechanel6651 samri gerezihr ይብል ሃይሚየይ

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py วันที่ผ่านมา

      ​@@hymiyoutubechanel6651 ሃይሚየይ samri gezihr ይብል❤

  • @AsuRME1619
    @AsuRME1619 2 วันที่ผ่านมา

    እስኪ ደሙሩኒ ክመልስ እየ ዋ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @AsuRME1619
      @AsuRME1619 2 วันที่ผ่านมา

      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q መሊሰልኪ ማማየ

  • @ንግስቲYutub-e3q
    @ንግስቲYutub-e3q วันที่ผ่านมา

    ስለምንታይ ኢክን ኣይትምፅኣ ቁምነገር ኩና ገዛ ግዝኣ ወይ ካልእ ካልእ ክትባሃላ ከለክንስ እቶም ወለዲ ወይ ኣሕዋትክንሲ ንጥቅሞም ጥራይ ኣብኡ ኩና ዝብሉክን ዝመስለክን እቲ ዓዲ ኣዝዪ ሕማቅን ሕማቅ ጥራሕ ዘይገልፆን ተመሲሕካ ዘይትድረረሉ ግዜ በፂሕና ስለ ዘለና እዪ ኣነስ ከምኡ ኢለ መሪሩኒ ዓደይ ይሐሸኒ ኢለ ባዕለይ ወሲነ ከይደ ድሓር ግን መሬት ትግራይ ምስ ረገፅኩ ግዜ እናወሰድኩ ምስ ከድኩ እቲ ግዜ ኣዝዪ መፅልኢ ኮይኑ ምስ ረአክዎ 500 እዉን ትኩን ኢለ ስዑዲ ዳግማይ ካብ ዝምለስ 1 ዓመት ጌረ ተመስገን ከም ገለ ኢለ ብሕልመይ ዓዲ ተሓዲረ ዝድንግፆ ድንጋፅ ክነግረክን ኣይክእልን 😂😂
    ስደት ኮይኑኒ መዓስዪ ዓደይ ዝከዶ እንዳበልካ ትፀንሕ እሞ ዓዲ ምስከድካ ድማ መዓስ የ ስዑዲ ዝከዶ እካ ትብል ስለዚ በጃክን ዓድና ናብራ ከቢድ እዪ ቡና ተወዲኡ ክኣ በርበረ ተወዲኡ ክኣ ሸመታ ተወዲኡ ክኣ ክትብል ኢካ ትፋስካ ትሞሉቅ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሰብ ጥዑም ናብራ ዝነብር ዘሎ ከይመስለክን 😢

  • @ኣቤጓልውቅሮ
    @ኣቤጓልውቅሮ 2 วันที่ผ่านมา

    ቁሪ ድኣ ምይትና እኮ ርያድ😂

  • @ክብሪቅዱሳን
    @ክብሪቅዱሳን 2 วันที่ผ่านมา

    እንኳዕ ድሓን መጻእኪ ሃይሚየ
    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤

    • @Ab-chnnel
      @Ab-chnnel 2 วันที่ผ่านมา

      እሹመልሲ

    • @salamaam3715
      @salamaam3715 2 วันที่ผ่านมา

      መልሲ❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@salamaam3715ደሚረኪ ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rozrooza1511
    @rozrooza1511 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሃይሚ ሓፍተይ ዮቱብ ክከፍት ደልየ እሞ ኣሪእኒባ ክብረተይ ብመሰንጀር ፂሒፈልኪ ኣለኩ መልስለይ ዝሓፍተይ❤

  • @ተዋህዶሃገርእያ
    @ተዋህዶሃገርእያ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @لالا-س5ع
    @لالا-س5ع วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 วันที่ผ่านมา

    ❤❤😢😢

  • @DcHg-b7v
    @DcHg-b7v วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HhHj-d6b
    @HhHj-d6b วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @genigeniWejerat
    @genigeniWejerat วันที่ผ่านมา

    ❤🎉

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ABBah-p9h
    @ABBah-p9h 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shheshhe6494
    @shheshhe6494 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @TsegaAregawi-o9n
    @TsegaAregawi-o9n วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Alame-e5w
    @Alame-e5w วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😢😢

  • @samerahali6682
    @samerahali6682 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ድንግለይመራሒትመንገደይ
    @ድንግለይመራሒትመንገደይ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @تال-ه3ك
    @تال-ه3ك วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZhhdBhdd
    @ZhhdBhdd วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hayeee5187
    @hayeee5187 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @سميرهموسيه
    @سميرهموسيه 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HeruYouTube
    @HeruYouTube วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @GggfHgt
    @GggfHgt 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
    @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @محمدمحمد-ك1ذ2ت
    @محمدمحمد-ك1ذ2ت วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @Saudwled-md2be
    @Saudwled-md2be วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @infinks8320
    @infinks8320 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Saudwled-md2be
    @Saudwled-md2be วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abiabshi9988
    @Abiabshi9988 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤