ህወሓት ኣንጊሁ ምላሽ ሂቡ/ሳወት ብሄራዊ ሓደጋ ዘስዕብ ዝበሎ ካውንስል ግ.ም.ት/ ብር ሸርፊ ዶላር ክውስኽ/ጅቡቲ ብር ዝምልከት ኣዚዛ/ምርመራዊ ኲናት ሱዳን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 23

  • @Berihe-l3z
    @Berihe-l3z 7 หลายเดือนก่อน +1

    ታሓፍሩ ይግባእ ፀላእትና ብዝውዝዕዎ እንዳተቐበልኩም ትሕስው

  • @MebrahtuGebregziabher
    @MebrahtuGebregziabher 7 หลายเดือนก่อน +2

    ፅብቅ ውሳነ ሳወት ፡

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 7 หลายเดือนก่อน +1

    ካብክልቲኡ ወገን ከይሰማዕኹም ትቡትረፉ ናይትግራይ ተሓለቕቲ ትመስሉ ፀረ ትግራይ ሚድያታት ስርዓት ሓዙ

  • @BerihuTeklu-n3g
    @BerihuTeklu-n3g 7 หลายเดือนก่อน

    ፁቡቕ ኣቀራርባ ፁቡቕ ግን ሚዛናዊን ህሓቅነትን ማኣከል ዝገበረ ክኾን ይግባእ::

  • @MebrahtuGebregziabher
    @MebrahtuGebregziabher 7 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ ሆራይዘን መረጃኹም አስተኻኽሉ ፡

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 7 หลายเดือนก่อน

      ሻዕብያ ነገር እኬእዮም

  • @Yirgalem-tp8rk
    @Yirgalem-tp8rk 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክኸውን ኣለዎ ተደናጊሮም ዘደናግሩ ሚድያታት ትግርኛ። ዓገብ ክገብሩ ይግባእ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 7 หลายเดือนก่อน

      ናይብሓቂ

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 7 หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓት ምላሽ እስካዕ ነህዝቢ ወረ ተጋዊሑ ምስተወድአ ናብ ካልእ ኣጀንዳ ምስተሰጋገረዩ።
    እዚ ዘረእየካ እዝመሪሕነትዚ ዝሞተ ሬሳ ምኻኑዩ ምኽንያቱ እቱ ኣጀንዳ ድሮ ምስካልእ ኣጀንዳ ተሓዊሱ ናይካልእ ኣጀንዳ መራጎዲ ኮይንሎም ኣሎ ።
    ከምዚኣ እናበልና ኢና እናተቐበርና መፂእና።
    ስብሓት ነጋ ምላሽ ክበሉ ምፅባዩ ዝኾን ዘሎ

  • @MebrahtuGebregziabher
    @MebrahtuGebregziabher 7 หลายเดือนก่อน +2

    መሕዘንቲ እኹም ንሱኹም አማሓሩ አምንኩም ብዜና ምውዛዕኹም ንሱኹም ውን ይቅርታ ሕተ ቱ ፡

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ምንታይ ይቕሬታ እዩ
    ጀኖሳይደራት ይቕሬታ ዘይሓተቱስ ውድብና ውድብ ሕውሓት ይቕሬታ ክሓትት
    TPLF ❤❤❤ዋላካ ሓያሎ ዘመተ እንተበዝሐ ነዚ ፈንቂሉ ናብዓወት መሰስ ከምዝብል ንፃት ኣይጠራጠርን❤❤❤

    • @AgameTigray
      @AgameTigray 7 หลายเดือนก่อน

      ህውሓት ዝነቀዘ ሓሳብ ሒዛ አይዕወትን።

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 7 หลายเดือนก่อน +1

    እወ ንዘይርጡብ ሓበሬታ ብግዚኡ እንካሃባ ቅጽበታዊ ግብረ መልሲ እንተዘተዋሂቡዎ ሓሶት ክዳጋገም ሓቂ ስለ ዘምስልል ሃየ ድኣ ንሓሶታት ግዜ ከይሃብኩም ምጽፋዕ ኣይትዘንግዑ !!!

  • @melesgreat
    @melesgreat 7 หลายเดือนก่อน +1

    ንምታይ ኢኻ ናይ ሓሳዊ ፓኪስታናዊ ወረ መሰረት ገይርካ ኩሉ ሻዕ ዘይስሩዕ ወረ ትዝርግህ። ንትግራይ ኣይትጠቖሙን።

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 7 หลายเดือนก่อน

      ናብ ብሓቂ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 7 หลายเดือนก่อน

    ሳወት ❤❤❤❤ካብ ሕውሓት ቐፂለ ዝድግፎ ፓርቲ እዩ ኣጆኹም

  • @AgameTigray
    @AgameTigray 7 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ሆራይዞን እከለ ዩቱበር ከምዙይ ኢሉ ኢላካ ወረ አይተምጽእ። ናይ ሐስውቲ ሚዲያ ወረ አይተጋውህ። ንትግራይ አይጠቅምን።

  • @fikirtemamo4717
    @fikirtemamo4717 7 หลายเดือนก่อน

    Are. Eziom. Tenhanehti. Zibehalu. Guhifka. Mibrar. Miheshe

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 7 หลายเดือนก่อน

    H....... Tigary...,... Horizon....... MedIa.......Tg.......... Citly....... Country

  • @lisanuashebir5309
    @lisanuashebir5309 7 หลายเดือนก่อน

    ንስኹም ባዓልኹም ናይ ምያ ስነምግባር ፀገም ኣለኩም። ዝተወረየ ኹሉ ዜና ኢልካ ምቕራብ ኮነ ኢልካ ዝግበር ይመስል። ቅድሚ ዜና ምዝርጋሕኹም ብናይ ባዓልኹም መንገዲ ነቲ ዜና ምፅራይ ክትገብሩ ይግባእ። ዘየለ ኣጀንዳ በቲንኹም ትግራዋይ ኣብ ዘየድሊ ኮለል ኣይተእትይዎ። ሕማም ርእሲ።

  • @አላህወኪል-ፈ4ጰ
    @አላህወኪል-ፈ4ጰ 7 หลายเดือนก่อน

    አገንጺ አንተ ጂግና ብዙይ ቀጲሉ

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 7 หลายเดือนก่อน

    H....... Tigary...,... Horizon....... MedIa.......Tg.......... Citly....... Country